Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣብቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝመደበሩ ሕብረት ኣፍሪቃ ላዕለዋይ ዲፕሎማሰኛ ኮይኑ ክሰርሕ ዝጸንሐ ኣቶ መሓመድ እድሪስ ንምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ራሕሪሑ ፖለቲካዊ ዑቕባ ሓቲቱ።

ኣብቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝመደበሩ ሕብረት ኣፍሪቃ ላዕለዋይ ዲፕሎማሰኛ ኮይኑ ክሰርሕ ዝጸንሐ ናስታት 35 ዓመት ከም ኣባል ህዝባዊ ግንባር ተቓለሰ ኣቶ መሓመድ እድሪስ ያውጅ ንምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ራሕሪሑ ፖለቲካዊ ዑቕባ ሓቲቱ። ካብ 1980 ኣትሒዙ ኣብ ማሕበር

ኣብቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝመደበሩ ሕብረት ኣፍሪቃ ላዕለዋይ ዲፕሎማሰኛ ኮይኑ ክሰርሕ ዝጸንሐ ናስታት 35 ዓመት ከም ኣባል ህዝባዊ ግንባር ተቓለሰ ኣቶ መሓመድ እድሪስ ያውጅ ንምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ራሕሪሑ ፖለቲካዊ ዑቕባ ሓቲቱ።

ካብ 1980 ኣትሒዙ ኣብ ማሕበር ተማሃሮ ኤርትራ ብደረጃ መሪሕነት ኣባል ባይቶ ከምኡ ‘ውን ኣባል ፈጻሚት ሽማግለ ኮይኑ ዘገልገለ ኣቶ መሓመድ እድሪስ፣  ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ነቲ ብመሪር ቓልሲ ህዝቢ ኤርትራ ዝተረኽበ ዓወት ጠሊሙ ሕጊ ኣልቦ ዝኾነ ስርዓት ብምትካል ነቲ ውጹዕ ህዝቢ ጻማ ናጽነት ስለዝነፈጎ ነቲ ስርዓት ክገድፎ ከምዝወሰነ ኣገንዚቡ።

ምሉእ ትሕዝቶ ናይቲ ኣቶ መሓመድ ዝሃቦ ቃል ንምስማዕ ኣብዚ ቪድዮ ጠውቑ።

 

aseye.asena@gmail.com

Review overview
54 COMMENTS
  • SeAre S. May 12, 2015

    Through imposing poverty and hardship Essayas has conditioned Eritrean people
    inside Eritrea to accept his dominance. But what is now sad and unacceptable is for his former
    servants and followers to turn around and say he is a dictator, a killer and the rest of their acting.
    Eritrean people know what the devil Esayas is like but they want more action leaders to help and lead them in changing and throwing him to the hell where he belongs.

    • Eritrean May 16, 2015

      At one point, you were also a supporter of the regime. At that point, others who knew more than you were fighting the regime. I am sure you are a very young, hence immature, or ignorant person to make such a comment.

  • national pain May 12, 2015

    every leader should leave pfdj.

  • Truly Truly i say to you May 13, 2015

    መቼም ብኢሳያስ ዝረቅቅ ቅዋም ኮነ ሕጊ ንኣና ንፍትሒ ደለይቲ ጸርፊ እንበር ካልእ ቁንቁኛ ከነውጽ ኣሉ ከምዘይንክዕል ርዱእ ዋላ´ኳ ተኹነ፡፣ ግናስ ከምበኣል ኣዕምሮ ምሕሳብ ግን ስለዘድልየና፣ ንፍተዎ ንጽላኣዮ፣ ስርዓት ኢሳያስ ፈቲዩ´ድዩ ተገዲዱ በዚ ቀረባ ግዜ ልክእ ብሕግን ቅዋምን ተማእዚዚዙ ዘማሓድር ስርዓት ምእንቲ መሲሉ ክረኣይ ብፍላይ ነቶም ንከይርዕዮ ኣይኖም ዘእወሮም፡ ንከይሰምኡ እዝኖም ዘጽመሞም፡ ንከይሃስቡ ሕልናዖምን ልቦምን ዘእረቦም መሳኪን ተደናገጽቱን ብቀረባ ንዘይፈልጥዎ ወጻእተኛታት መሊሱ ንምድንጋር፡ በተን ናቱ ማእከናት ዜና ጥራይ ደይኮነ ብዙሕ ናይተቃወምቲ ማዕከናት ዜናም ከምዝሰማእኩሞ፡ ሃንሳብ ነቲ ሃገራዊ ኣገልግሎት ን18 ኣዋርሕ ጥራይ ከምዝሕጸር ገሬ ኣለኹኹ፣ ሃንሳብ 6 ጋዜጠኛታት ፈቲሔ ኣለኹ እናበለ እዚ ቅነ ድማ መቼም ወግኢ ኣይትረፍ ሕጊ ኣለኒ ተባሒሉለይ እንድዩ፡ በታ ዳርጋ ዘየላ ምኒስትር ፍትሒ ፎዝያ ሓሽም ኣቢሉ ንመጀመርያ ግዜ “ሕጊ ሲቢላዊ ስርዓትን ሕጊ ገበናዊ ስርዓትን” ብመጽሓፍ ተጻሒፉ ናብ ትግባረ በቂዑ ስርሁ “ሀ” ኢሉ ክጅምር ከምዝተቃረበ ክትገልጽ ተሰሚኣ። http://eastafro.com/2015/05/09/video-eri-tv-interview-with-eritrean-justice-minister-fauzia-hashim/
    ኢሳያስ ነቲ ናቱ ሓድሽ ቅዋም ኣብ በዓል ናጽነት ድሕሪ ኣስርተ መዓልቲ ከምዘፉልጠና ይውረ ኣሎ። ነቲ ሓድሽ ናይ መንነት ወረቀት ምዕዳልም ድሮ ተተሃሂዝዎ ኣሎ። ኩሉ ተቃዋማይ ከምዘይቀርቦ ምስኣረጋገጸ ነቲ በትረ ስልጣኑ ሕጋዊነት ከልብስ ናይምሰል ምርጫም ክገብር ከምዝኽዕል ምግማትም ኣድላይነት ዘለዎ ኮይኑ ይስምኣኒ። ትሩሊ እዚኹሉ ምሕውታት እንታይ ንምባል እዩ ተበልኩምኒ፡ ከምዝገለጽኹልኩም ብኢሳያስ ዝረብህሕ ሕጊ ኮነ ቅዋም ከምዘይመጽእ ከይተሓለመ ዝተፈትኸ ጉዳይ ምኳኑ ንማንም ብሩህ እዩ። ብሕግደፍ ዓይኒ ክርእዮ ከለኹ ግን ኣቢ ለውጢ ክትግበር ኣብዝተጀመረሉ ዕዋን፣ እዚ ክቡር ሓውና ኣምባሳደር መሓመድ ናይሕዝቢ ሕቶ ስለዘይተመለሰ ኢሉ ምምኽናዩ ቁሩብ ስለዘይተወሓጠለይን ሕርክርኽ ስለዝብለኒ፡ ናብ ካልእም ጥርጣሬ ስለዝወሰደኒ፡ ስለምንታይ ኣብቲ ብሕግደፍ መነጽር ለውጥታት ክግበር ኣብዝጀመረሉ ዕዋን ነቲ ስርዓት ራሕሪሑ ክገድፎ ከምዝወሰነ ኣስፊሁ ንከብርሃለይ፣ ኣሰና ወይ ካልዖት ጋዜጠኛታት ተትሓቱለይ ደስ ምበለኒ ንምባል ስለዝደለኹ እዩ።

    • Eritreawit May 13, 2015

      HGDF WILL NEVER BRING CHANGE, BUT Truly why you have susspicions of this guy who left HGDF last week ? It doesn’t matter why he left;the main thing is he rejected it and now he is speaking aganinst HGDF . One thing I was confused about is when he speak his identity he didn’t answere right away he thought about is and say ” haaa I am from Tigre Tribe”
      Is that so hard to say where you from. I hope Assenna interview him . 35 yers is a long time he is an insider he must have a lot of information.

    • ኣርዓዶም May 14, 2015

      truly
      ኣነ`ውን ከም`ዛ ናትካ ርእይቶ ኢዩ ዘለኒ፡ ምናልባት ህግደፍ ንኽመጾ ዝኽእል ሓይሊ ተቓውሞ ንምቑጻይ ነዚ ሰብ ልኢኽዎ ክኸውን ይኽእል፡ ምናልባት እምበር ሎሚ ኣብ ተቓውሞ ኣትዩ ክሰርሕ ኢዩ ዝብል ግምት የብለይን። ምኽንያቱ እዚኦም ንብዙሕ ዓመታት ጸማም እዝኒ ኮይኖም ዝኸዶ ዝነበሩ ሎሚ ከመይ ኢሎም ንመሰል ህዝቢ ክጽውዑ። ገለ ነገር ተገይርሎም ተዘይሃልዩ።
      ኣብ ተቓውሞ ክ ኣትዉ እንተዘይክኣሉ`ውን ዝጻወትዎ ኣሉታዊ ታራታት ክህሉ ይኽእል። ምናልባት እታ ትተርፎም ነገር፡ ንሰብ ብጉቦ ሒዝካ ኣንጻር ተቓውሞ ምንቕስቓስ፡ ስለያታት ወዘተ ክኸውን ይኽእል። ግን እዚ ሎሚ ኣይሰርሕን ኢዩ።

1 3 4 5

Post a Reply to Eritrean Cancel Reply