ኣብቲ ኣብ ቦለኛ ዝተኻየደ ፈስቲቫል ፈንጠዝያ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ 2200 ሰብ ጥራይ ከምዝተሳተፈ ብሽያጥ ትኬታት ተረጋጊጹ።
ኣብቲ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ብስም መበል ኣርብዓ ዓመት ፈስቲቫል ቦለኛ ንኣዋርሕ “10 ሽሕ ሰብ ክስሕብ እየ” እናበለ ዑብ ዝበለሉ፣ ካብ 4 ክሳብ 6 ሓምለ ኣብ ቦለኛ ዝተኻየደ ፈንጥዝያ-ፈስቲቫል፣ ኣብ ሰለስቲኡ መዓልታት 2200 ጥራይ ከምዝተሳተፉዎ ሽያጥ
ኣብቲ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ብስም መበል ኣርብዓ ዓመት ፈስቲቫል ቦለኛ ንኣዋርሕ “10 ሽሕ ሰብ ክስሕብ እየ” እናበለ ዑብ ዝበለሉ፣ ካብ 4 ክሳብ 6 ሓምለ ኣብ ቦለኛ ዝተኻየደ ፈንጥዝያ-ፈስቲቫል፣ ኣብ ሰለስቲኡ መዓልታት 2200 ጥራይ ከምዝተሳተፉዎ ሽያጥ ትኬት ብምውካስ እሙናት ምንጭታት ሓቢሮም።
እዚ ቁጽሪ’ዚ ሓደ ሕምሲት ናይቲ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ዝተጸበዮ ብዝሒ እዩ።
እቲ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ብህዝቢ ዝኻዕበን ዝተመንወን ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ነቶም ኣብ ወጻኢ ዝነብሩ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ቦለኛ ኣኪቡ ፕሮፖጋንዳዊ መኽሰብ ከዋህልል ‘ኳ እንተወጠነ፣ በቶም ኣብ ወጻኢ ዝነበሩ ኤርትራውያን ስደተኛታት ‘ውን ተነጺጉ፣ ፈሺሉን ተዋሪዱን ተመሊሱ ‘ሎ።
እቶም ዝርካቦም ተሳተፍቱ ብኣዴታትን ኣቦታትን ዝተዓበለሉ ክኾኑ ከለዉ፣ ህግደፍ ኣብ በቦትኦም እሩሩ ክብሉዎ ንግዚኡ ሞራል ኣስኒቑ ክሰዶም ዝሓሰቦ መሊሶም ተስፋ ቆሪጾም ከምዝተመልሱ እቲ ሓበሬታ የረድእ።
Mahtem_Mariam July 12, 2014
Dear Messinas,
I commend your genuine concern in the usage of our language. A question for you: why is a plural form has to apply for more than two persons, instead of more thane one? (you wrote KAB KLETE NLAELI)
Thanks
MohammedKeren July 12, 2014
ኣብቲ ኣብ ቦለኛ ዝተኻየደ ፈስቲቫል ፈንጠዝያ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ 2200 ሰብ ጥራይ ከምዝተሳተፈ ብሽያጥ ትኬታት ተረጋጊጹ።
so is 2200 is a small figure for you ??
call for a conference wherever, then lets see how many people would turn up for you guys in the opposition.
denakuran
Sorobeti July 12, 2014
MohammedKeren
Take care, one day the dogs of DIA will arrest you to disappear forever under the pretext of JIHAD as they have done with hundreds of Muslims from Keren and several other towns.
Asghedom Woldeghiorghis July 15, 2014
Mohammedkeren
There are 2000,000 eritreans in europ , america and other world and the government have got only 2200 , do you know in terms of percenteg divide it 2200/2000,000 and you will see what does it mean.
Eritreans was sleeping 30 years about thier destiniy and theier country , and you will see what will hsppen in the near future.
Habte K. July 12, 2014
Dear compatriots!!
In the early days of Bologna we use to be minimum 7,000 participants. However after 1984 the number swelled to 9,000 and over 10,000 people. MIDISPIACE!!!Metalelti Mitlalom Tekeshihu!!!
Motom Tekaribu sle zelo IDEI IDKA ILNA NIHIGDEF NIKBERO IMO SEABTU ZINEGHESE NIGUSNA SLE ZIKONU NITIKMOM KIBLU KISIIBUNA IYOM AITICHENEKU!!
yonas July 12, 2014
POOR HGDF,IF YOU WATCH THEIR VIDEOS,LEFT WITH WOMEN AND CHILDREN.SOON WILL LEFT WITH NO BODY.THEIR DAYS ARE NUMBERS,WHATEVER LIES AND TRICKS THEY BRING WILL NOT WORK.PACKING THE DOLLARS AND GOLD FROM BISHA ARE THE ONLYTHING THEY ARE LEFT WITH.NO ERITREAN WILL BE FOOLED BY THESE GANGSTERS.
goitom July 12, 2014
eten kedemti ke kindey nerkin 22 meshikotat enqae abti siltun ewan halena sala teknology kulu ab gizeu nreo halena kabakatkum si bhasot mistedefena
yonas July 12, 2014
GOITOM ON: KEDAMI DEA TIHISHO MISKIN,HAGERN HZBN ZETF’E ZELO WLKE MELAKI MKDAM ZKEF’E YELEN.NAY TMHRTIN FLTETN HAGEZ YEDLYEKA ALO,
Gebre July 12, 2014
I don’t know who said this ” insanity is doing the same thing over and over again and expecting different result” how true, yes our people is going through difficult time, I think it is well over to look where the problem is. People get over it, this is the best we have and work with it. all this people crying on this webpage is the very people that kept us on this vicious loop for over 40 years. what new magic do they have that we haven’t seen before in their pocket this time? People do you really need change, get educated yourself first.
Asghedom Woldeghiorghis July 15, 2014
Gebre
even you change every day , when you born you where so smoll kid you don’t understand nothing, whennyou griw at 5 years old , your mother have gave you the necesary words you speak, at seven years you go to school to understand something.
At 20 years you understand about yourself and your brothers. Above twenty years you get married and you procreate a child.
All these years your father and the societ have done a lot to give you education.
youdon’t understand almost this efforts from your family and your people?
ERITREAN UNCLE July 12, 2014
ህግደፍ ኣብ ቦሎኛ እውን ኩዕሶ እግሪ ክጅመር እዩ ሰሚዔ ኣለኹ።እቶም ተቓወምቲ ዝኾንና ሰላማዊ ሰልፊ ጌርና ክንቃወሞም ይግብኣና ዝብል ሓይሊ እውን ኣሎ። ኣብ ርእሲ ቦሎኛ ኩዕሶ እግሪ ተራእይዎም ክገብሩ እውን ዘሕንኽ እዩ፣ኣብ ዘዝገበርዎ ጉዳይን ህግደፍ ዘዝበልዕዎ ሬስቶራንተን ከኬድና እውን ክንቃወሞም ኣለና ዝብል ኣካል እውን ኣሎ።
Mesinas July 13, 2014
ዝኸበርካ Mahtem_Mariam
“Dear Messinas,
I commend your genuine concern in the usage of our language. A question for you: why is a plural form has to apply for more than two persons, instead of more thane one? (you wrote KAB KLETE NLAELI)
Thanks”
ክቡር ሓው ሕቶኻ ብግቡእ ተረዲአዮ እንተ ኮይነ “ንምንታይ እዩ እቲ መግለጺ ብዝሓት ኣብ ክንዲ ካብ ሓደ ንላዕሊ ካብ ክልተ ንላዕሊ ዚኸውን?” ኢኻ ትብለኒ ዘለኻ ይመስለኒ? ጽቡቕ ኣለኻ። ካብ ሓደ ንላዕሊ እዩ ዚብሃል። ክልተ ወይ ልዕሊኡ እንተ ኮይኖም ክብል’የ ካብ ክልተ ንላዕሊ ኢለዮ። ይቕሬታ? ንእርማትካ ድማ ኣዝየ አመስግነካ። እዚ ረቂቕ ምስትብሃልን ምግዳስን’ዩ። ንቐጻሊ ሓገዝካ ከይፍለየኒውን እምሕጸን። የቐንየለይ ክቡር ሓው።
እስከ በል ኣብዛ ኣትስዕብ ምስዚ ኣልዒልናዮ ዘለና ኣርእስቲ ኣትኸይድ እርማት ዝተዋህበታ ጽሕፍቲ ኣላ’ሞ ገለ ጉድለታት እንተ ረኸብካላ ክትእርመኒ ብትሕትና ክሓተካ?
“ኣቱም ኣሕዋት ማማ እምበር ሓሚማ
መራሚርኩማዶ ካብ መን’ዩ ጸገማ?
ኣቱም ኣሕዋት ማማ ትሓመና ኣላ ማማየ
ኣቱም ኣሕዋት ማማ ትሞተና ኣላ ማማየ!
ወገነይ ወገንካ *ጨንደል ምስ ወለደ *ከየሰመረ ተረፈ፣ ተበላሸወ
ቁስላ’ዩ ዝጉዳእ ዳሕራይ ዚገደደ
ዕዳጋ *ሃዚላት ጭርጭር ዓበደ *ዓያሹ
ይዘንብዶ ኮይኑ ኩሉ ዚነጎደ
ሓይልና ጥምረት’ዩ ተሳኒና ንዕየ!” ኢሉና ህቡብ ድምጻዊ ወዲ ህዝቢ ምሕረትኣብ ሚካኤል። ሓቂ ብሓቂ ጥምረትና’ዩ ሓይልና!
ወዲ ሚኪኤል ኣንበሳ! “ኣብ ርእሲ ልብኻ እንተ ዝውስኹኻ” ከም ዚብሃል፡ ኣብዘን ልዕል ኢለ ጠቒሰየን ዘለኹ ናዕታታትካ፡ ካብቲ ንስኻ ኢልካዮ ዘለኻ እንታይ ምቅይያራት ጌረለን ከም ዘለኹ ከተስተብህለለን ብትሕትና እሓተካ ዝሓወይ። ምኽንያቱ፡ ኣንቱም ንብዙሓት ዘይኮነስ ንንጽል ኮይኑ ንዓበይቲ ወይ ድማ ንኣርካናት መጸውዒ እንጥቀመሉ ተውላጠ ስም እንድዩ ኣብ ክንዲ ኣንቱም ኣቱም እዩ ኪብሃል ዘለዎ። ከምኡውን የሕዋት ዘይኮነስ ኣሕዋት’ዩ ኪብሃል ዘለዎ። ኣብ ክንዲ እቲ ብዙሓት ዘይትርጉሙ ዝህቡዎ በሃማት (ዓባሳት) ምባል ሃዚላት (ዓያሹ) ምባልካውን ኣዝየ እየ ኣድኒቐካ። ከምኡውን ጨንደል (ከይሰመረ ተረፈ ወይውን ተበላሸወ) ንምባል ጨንደር ኢልካዮ ስለ ዘለኻ ኣብዚኣውን ናይ ሓንቲ ሆሄ (ፊደል) ጌጋ ብምግጣማ ነታ ቃል ትርጉም ዘይብላ ጌራታ ስለ ዘላ ንመጻኢ ዘይዝውቱራት ቃላት ኪትጥቀም ከለኻ ደጊምካ ክተረጋግጾ እላበወካ። ከምዚኣቶም ዝኣመሰሉ ህዝቢ ብብዝሒ ዘይጥቀመሎም ቃላት ብምጥቃም ቋንቋና ኣብ ምህብታም ትጻወቶ ንዘለኻ ኣበርክቶ ድማ ብልቢ አመስግነካን አድንቀካን። ሓውካ መሲናስ።
Tesfom Habrom July 13, 2014
መለክቲ ናብ ኣምባሳዶር ዘመደ ተክለ ናይ ሎሚ ኣምባሳደሮ ብምኻንካ ኣብ ክንዲ ንህዝቢ ተገልግል ንምልከ መላኪ PIA ክትርስዖ ዘይብልካ ናይ ወዲ ሰብ ተፈጥራዊ ዉህበት ኣሎ
ኣብ ዓለም ትመጸ ኣብ ግዜካ ድማ ትሓልፍ ንስካ ኣብ ንዝወድብካዮ ዉጡን እንሆ ፈሽሊካ ጥራሕ ዘይኮነ ብጠቅላላ እቲ ዉዱብን / መንግስቲን / ወከልቲ ተባሂሎም ከም ኣቶ ወልደንኪኤል ኣብራሃ ሓጎስ ገብረሂወት የማነ ገብረኣብ ወዘተ…… 10፡000 ዑዱማት ክመጹ ኢዮም ተባሂሉ ፈንጠዚያብ ናይ 40 ዓመት ብዝብል ሓሶት ሓዘል ንህዝቢ ከተታሉሉ መጺኦ እቲ ተልእኾኩም ካልእ እዩ ነይሩ ናይዚ ተልእኾ ከም ዝጠፈሽኩም ስለ ዝተርዳእ ምስ ፈለጥኩም ድሕ 23 ዓመት ክህዝቢ ከተዳናግሩ ናይ ናይ ቀደም ተረሲዑ ዝነበረ ናይ ቃልሲ ዝነበረ ታሪካትን ሙዚቃታት ደረፍትን ሕዝኩም መጽእኩም እዚ ከቲ ኣብ ግዜ ቃልሲ ትጥቀሙሉ ዝነበረ መላታት ሕጂ ክትደግምዎ ትፍትኑ ኣሎኩም። ሎሚ ህዝቢ ክሳብ ክንደይ ጸሊእኩም ከም ዘሎ ኣብ ቦሎጃ ተሰዊጥኩም ክኽዉን ተስፋ እገብር ኣበይ ኣሎ እቲ 10000 ዝበልኩሞ ጠላማት ኣብ ኤርትራ ንህዝቢ ጨቑኩም ብጥምየትን ስራሕ ኣልቦን ምእሳርን ተሽቕሪሩ ከም ዝነብር ገርኩሞም ነዚ ፍሹል ባዓል ንክሳተፉ ተባሂሉ ጨፍራኩም ሒዝኩም ሕዝኩም ንቦሎኛ መጺእኩም ዒላማኩም ፈሺሉ ጥራሕ ኢድኩም PIS ተመሊስኩ ካብ ቀዳማይኩም ዳሕራኩም ይክፍእ። ሎሚ ህዝቢ ነቂሑ ኢዩ ናትኩ ምታርክ ከም ዝተወዴ ሕጂዉን ዝተረደኤኩም ኣትመስሉም ይኣክል ግዜ ተወዲኡ ኢዩ ኣቶ ዘመደ ምስ ጭፍራ ቦሎኛ ካብ 1977 ጀሚርኩ ህዝቢ ዝጠለም ሎሚ ኣብ ደገ ወጻን ዝርከብ ህዝብና ንዓኩም ዘይፈለጠን የሎን ናይዚ ኩሉ ጥልመትኩም ኣብዚ ቀረብ ክትከፍልዎ ኢኩም። ኣቶ ወልደምካኤል ኣብራሃ ክሳብ ሕጂ ስምካ ብመጠኑ ስቱር ነይሩ ሕጂ ግና ምስቶም ጠላማት ሕድሪ ተጸምቢካ እንኻዕ ሓጎሰካ። ዓወት ንህዝቢ ኤርትራ ዘልኣለም ዝኽሪ ንስዋኣትና ዉድቀት ንጠላማት ሕድሪ ስዉኣታት።