ኣማኒኤል ሳህለ፣ ዓቢ ጽፍዒት ንሚኒስትሪ ዜና!
ኣቶ ኣማኒኤል ሳህለ ኣብ ስነጽሑፍ ሃገርና ብፍላይ ድሕሪ ነጻነት ሓደ ካብቶም ዓበይቲ ኣብርክቶ ዝገበረ ክንብሎ እንኽእል ሰብ እዩ። ሕጂ ካብ ጋዜጣታት ኤርትራ ድሕሪ 16 ዓመታት ምፍላዩ፣ ዓቢ ጽፍዒት ንሚንስትሪ ዜና እንተተባህለ ዝተጋነነ ኣይኮነን።