Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ንውጽኢት መርማሪ ኮምሽን ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ደገፎም ንምግላጽ ካብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ኤውሮጳ ብመካይንን ነፈርትን ናብ ጀነቫ ዝወሓዙ ልዕሊ 5 ሽሕ ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ኣብ ጀነቫ ታሪኻዊ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም።

ንውጽኢት መርማሪ ኮምሽን ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ዘለዎም ደገፍ ንምግላጽ ከምኡ ‘ውን ንምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ንምዅናን፣ ካብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ኤውሮጳ ብመካይንን ነፈርትን ናብ ጀነቫ ዝወሓዙ ዕዕሊ 5 ሽሕ  ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ፣ ሎሚ

ንውጽኢት መርማሪ ኮምሽን ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ዘለዎም ደገፍ ንምግላጽ ከምኡ ‘ውን ንምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ንምዅናን፣ ካብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ኤውሮጳ ብመካይንን ነፈርትን ናብ ጀነቫ ዝወሓዙ ዕዕሊ 5 ሽሕ  ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ፣ ሎሚ ዓርቢ  26 ሰነ 2015፣ ኣብ ታሪኽ ተቓወሞ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ብብዝሑን ዓይነቱን ውዕዉዕነቱን ፍሉይ ኣገዳስነት ዘለዎ ዕዉት ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም።

ፍርቂ ናይቶም ሰልፈኛታት፣ ካብ መተኣኻኸቢ ቦታ ተበጊሶም ንመርማሪ ኮምሽን ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝድግፍ ንምልካዊስ ስርዓት ኢሳይያስ ዝዅንን ጭርሖ እናስምዑ  ብማእከል ጎደናታት ጀነቫ  ናብ ቤትጽሕፈት ኮምሽን ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣምሪሖም። ኣብቲ ቦታ ምስ ዝጸንሑዎም ካልኦት ኣሽሓት ደለይቲ ፍትሒ ተጸንቢሮም ከኣ ውዕዉዕ ሰላማዊ ሰልፎም ቀጺሎሞ።

ሓደ ነቲ ናይ ሎሚ መዓልቲ ታሪኻዊ  ሰለማዊ አልፊ ፍሉይ ዝገብሮ፣ እቶም ናይ ሎሚ መዓልቲ ተሳተፍቲ ልዕሊ 90 ሚእታዊት ኣብዚ ቐረባ ዓመታት ካብ ኤርትራ ዝተሰደዱ መንእሰያት ክኾኑ ከለዉ፣ እቲ ጸብጻብ መርማሪት ኮምሽን ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣማን ብኣማን ሓቂ ምዃኑ ብኣካል ተረኺቦም ብዘየወላወል መንገዲ ምምስካሮም እዩ።

S1290020

 

 

 

 

 

 

 

 

S1290024
S1290019S1290016S1290018ክቡራት ተኸታተልቲ ኣሰና ሰፊሕ ዜናን ናይ ቪድዮ ምስክርነትን ኣብ ቀጻሊ ከነቕርበልኩም ኢና።

 

aseye.asena@gmail.com

Review overview
82 COMMENTS
  • T Zeggai June 26, 2015

    Great Job! this is the truth…The world finally is with us and let us go forward with the struggle for a real Democracy in ERENA PFDJ is just shame and disgrace for our country and has to go……Thanks Dekki Hezbi.

  • Lc June 26, 2015

    So proud of my people!Keep up the good work!

  • Abu Ahmed June 26, 2015

    HOORAY/VIVA REAL AND TRUE ERITEANS. YOU PROVED TO THE WORLD THAT YOU STAND FOR OPRESSED AND VOICE LESS ERITREANS WHO SUFFER BY THE HAND OF THE TYRANNY REGIME OF ASMARA

  • fthawi June 26, 2015

    ኣናብስ ኤርትራዊያን ናይ ብሓቂ ኤርተራዊ ምስሊ ክንመልሶ ሳዓቱ አኩሉ አሎ አጂኩም ኣጆና ስኒ ንከስ ኤርትራዊ ፊት ንፊት ንጋጠመሉ ደለይቲ ፍትሕን አቃጠርቲ ናይ ውልቀ መላክን ሳዓቱ አኪሉ ታሪኽ ክፈርደና እዩ ርእሶም ኣድኒኖም ክኮዱ እዮም እዞም ዓክትኦም ዘልሙጹ ሕድሪ ስውኣት ዝጠልሙ ግን የማና ጸጋምና እንዳራአና ንኺድ ብኸቢድ ተቓወምቲ መሲሎም ሱልኳ ክህሉ እዩ እቲ ናይ ዱኩማት ጠባዮም ብወገን ዝተወደቡ እዮም ክብሉ እዮም ጸማም ሐደ ደርፉ ብፍላይ የሕዋተይ ተወለድቲ ኣኸለ ጉዛይ በዚ ዘረባይ ከይትስከፉ አነ ወዲ ሎጎ ጭዋ እየ ዝዓበየ ክብሪ አለኒ ኣባኹም ንዓይ መጽዮም ቡዙሕ ጊዜ ምስ መን ትከይድ አለካ ኢሎም እፉትኑኒ እዮም አነ ግን አዋሪደ እየ ዝሰዶም ኩሉና የሕዋት ኢና ኣጆኹም ።

  • hakee June 26, 2015

    We do not need to bark for everything what the supporters are doing. They have strong leaders who can represent them against the oppositions. what do the opposition have as a leaders that can lead the people. We have to come with strong leadership and convince all our people to see the HIGDAF is doing to Eritrea. We need to stop seeing our people who are supporting the government as our enemy. We believe for Democracy all people have the right to support or oppose the government but as opposition we need to have a leaders to represent us as leaders not as leaders who bark to everything the HIGDF is doing to our people. Our leadership should bring some kind change to UNITE us and bring the supporters to see our agenda for better Eritrea. We need to stop going against everything the government is doing to Eritrea we should lead and bring change for all of our people. The supporters know the problems cause by the HIGDF but they do not have alternative because the opposition is not leading but barking what ever the HIGDF is representing to the international community.

  • refugee in Sudan June 26, 2015

    ይበል ረፈሩንዶም

    ዕድመ ዘሃቦስ ኩሉ ይርኢ ንኹሉ ንኹሉ እንኳዕ ኣርከብኩሉ በለ ወዲ ገብሩ።
    ኤርትራውያን ረፈሩዶም ኣብ 1993 ከነካይድ ከለና ተገርህና እወ ንናጽነት ጥራይ ኣድሚጽና ለኪ እቲ ክኸውን ዝነበሮ ግን አወ ንናጽነትን ሓርነትን ብሰንኪ እወ ንሓርነት ዘይምሳኽና ድማ 24 ዓመት ኣብ ባርነት ወዲቅና ኣቶ ህግደፋውያን ድማ ብናጽነት መሬት እንተዘይኮኑ ብሓርነት ህዝቢ ንሕተት ኣይኮናን ብኣፈኘኦም ገራህቱ ኣብ ቅድሚ ዓለም ሊሎሙና ።
    ወየ ውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ሃገሩ ከካይዶ ዝግበኦ እወ ንሓርነት ዝብል ረፈሩንዶም ኣብ ማእከል ሕምብርቲ ጂነቫ ኣካይድዎ ምሉእ ደገፍ ባይቶ ሰብኣዊ መሰል ውድብ ሕቡራት ሃገራት ረኺቡ ። የድሕኖ ህዝቢ ኤርትራ ሕነ ቀራናት ንጓዕማማት ከይወርዶ ።

  • mulugeta besrat June 26, 2015

    Amlak yebrekum teawetu gezie akelu eyu wana neger hebret wesanay eyu mesakum alena

  • Lidu June 26, 2015

    ናይ ብሓቂ ታሪክ እዩ ተሰሪሑ ካብተን በፉሉይ ድተሓጎስኩለን መዓልታት ኮይና አለ ሎሚ 26

  • Abel June 26, 2015

    5 shih try aykonen wielu bmlue eritrawi nsakum eu wielu bmenfes bhaki ab wishtika zehmeka zelo metenfesi kitrekbelu kelaka kemey des ebleka emeslekum etom nihna nsu wela bzey mflatom wey seb rebha sle zkonu ember blibom aykonun gin I FEEL SORRY FOR THEM.AT DIS CENTURY TO SEE DIS KIND OF NONSENSE GUIS.

  • Afom June 26, 2015

    We are very proud of you all who participated in this historic event. This is the beginning of the end of Isayas’s dictatorship. Viva deki Ere. Agekum Alena msakum. Isatas is a murderer. He has to face the full force of the rule of law at the Huge. The sooner is done is the better.
    Afom Abraham

Post a Reply to LEGESSE Cancel Reply