Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ንውጽኢት መርማሪ ኮምሽን ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ደገፎም ንምግላጽ ካብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ኤውሮጳ ብመካይንን ነፈርትን ናብ ጀነቫ ዝወሓዙ ልዕሊ 5 ሽሕ ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ኣብ ጀነቫ ታሪኻዊ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም።

ንውጽኢት መርማሪ ኮምሽን ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ዘለዎም ደገፍ ንምግላጽ ከምኡ ‘ውን ንምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ንምዅናን፣ ካብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ኤውሮጳ ብመካይንን ነፈርትን ናብ ጀነቫ ዝወሓዙ ዕዕሊ 5 ሽሕ  ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ፣ ሎሚ

ንውጽኢት መርማሪ ኮምሽን ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ዘለዎም ደገፍ ንምግላጽ ከምኡ ‘ውን ንምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ንምዅናን፣ ካብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ኤውሮጳ ብመካይንን ነፈርትን ናብ ጀነቫ ዝወሓዙ ዕዕሊ 5 ሽሕ  ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ፣ ሎሚ ዓርቢ  26 ሰነ 2015፣ ኣብ ታሪኽ ተቓወሞ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ብብዝሑን ዓይነቱን ውዕዉዕነቱን ፍሉይ ኣገዳስነት ዘለዎ ዕዉት ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም።

ፍርቂ ናይቶም ሰልፈኛታት፣ ካብ መተኣኻኸቢ ቦታ ተበጊሶም ንመርማሪ ኮምሽን ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝድግፍ ንምልካዊስ ስርዓት ኢሳይያስ ዝዅንን ጭርሖ እናስምዑ  ብማእከል ጎደናታት ጀነቫ  ናብ ቤትጽሕፈት ኮምሽን ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣምሪሖም። ኣብቲ ቦታ ምስ ዝጸንሑዎም ካልኦት ኣሽሓት ደለይቲ ፍትሒ ተጸንቢሮም ከኣ ውዕዉዕ ሰላማዊ ሰልፎም ቀጺሎሞ።

ሓደ ነቲ ናይ ሎሚ መዓልቲ ታሪኻዊ  ሰለማዊ አልፊ ፍሉይ ዝገብሮ፣ እቶም ናይ ሎሚ መዓልቲ ተሳተፍቲ ልዕሊ 90 ሚእታዊት ኣብዚ ቐረባ ዓመታት ካብ ኤርትራ ዝተሰደዱ መንእሰያት ክኾኑ ከለዉ፣ እቲ ጸብጻብ መርማሪት ኮምሽን ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣማን ብኣማን ሓቂ ምዃኑ ብኣካል ተረኺቦም ብዘየወላወል መንገዲ ምምስካሮም እዩ።

S1290020

 

 

 

 

 

 

 

 

S1290024
S1290019S1290016S1290018ክቡራት ተኸታተልቲ ኣሰና ሰፊሕ ዜናን ናይ ቪድዮ ምስክርነትን ኣብ ቀጻሊ ከነቕርበልኩም ኢና።

 

aseye.asena@gmail.com

Review overview
82 COMMENTS
  • daniel June 26, 2015

    no more dictator in Eritrea and a retarded Ideology .

  • Mussie June 26, 2015

    ጀነቫ፣ ኣዲስ ኣበባ፥ ምስ እስራኤኡ ኩላተን ሓደ እየን ዝዛረባ። ንጉጅለ ሸፋቱን ነቶም ግጉያት ደገፍቶምን፥ ሪምና ምለሱልና፥ ቤትና ግደፉልና፥ መሰልና ሃቡና፥ ባይቶና ክንተክል፥ ብሕጊ ክንመላለስ፥ ብሰላም ክንነበር፥ ኢድኩምን እግርኹምን ሓዙልና ዝብል ሕዝባዊ ማዕበል ኢዩ።

  • Mussie June 26, 2015

    VIVA VIVA GENEVA

  • Nurhussein June 26, 2015

    Our youth, I’M so proud of you, it is your business and you have done it well nothing going stop.
    Down with the dictator and his cohorts!!!

  • Mengs June 26, 2015

    wel done deki erey hayet

  • Mehdret Dawit June 26, 2015

    I am so ptoud of you who demontrait for democrati.

  • sammy mike June 26, 2015

    vivvavvvvvvvvvvvvvvvvvvvvvvvvvvvvvvvvvvvvvvvvvvvvv no one will stop menesey

  • Wedi Haile June 26, 2015

    ኣጆኩም ደቒ ኤሬ ምልካዊ ስርዓት ኣብ ዕርበቱ እዩ፥ ምሉእ ሓርነት ንጋናጸፈሉ ግዜ እናቐረበ እዩ!

  • semere 2 June 26, 2015

    God Bless you guys!!

  • hp June 26, 2015

    ኣማን ብእማን ጂግንነት ተሰሪሑ ኣሎ።ነቲ ዘይተርፍ ዓወት’ውን ቁሩባት ኢና።እንተ ደገፍቲ ህግደፍ’ሞ ድሮ፡ዋይ!ኢንታይ’ማ ኣግነየና ክብሉ ድሮ ይስሙዑ ኣለዉ።viva Geneva!!!

Post a Reply to LEGESSE Cancel Reply