Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ንውጽኢት መርማሪ ኮምሽን ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ደገፎም ንምግላጽ ካብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ኤውሮጳ ብመካይንን ነፈርትን ናብ ጀነቫ ዝወሓዙ ልዕሊ 5 ሽሕ ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ኣብ ጀነቫ ታሪኻዊ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም።

ንውጽኢት መርማሪ ኮምሽን ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ዘለዎም ደገፍ ንምግላጽ ከምኡ ‘ውን ንምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ንምዅናን፣ ካብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ኤውሮጳ ብመካይንን ነፈርትን ናብ ጀነቫ ዝወሓዙ ዕዕሊ 5 ሽሕ  ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ፣ ሎሚ

ንውጽኢት መርማሪ ኮምሽን ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ዘለዎም ደገፍ ንምግላጽ ከምኡ ‘ውን ንምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ንምዅናን፣ ካብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ኤውሮጳ ብመካይንን ነፈርትን ናብ ጀነቫ ዝወሓዙ ዕዕሊ 5 ሽሕ  ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ፣ ሎሚ ዓርቢ  26 ሰነ 2015፣ ኣብ ታሪኽ ተቓወሞ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ብብዝሑን ዓይነቱን ውዕዉዕነቱን ፍሉይ ኣገዳስነት ዘለዎ ዕዉት ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም።

ፍርቂ ናይቶም ሰልፈኛታት፣ ካብ መተኣኻኸቢ ቦታ ተበጊሶም ንመርማሪ ኮምሽን ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝድግፍ ንምልካዊስ ስርዓት ኢሳይያስ ዝዅንን ጭርሖ እናስምዑ  ብማእከል ጎደናታት ጀነቫ  ናብ ቤትጽሕፈት ኮምሽን ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣምሪሖም። ኣብቲ ቦታ ምስ ዝጸንሑዎም ካልኦት ኣሽሓት ደለይቲ ፍትሒ ተጸንቢሮም ከኣ ውዕዉዕ ሰላማዊ ሰልፎም ቀጺሎሞ።

ሓደ ነቲ ናይ ሎሚ መዓልቲ ታሪኻዊ  ሰለማዊ አልፊ ፍሉይ ዝገብሮ፣ እቶም ናይ ሎሚ መዓልቲ ተሳተፍቲ ልዕሊ 90 ሚእታዊት ኣብዚ ቐረባ ዓመታት ካብ ኤርትራ ዝተሰደዱ መንእሰያት ክኾኑ ከለዉ፣ እቲ ጸብጻብ መርማሪት ኮምሽን ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣማን ብኣማን ሓቂ ምዃኑ ብኣካል ተረኺቦም ብዘየወላወል መንገዲ ምምስካሮም እዩ።

S1290020

 

 

 

 

 

 

 

 

S1290024
S1290019S1290016S1290018ክቡራት ተኸታተልቲ ኣሰና ሰፊሕ ዜናን ናይ ቪድዮ ምስክርነትን ኣብ ቀጻሊ ከነቕርበልኩም ኢና።

 

aseye.asena@gmail.com

Review overview
82 COMMENTS
  • merhaba June 26, 2015

    Wow wow hizbi ertra telailu? This is the reality and the young generation is the one who is paying the price. On 22 geneva they said around 7000ppl also they printed it in hadas eritra and i was thiking they were old when i saw it on youtube. You said this is around 5000ppl but is planty 10x and also PFDJ they said they handed a memorandum with 18,000 sig may be they fack it haha, Time for new generation ajokum if i was in europe i woukd join it.

  • Genet-orginal June 26, 2015

    Well done Eritrean!!!
    Thank you Amanuel for the report.
    God bless out people and out country.
    We shall overcome!!
    Genet-O

    • Genet-orginal June 26, 2015

      please read as our people and our country. sorry.

  • Michael Tesfamariam June 26, 2015

    The happiest day in my life since I was forced to leave my beloved country Eritrea!

  • Sara June 26, 2015

    we are with you well done brothers and sisters

  • Stefanos Temolso June 26, 2015

    ንመጀምርያ ግዜ ንህግደፍ ኣብ ጽፍሩ ዘእተወ ናይ ደለይቲ ፍትሒ ሰላማዊ ሰልፊ። እሞ ሕጂ ደኣ ጭፍራ ህግደፍ እቲ “መርማሪ ኮሚሽን ንሓሙሽተ ሚእቲ ሰባት ጥራይ እዩ ሓቲቱ፡ እቲ ኣገባብ ቅኑዕ ኣይነበረን፡ ፖለቲካዊ ኣጀንዳ ዝነበሮ እቱ” ዝብል ናይ ሰፈጥ ዘረባ ደኣ ኣበይ ከሽርፉዎ እዮም?? እቶም ናቶም ወይጦታት ካብ ሽሕ ኣይበዝሑን ነይሮም ይብሃል። ንሱውን ኢትዮጵያውያን ኣባላት ግንቦት ሰባት ደሚርካ እዩ ነይሩ። እሞ ከኣ ዝጠስጠሱ ኦኣለም ዝጠለመቶም ኣረገውቲ። እቲ ዝኸፍአ ድማ ኤርትራ ከም ሰሜን ኮርያ ኣይኮነትን እናተበሉስ፡ ናይ ውልቀመላኺ ኢሰያስ ስእሊ ሒዞም ነይሮም! እዝስ ድንቁርናዶ ኣይኮነን??? ኣብ መደምደምታ ክብሎ ዝደሊ፡ ደለይቲ ፍትሒ ኣጂኻትኩም፡ እታ መቝሎ ትረስን ኣላ። ኢሰያስን ጭፍራኡን መዓልቶም እናሓጸረ እዩ ዝኸይድ ዘሎ። ጥራይ ኣብ ጓል መንገዲ ከይኣተና፡ ሓድነትና ኣደልዲልና ንቃለስ። ዓወት ንህዝቢ!!!

  • Yohannes June 26, 2015

    Viva Jeneva!!! we are proud of you. Down the dictator and his thugs.

  • ARON KIDANE June 26, 2015

    teawet menesey jegenenet sereheka deki eri tseadu nesu eti haki awet nehezbi eritrea wedeket neti medakeri sereat awetena nay geden u

  • Ti June 26, 2015

    Anabs deki Ababs!!! Amlakh ybarkhum!!
    TseHayna tberq alaaaaa.

  • Ajir June 26, 2015

    Aromay HGDF gobez telailu hateftef Wedi Gerahtu kentu koynu tseba setina gud HGDF degim tekeshihu temesgen temesgen welidna jeganu.

  • ertra n ertrawyan June 26, 2015

    Almost the end of the Dictator is reached. Eritreans be ready for any attacks of the pessimistic dictator. Well done Eritrean heroes. Issayas from heroes to dictator. Shame on you Mr. dictator. This is your last age of colonialism.

Post a Reply to LEGESSE Cancel Reply