ናብ ኩሉኹም ኣባላት ስምረት መንእሰያት ኤርትራ ንድሕነት ሃገር
ኣብ’ዚ ሕጂ እዋን ጻውዒት ንሓድነት ኣበየ ቦትኡ ክቃላሕ ይስማዕ ኣሎ። ነዚ ሰናይ ሓሳብ ዕዉት ንምግባር ስምረት ከይትሓለለት ክትሰርሕ ጸኒሓን ትሰርሕ ኣላን። ጉባኤ ስምረት ከም’ቲ ኩሉ ደላይ ምሉእ ሓርነት ዝደልዮ ዕዉት ኮይኑ ንኽወጽእ ክማልኡ ዘለዎም ጉዳያት
ኣብ’ዚ ሕጂ እዋን ጻውዒት ንሓድነት ኣበየ ቦትኡ ክቃላሕ ይስማዕ ኣሎ። ነዚ ሰናይ ሓሳብ ዕዉት ንምግባር ስምረት ከይትሓለለት ክትሰርሕ ጸኒሓን ትሰርሕ ኣላን። ጉባኤ ስምረት ከም’ቲ ኩሉ ደላይ ምሉእ ሓርነት ዝደልዮ ዕዉት ኮይኑ ንኽወጽእ ክማልኡ ዘለዎም ጉዳያት ስለ ዘለዉ ጉባኤ ኣብ’ቲ ኣቐዲሙ ዝተመደበሉ ግዜ ኣይካየድን ኢዩ። በዚ ንዝያዳ ኣድማዕነትን ምሕያልን ዝተወስደ ውሳኔ ብኣሉታ ንዝተጸልዉ ኣባላትናን ፈተውትናን ድማ ይቕሬታ ንሓትት።
amiro mario November 25, 2013
Yitrefena akebakum bejakum