Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ናብ ኩሉኹም ኣባላት ስምረት መንእሰያት ኤርትራ ንድሕነት ሃገር

ኣብ’ዚ ሕጂ እዋን ጻውዒት ንሓድነት ኣበየ ቦትኡ ክቃላሕ ይስማዕ ኣሎ። ነዚ ሰናይ ሓሳብ ዕዉት ንምግባር ስምረት ከይትሓለለት ክትሰርሕ ጸኒሓን ትሰርሕ ኣላን። ጉባኤ ስምረት ከም’ቲ ኩሉ ደላይ ምሉእ ሓርነት ዝደልዮ ዕዉት ኮይኑ ንኽወጽእ ክማልኡ ዘለዎም ጉዳያት

ኣብ’ዚ ሕጂ እዋን ጻውዒት ንሓድነት ኣበየ ቦትኡ ክቃላሕ ይስማዕ ኣሎ። ነዚ ሰናይ ሓሳብ ዕዉት ንምግባር ስምረት ከይትሓለለት ክትሰርሕ ጸኒሓን ትሰርሕ ኣላን። ጉባኤ ስምረት ከም’ቲ ኩሉ ደላይ ምሉእ ሓርነት ዝደልዮ ዕዉት ኮይኑ ንኽወጽእ ክማልኡ ዘለዎም ጉዳያት ስለ ዘለዉ ጉባኤ ኣብ’ቲ ኣቐዲሙ ዝተመደበሉ ግዜ ኣይካየድን ኢዩ። በዚ ንዝያዳ ኣድማዕነትን ምሕያልን ዝተወስደ ውሳኔ ብኣሉታ ንዝተጸልዉ ኣባላትናን ፈተውትናን ድማ ይቕሬታ ንሓትት።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
13 COMMENTS
  • አህመድ November 24, 2013

    selam kulukum abalat EYSNS ewe kidmi GUBAE mietakum mistom misakum koinom ab DZ zitesatefu yehwatkum HEDNET giberu ekum tebahilkum ember men do ni-SMRET teqawimkum eyu? hiji wun shifun kem ufun aykun ezi guday nay teknik guday aykonen ethiopia mistom yehwatum HEDNET gerkum mixu ekum tebahilkum, hiji wun gega hebereta aytihebu kab gegakum tearemu bejakum

  • Genet November 24, 2013

    I am hearing, EYSNS is under complete control of people with regional politics. Some say it is done systematically. To EYSNS leaders, is it true? if it is true, how did that happen? and why?
    Can you fix that? let us say, start with transparency. If you have nothing to hide, transparency wouldn’t be that hard. There is nothing wrong to have more leaders from one region. But are they more qualified than other Eritreans?. I mean, other Eritrean from other regions. I am sure EYSNS wants change for our people. But what type of change? Is it the right change? We can’t say change, for the sake of change. If you want the support of majority Eritreans, you need to have diversity in your leadership. It is all about public relations. You need to listen to all of Eritreans. They are your people. EYSNS leaders, you need to know what true public relations is all about. The Eritrean people are not stupid. Trusting but not stupid. If they see a group for change with leaders from one area only, they wouldn’t have the confidence to join you. EYSNS, you need the majority of Eritreans to succeed. Keep in mind, no Eritrean wants to deal with any other dictator ever. I say defend your self, if you have nothing to hide. Regionalism is a cancer that destroys its host.
    Genet

    • kibrom November 24, 2013

      hello Genet, you’ve got the right concern or question, but how about if the people who went to that DZ meeting or committed members of EYSNS become from one region? do they have to leave open space until some people from other region join them? For that reason we made a clear decision in DZ. And we select our representatives according to where we came from (internationally).

  • Tes November 24, 2013

    Dear EYSNS Leaders and members,

    Currently the Eritreans people are very divided and the ugly nature of PFDJ sow the seed of mistrust for very very long time. It is not easy to deal with their evil deeds including infiltrate the organization to destroy it if not to drag it back. They will come with all their force to accuse you for regionalism and if that don’t work they will try anther excuse. Before we heard that the were Akeleghuzay or metahit who wanted power but the nations was doing fine until the situation get out of control. Still it is very common to hear they are fighting for power. Power is not exclusively given to one region or clan. Anyone have equal right to run for power there is nothing wrong with that. It should not been criminalized for seeking power. At the end of the day the people has the authority to give or to refuse power to anyone. Who are those people or from which region are willing to safe what is left of Eritrea, is not important at this stage. Does it matter if only on village frees Eritrea from the evil junta? I am sure it doesn’t. So what I will advise to members of EYSNS is that don’t distract about some spoilers who trying to create wedge between you. The people of Eritrea entrust you to do the job. HGDEF will never give up by diplomacy or by complaining in Europe or America. HGDEF only listen one language by force. You are the right organization who can bring change. Keep up your fight. You are going to win this fight and it is Worth fighting.

  • ብርሃነ November 24, 2013

    እነተዘይንጋገ
    እቲ ዘሐጉስ ልክዑ ዝሓለወ ናይ ፖሊቲካ ጸወታ ከም ዝተጀመረ ምርኣይ ኢዩ። እቲ ዘሕዝን ድማ እቲ ዝበዝሐ ኣብ ስቅያት ዘሎ ኤርትራዊ ብሓፈሻ እቲ ኣብ ፍቖድኡ ፋሕ ኢሉ ዘሎ መንእሰይ ድማ ብፍላይ እቲ ናይ ፖሊቲካ ጸወታ ከመይ ጌርካ ትጻወቶ ዘይምፍላጡ ኢዩ። ሽግር ኣይኮነን ምፍታን ጥራይ ኢዩ ዘድሊ። ንኣብነት ኣብ ሓደ ቃለ መሕትት እዚ ግስሩጥን ብዕሉግን መራሕ ጉጅለ ህግደፍ ፖሊቲካ እንታይ ኢዩ ተባሂሉ ምስ ትሓተተ ክምልስ እንከሎ “ፖሊቲካ ልክዕ ከም ማዕበል ኢዩ” ኢሉ። ንሱ ድማ ኣብ ባሕሪ ክትሕንብስ ትኣቱ እሞ ማዕበል ይመጸካ እንዳገፍዐ ድማ ናብ ገምገም መሬት የውጽኣካ ነቲ ማዕበል ግን ከመይ ገርካ ትገጥሞ ብልሒ ምዃን የድሊ። ካብ’ዚ ንርድኦ ነገር እንተሎ መንእሰይ ኤርትራ ብዝተፈላለየ ምኽንያት ካብ ፖሊቲካዊ ኩነታት ሃገሩ ቦኺሩ ኢዩ ጸኒሑ። ነገራት ካብ ዝኸፍአ ናብ ዝገደደ ክኸይድ ተራእዩ። ብውልቅኻ ዝግበር ናይ ስደት ስጉምቲ ድማ ግዝያዊ ፍታሕ እንተዘይኮይኑ ኣብ ኩነታት ሃገር ይኹን ተግባራት ህግደፍ ዋላሓንቲ ጽልዋ ከምጽእ ኣይከኣለን። ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዘሎ ህዝብና ድማ ኢዱ ኣይስኣን ጃንዳ ህግደፍ ብጥምየትን ብጽምእን ብዛዕባ ዕለታዊ ምግቡን ማዩን ጥራይ ከምዝሓስብ ጌርዎ ከይኣክል ካብ ኣብ ደገ ዘሎ ኣካል እቲ ሕብረተ-ሰብ ተስፋ ስለእተሳእነ ተፋጢጥካ ጠጠው ኢሉ ጸኒሑ። ለባማት ስለዘይተሳእኑን ኣማላኽ ስለዘይሓደገናን ድማ መንእሰያት እንታይ ንግበር ኢሎም ተላዒሎም። ውጽኢት ናይ’ዚ ለባም ምኽሪ ድማ ኣብ ደብረ-ዘይት ተኣኪቦም ትርግታ ልብና ዝረኸበ ዘሐጉስ ውሳኔ ወሲዶም ማሕበር ኣቝምና ኢሎም። ስምረት ኢሎሞ። ካብ መጠን ንላዕሊ ተሓጒስና።እዚ ክብል ከለኹ ግን ብዘይገለ ሕልኽላኽ ክኸውን ኢዩ ኣይበልናን ጥራይ ዘይኮነ እንቋዕ እሞ ነቲ ባሕሪ ኣተውዎ ኣብ ማዕበል ኣትዮም ድማ ከመይ ጌሮም ከምዝወጹ ኣይጠፍኦምን ኢዩ ኢና ኢልና። ደቂ መን ኮይኖም እሞ ክጠፍኦም። ከም’ዚ ኩልና ዝርኣናዮ ድማ ዘሐጉስ ስራሕ እንዳሰርሑ ኢዮም። ጭራ ነብሪ ኣይትሓዝ እንተሒዝካ ድማ ኣይትፈኑ ከም ዝብሃል እዞም መናእሰያትና ሒዞም ዝፍንዉ ኣይመስሉን ጥራይ ዘይኮነ ብዝሒ ተኸተልቶምን ጨናፍሮምን ምስክር ዓወቶም ከምዝኾነ ኢዩ ዘረድእ እሞ ሃየ ኣጆኹም ንበሎም።
    ኣብ ላዕሊ ዝገለጽክዎ ኣብ ቦትኡ ኮይኑ ንዝገጥም ጸገማት ከይሰንበዱ ክገጥምዎምን ካብኡ ንላዕሊ ሕልኽላኻት ከጋጥሙ ከምዝኽእሉን ክሰግርዎም ዓቕሚ ከም ዘለዎምን ምንጋርን ምትብባዕን ግን ኣዝዩ ከድልየና ኢዩ። ምኽንያቱ ድማ እዞም ደቅና ድልየት ኣለዎም፡ ክእለት ኣለዎም፡ ደገፍቲ’ውን ኣሎናዮም። ዝተርፎም እንተሎ ተሞክሮ ኢዩ’ሞ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ብዝርኣናዮ ከምዘይሓምቁ ኢዩ እሞ ኣጆኹም ንበሎም። ካብ’ዚ ሓሊፉ ተሪፉ ግን ኣብ ባይታ ዘየሎ ንኣብነት ምስ ኩሉ ክብረት ከም’ዚ ኣብ ላዕሊ ሓው ኣሕመድ ዝበሎ ዋላ’ውን ንጽቡቕ ይምሰል ኢትዮጵያ ከም’ዚ ኢሎምኹም ከም’ቲ ገበርኹም ብምባል ፖሊቲካዊ ናጽነት ከምዝውሕድ ኣይነምስሎ። ኣነን ጉዱሳት ብጾት ኣሕዋትን ሓቲትና ከምዝፈለጥናዮ ናይ ኢትዮጵያ ኢድ ኣእታውነት ከምዘየሎ ጥራይ ዘይኮነ ፖሊሲ መንግስቲ ኢትዮጵያ’ውን ኣብ ናይ ካልኦት ጉዳይ ኢድ ዘይምትእትታው ኢዩ። እዚ ማለት ድማ ርኢትኦም ክህቡ ይኽእሉ ርኢትኦም ካብ ሪኢቶ ሓሊፉ ግን ውሳነ ከምዘይኮነ ስኑድ መርትዖ ኢዩ። እዚ ድማ ንሕና ካብ’ቲ ክንሰርሖ ዝግብኣና ሃገራዊ ዕማምና ወጺእና ኣብ ጉዳዮም ክሳብ ዘይኣቶና ኢዩ።
    ንሕና ኤርትራውያን ግን ኣብ ፖሊቲካዊ ብስለትና ብግርህነት ነቲ ዝበዝሐ ሓሳረ መከራ ህዝብና ሪኢና ድኣ ብተጻዋርነት ንስራሕ እምበር ነዚ ክንድዚ ዝኣክል ሓይሊ ኣኪቡ ዝንቀሳቐስ ዘሎ መንእሰያዊ ማሕበር ናብ ውልቀ ጥቕምናን ውልቀ ዝናናን ክንብል ንዕንቅፎ እንተሃሊና ጽባሕ ታሪኽ ክሓተና ምዃኑ ክንርስዕ የብልናን። ስለ’ዚ ስርዓት ህግደፍ ዝኣክል ጸላኢ ኣብ ቅድሜና ተገቲሩ እንዳርኣና ኣብ ሃገርና ኮይንና ክንገብሮ ዝግበኣና ተቓውሞ ዕድል ብዘይምግባርና ተሪፉና መቃለሲ ባይታ ኣብ ኢትዮጵያ ረኺባና ነዚ እከይ ስርዓት ናይ ኢሳያስ ክንቃለሶ ዕድል ረኺብና ኮለና ሃየ ድኣ ንበል እምበር ቀሚሽ ኣደይ ሓንኵሉኒ ኣየዋጽኣናን። እቶም ውልቃዊ ረብሕኦም ዓጂትዎም ቃልሲ ህዝቢ ክቖጽዩ ዝፍትኑ ግን ዓገብ። ዘየሐጎሶም እንተሃልዩ ድማ ኣብ ውሽጢ ቃልሲ ኮይኖም ክቕይሩ ይፈትኑ እምበር እንተዘየሎ እንዳበልካ ምፍርራሕ ግዜኡ ኣኺሉ ኢዩ። ስምረት ነገራቱ ኣስጢሙ ክመጽእ ኢዩ እቲ ናይ መወዳእታ ቀያሪ ሓይሊ እውን ንሱ ኢዩ። ብሸነኽ ኢትዮጵያ’ውን ከምዝኮነ ተቓዋማይ ኢየ ዝብል ጥራይ ዘይኮነ ከም መሻርኽቲ ንናይ ነዊሕ ዝጠመተ ክልትኣዊ ረብሓ ህዝብታት ክገጥም ዝኽእል ኤርትራዊ ኣካል ኢሎም እንተርኣይዎን ብኡ መጠን’ውን ኣጥቢቖም እንተመርመርዎን ዝጽላእ ኣይኮነን። ምኽንያቱ ንሓባራዊ ጥቕሚ ክልቲኡ ህዝብታት ካብ ሕጂ ምስ’ቲ ተስፋ ዘንበርሉ ኤርትራዊ ኣካል ኣተኲሮም ክሰርሕሉ ምድላይ ጸገም ዘለዎ ኣይኮነን። እቲ ቅኑዕ ናይ ፖሊቲካ ሀሁ ሕጂ ዝተጀመረ ይመስል እሞ ንኺድ ድኣ። ድሕሪ ኣቦኻ ሞት ጊድኻ ኢዩ እሞ ኣጆኹም ኣሕዋት።

    • Selamawit November 24, 2013

      ናብ ክቡራት ኣባላትን መራሕትን ስምረት

      መጀመርያ ሰላምታ። ቀጺለ ድማ ኣኼባኹም ኣብቲ ግቡእ ጊዚኡ ዘይምክያዱ ናብ ብሓቂ ይሓዝን። ግን ድማ ከምቲ ዝድለ ምድላው ዘይተገብረሉ ኣኼባ ወይ ጉባኤ ምግባር ዋጋ ስለ ዘይብሉ ነዚ ዝወሰድኩሞ ውሳኔ የመስግን። ኣብ ታሪኽ ተቓውሞ ከምዝረኣናዮ ዝኾነ ይኹን ውዳቤ ኣብ ጉባኤ ምስበጸሐ ኢዩ ናብ ባዶ ዝምለስ ኔሩ። ስለዚ ናታትኩም ካብዚ ሓራ መታን ክኸውን ግዜ ምንዋሕኩም ጽቡቕ ኢዩ። እዚ ምንዋሕ ናይ ኣኼባኹም ግን ሓደ ነገር የርኢ ኣሎ። ንሱ ድማ እቲ ንዓመትን ፈረቓን ክሕቆን ዝጸነሐ ቤላ ቤለው ሓቂ ምዃኑ ሕጂ ተረጋጊጹ። ኣካይዳኹም ካብ ፈለማ ቅርዑው ኣይነበረን። ብሓይሊ ሰብ እምበር ብሓይሊ ፖለቲካ ኣይኮነን እዚ ውዳበኹም ተበጊሱ። ዓቕሚ ዘለዎም ሰባት ኣብ ክንዲ ትረቑሑ፣ ብበሎ በሎ ኢኹም መራሕትኹም መሪጽኩም። ይኹን እምበር ሕጂ እውን ክዕረ ዘይከኣል ኣይኮነን። ምፍራስ ፈጺሙ ኣማራጺ ኣይኮነን። ምኽንያቱ ምፍራስ ናብ ባዶ ስለ ዝመልሰካ። ስለዚ ጌጋታትኩም ኣሪምኩም፣ ዓቕሚ ዘለዎም ሰባት ኣብ መርሕነት ኣምጺኹም ነዘ ቃልሲ ባዕልኹም ምርሕዎ። ንስኻትኩም ብኣውራጃን ብሄርን፣ ብሃይማኖትን ዓድን ክትሓስቡ ግዜ የብልኩምን። ስመር ብኣፍን ብግብርን!

  • Dawit November 24, 2013

    ኣመሓዳሪ ኣውራጃ ቀይሕ ባሕሪ፡ ኣቶ ጣህር ኤላ ብዝገበረሉ ዕድመ መሰረት፡ ፕረሲንደት ኢሳያስ ኣፍወርቂ። ኣብቲ ንዕለት 24 ሕዳር 2013 ክካየድ ተመዲቡ ዝነበረ ዓመታዊ ናይ ንግድ ፈስቲቫል ንምስታፍ፡ ኣብ ድሮኡ፡ ብሃንደበት ብመሬት ኣቢሉ ናብ ቃሩራ፡ ካብኡ ቀጺሉ ድማ ናብ ሰዋኪን ከምዝኣተወ ናይ ኤርትራውያንን ሱዳናውያንን ምንጪታት ሓቢሮም። ፕረሲደንት ዑመር ሓሰን ኣልበሺር ውን ኣብ’ቲ ጽንብል ተኻፊሉ ነይሩ።

    ኢሳያስ፡ ሱዳናውያን፡ ኣብ ከሰላ እናተጸበይዎ እንከለዉ ኢዩ ናብ ቃሩራ ኣትዩ። ኤርትራውያን ምንጪታት ከምዝብልዎ ኢሳያስ ኣፍወርቂ፡ ቅድሚ ናብ ዶባት ሱዳን ምስጋሩ፡ ኣብ ሳሕል ሓድሽ ናይ ታዕሊም መደበር መሪቑ ከምዝኸፈተን፣ እዚ መደበር’ዚ መተካእታ ናይ ሳዋ ክኸውን ምዃኑን ይሕብሩ። እዚ ዝዀነሉ ዘሎ ምኽንያት ድማ፡ ነቲ ካብ ሳዋ ዝግበር ዘሎ ህድማ ናይ ተዓለምቲ ደው ንምባል ኢዩ ይብሉ። ኣብ ርእስ’ዚ፡ ካብ የመን ብባሕሪ ዝመጹ ተቓወምቲ ምስ ፕረሲደንት ኢሳያስ ኣብ ዞባ ሰሜን ቀይሕ ባሕሪ ከምዝተራኸቡ ዝሕብሩ ምንጪታት ውን ኣለዉ።

    እዚ ምስ ዲፕሎማስያዊ ልምድታት ዘይቃዶ ኣገባብ’ዚ፡ ንሰበስልጣን ሱዳን ዘስሓሕብን ንዜና ማዕከናት ዘዛርብን ተርእዮ ኰይኑ ምህላዉ ንፖለቲካ ናይ’ታ ሃገር
    ዝከታተሉ ምንጪታት ይሕብሩ።
    Himak wedi Medhin Berad kale medeber talim kefitu Eritrawian meniseyat be Demhit gefifu
    Abti nay Sahil lomi kine zekefeto hadish medeber taielim melas awyat zeyblom ketitikom
    yedalo alo.

    Dawit wedi keren

  • W.gaim swiss November 24, 2013

    To all members of eysns and the oppressed People of Eritrea,we the youth are moving to words the Goals and the hungry Haynas are doing their best to dismantle our objectives and to come to power in the works of Young Generation but you guys stop your inteference and behave as a Nationalist for the save of the People and the Nation .Eritreans just know the reality, the one who acuses in the Name of Region and Race is HGDF Or Esayas ,there is nothing that differs from Dictator ,I would like to say to the People of Eritrea,be awear of the silent Dogs!!

  • Zereba Seb November 24, 2013

    እቲ ሓቂ ናብ ደገ ምስ ወጸ ኣባላትን መሪሕነትን ስምረት ርእሶም ከም ዘቕንዑ: እቶም ብውልቃዊ ረብሓኦምን ቶንኮላትቶምን ሽርሕታት ዝኣለሙ ውልቀ ሰባት ድማ ብደለይቲ ፍትሒ ተለልዮምን ጸሊም ታሪኽ ተጎልቢቦም ከም ዝስወሩ ዘጠራጥር ኣይኮነን:: ዓቕሊ ዋጋ በቕሊ!

  • abraham November 25, 2013

    haqi kem churatat tsehay garidkaya theitkwel eya.me’altu they’akhele ember theiftah mstir yelen.Awet nkhulu delai haqin fthin hizbi ertra.

  • Feasil Debesay November 25, 2013

    EYSNS is for all Eritreans. No support is too little or too large, EYSNS needs your help, our help, yes the Eritrean patriots help. EYSNS is determined to go all the way to end the PFDJ rule. Those already helping are appreciated, those contemplating are encouraged to help and those who are opposing, well, they are hoped to join the movement for their own benefit, for their people’s benefit, yes for our county’s benefit. EYSNS strongly believes change is a must and the more we are organized the less time it takes.

    United in action, EYSNS is ready to walk the walk. The train is continuing and is big enough to acommodiate everyone of us.
    awetna naygdn’u

    Feasil Debesay,
    Abal EYSNS

  • Negga Yosif November 25, 2013

    Kibrom, Berhane,Selamawit,and others I appreciate your articles , Hegdfywain ,they only to accuse by saying and telling different poison news just to spoil the struggle but today they can’t the people of ERITREA are fadeup to listen your false news .

POST A COMMENT