Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ብመጀመርያ እንቋዕ ናብ ንፋስ ሓርነት ኣብቀዓካ

ቀጺለ ምስ ረዲዮ ኣሰና ዝገበርካዮ ኣፈናዊ ቃለ~መጠይቅ ተኸታቲለዮ።ዝተሰመዓኒ ባህታ መግለጺ ኣይረኸብኩሉን።ንነዊሕ እዋን ከሳቂየካ ዝጸንሐ ሃለዋት ህዝብና ብፍላይ ኣብ ሓድነቱን ምሕደራኡን ሎሚ ሃህ ኢልካ ክትዛረበሉ ምብቃዓካ ልዋም ለይቲ ከም ትድቅስ ርግጸኛ አየ።እቲ ኩላትና ዝሓለፍናዮ ኣደንዛዚ ፕሮፖጋንዳ

ቀጺለ ምስ ረዲዮ ኣሰና ዝገበርካዮ ኣፈናዊ ቃለ~መጠይቅ ተኸታቲለዮ።ዝተሰመዓኒ ባህታ መግለጺ ኣይረኸብኩሉን።ንነዊሕ እዋን ከሳቂየካ ዝጸንሐ ሃለዋት ህዝብና ብፍላይ ኣብ ሓድነቱን ምሕደራኡን ሎሚ ሃህ ኢልካ ክትዛረበሉ ምብቃዓካ ልዋም ለይቲ ከም ትድቅስ ርግጸኛ አየ።እቲ ኩላትና ዝሓለፍናዮ ኣደንዛዚ ፕሮፖጋንዳ ህግደፍ ሎሚ ኣብቲ ውልቃዊ ሓርነትካ ኣውጅካ ብሰላም ትነብረሉ ሃገር ንሓንቲ ደቂቅ ዓይንካ ሰም ኣቢልካ ንድሕሪት ተመሊስካሞ  ዘክሮ ማዓረ ክንደይ ብሽም ሃገርን ሃገራውነትን ከነስተብህለሉ ዝነበረና ጽዩፍን መላኽን ኣከያይዳ ህግደፍ ክትጽይኖ ግዚየ ኣይወስደልካን ኢዩ።እቲ ሓደን ቀንድን እቲ ንስኻ ካብ ልቢ ዘሻቀለካ ምጽውዋር ኤረትራውያን ዘይምህላዉ ኢዩ፡ናይዚ ዋና ተሓታትን ከይሰልከየ ዝሰርሓሉ ዘሎን ህግደፍን ውሑዳት መሳርሕቱን ኢዮም።ብሳንቡኣይ ኣተንፍሱ፡ደቂ ሓደልቢ ቀይሕ መስመር ስልጣነይ ዝሰገረ ነጽልዎ ፍትሒ  ዝሓተተ እሰርዎ እናተባህለ መንእሰይ ዘፍቅራ ሃገሩን ወለዱን ራሕሪሑ ፈቀድኡ ተበታቲኑ መስሓቅ ሸራፋት ኮይኑ ኣብ  ስደት ከርተት ክብል  ይርከብ ኣሎ። ኤርትራ ክልተ ጊዚየ ተራኢያ ሳልሳይን ዝኸፍኤን ኮይና ከይትረአ ኸኣ ናይ ኩሉ ደላይ ፍትሒ ሻቅሎት አዩ።ቀንዲ ሕማም ኤረትራውያን ምስ ኤርትራን ህዝባን ዘሎና ክቱር ልባዊ ፍቅሪ አዩ።ስለ ዝኾነ ኸኣ አዩ ስለኣ ንዝምር ስለኣ ንነብዕ ስለኣ ንጽሊ።ከሞቲ ዝበልካዮ እውን ከም ኤርትራ ገይሩ ዝተደርፈላ ሃገር ኣይት ህሉን ትኸውን እንተኾነ ህግደፋውያን ነዚ ፍቅሪ እዚ ስለዚፈልጡ እዮም ብጉልባብ ሃገር ንዝወስዱዎ ኢደ ወነናዊ ስጉምትታት  ህዝቢ ኤርትራ ከየስተብህለሉ ጋሪደሞ ዘለዉ። ልቢ የዓብዩ ኣብ ዝባኑ ጸይሩ ጨጨጓሩ ንውሽጢ ገይሩ እንተኽደ ግን እታ ሓንቲ መዓልቲ ዘይደሓን ከተረኻኽበሎም ኢያ።
  ክቡር የውሃንስ ኣብ ኤርትራዊ ሃገራውነት ዘበርከትካዮ ግደ ንውሉድ ወለዶ ዘይርሳዕ ምዃኑ ርዱእ ኮይኑ እቲ ካሊእ እልፊ ኣእላፋት ገጻት ሂወት ህዝቢ ኤርትራ ግን ህግደፋውያን አዶም ኣይሳኑ ቦኺሩ ምህላዉ ት ዝንግዖ ኣይመስለንን።ወዮ ደኣ ዘማታትካን ግጥምታትካን ኣብ ክእለትካ ከም ዝምርኮሱ ይፈልጥ አየ እምበር፡ ሃገራዊ ደርፍታት ብ ህግደፍ ተስገዲዶም ከምዝዕደሉ ንማንም ስዉር ኣይኮነን።ምኽንያቱ መሕቢኢኦም ስለዝኮነ።እቲ ሓያል ግጥምታትካ እውን ጋን ኮይኑዎም` ወዲ ትካቦ ግጥምታቱ  ካልእ ተልእኾ ከይህልዎም`ተባሂሉ ብሰለስተ ሚኒስትራትን ሓደ ወይጦ ስነጥበባዊን ብመንፊት ይከታተልዎ ነይሮም አዮም።
    ስለዚ ኣብ መጨረሻ  ዓገብ ኣብ ዝበሃለሉ ዘሎእዋን እጃምካ ከተበርክት፡ነደታት ክትድብስ ወላዲ ምስ ውላዱ ከተራኽብ ይኣክል ክትብል ህገርና ሰ ላምን ራህዋን ከውርደልና ከተዘይም ዓቢ ትጽቢት ኣሎኒ።
       ሰላም ጥዕናን ምሳኻ ይኹን
                                     ሓውኻ    ካ ተክለ

aseye.asena@gmail.com

Review overview
58 COMMENTS
  • Hitzit October 29, 2013

    Wedi Tikabo:

    Your initial interview showed to me your wisdom. You were emphasizing unity among all Eritreans. As long as there is a dividing force i.e. the dictator and his cronies, Eritrean with different views can not sit down and discuss together.

  • Solomon October 29, 2013

    Semie Belay Why are you attacking Amanuel iyasu? as journalist he is doing his job. please refrain from writing non sense comments.

  • Mehari October 29, 2013

    U have a right to decide to stay in us but the way u taik is not matured I mean he speak to much He is artist he is not a political person so he is not the first artist to ask asylum . So be strong

  • bravo October 29, 2013

    I really pleased by wedi tikabo’s decision to do the interview. Congra for your courage to make a swift brave decision. But i want you to continue your courage by explicitly showing your clear stand against the dictator. You may not favour a specific opposition party and you might like to align with anyone of them. But your clear stand against the dictator is very vital in your life in exile as it will shape the core of your up coming inspiring songs. Otherwise, you will become a dead fish without vision. So i back you to be a hero by singing about the suffering of Eritreans at the hands of Issayas. Just singing about Eritrea as country will not add any spice in the vibrant struggle against the tyrant.

  • ruth October 29, 2013

    Hi Wodi Tokabo,Well come to the USA THE LAND OF THE FREE AND THE HOME OF THE BRAVE.As you know we should free ourselves before we think of to free our people.Freedom is simple ‘it is gods/natures gift to every one.It is human quest to be what he want to be.
    Brother Yohannes Tokabo your contribution to Eritrea and to Eritreans is huge and unforgetable for the generations to come.I can realy say you were the real mirror image of Eritreans.SINETIBEB/art is a mirror it reflects what she saw in the real world.I hope you will continue what you were doing all your adult life.Brother be strong;fight the good fight.Best wishes to you and your family.AJONNA.

  • Observer October 29, 2013

    Hey people calm down. You all need to think outside the box. First of all this guy is in a state of confusion right now. He got shit load of things to worry about. To mention a few. His family, especially his kids. If you have kids, you know what I am talking about., immigration status, hostile pro gov rats, income to make a living etc. Not long ago, guys jump on a stage suck his sweat out of his chick like ice cream and now turn around and call him Agame. What a shame. Give him time and he eventually open up and he will contribute to the fall of tyranny. He can be very influential by way of his artistic gift. We have to respect his decision on what he wants to do. At least he got a ball to come out and say I am not a ball any more. The former #2 criminal Ali Abdu he never said anything . Good luck Wedi Tekabo .

  • MightyEmbasoyra October 29, 2013

    Today, I met an old friend in our local cafe and we chatted for a while. I have laughed hard when he told me this: “After I have heard that shameful event in Atlanta, I had to break his old CDs that I used to enjoy listening to into two. Then I have heard he left the PFDJ few days ago and I regret my action on breaking the CD. Then again, I have listened to his interview yesterday, I went back to get the broken CD from the trash can and smashed it into pieces. Hey, that’s all I could do.”

    • faith October 30, 2013

      stupid mightEmbasoyra….wait till you hear his new Cd …you ganna sleep with it. lol

  • Fessaha October 29, 2013

    Wedi Tukabo’s interview with Assenna was a redundant(repetitive) and aimless interview. I cannot imagine what he wanted to say. As an “artist” he should have spoken clearly about his decision to quit HGDEF and his vision for Eritrea. I stopped listening to his interview halfway. Disappointed

    • kogne October 29, 2013

      what do you expect from him to say since we dont have real opposition,the opposition we have as i see is, every body trying to make living,every body trying to take advantage whenever they get an opportunity,wedi tikabo i wish you luck,i wish for you all my best,welcome to refugee status,dont expect heaven,comfort,money etc every thing is not easy here,welcome to second class citizen,but thats your choice,,,,,i wish you all my best again

    • faith October 30, 2013

      wht is with you people…? Have you ever heared when they say; You can take a horse to a river but can’t make them drink ? so wedi tikabo left b/c he is sick and tired of pfdj ….what more explanation do u need?? His action even speaks more than his words…. but some people not getting that …its ridiculous !

  • Hitzit October 29, 2013

    Ato Fesseha. Wedi made it ckear that he has no capacity to articulat any perspectives. But he made it clear that he doe nit like the srarus qo of our nation.

  • COW FACE October 29, 2013

    ¨እንታይ ሸቶ ንኽሃርም መንግስቲ ኣሜሪካ ንመዓስከር ሳዋ ብገንዘቡ ኣህኒጽዎ ???
    ኣየናይ ዘየደቅስ ጸላኢ ኔርዋ እዩ ሃገርና ?????¨

    መንግስቲ ኣሜሪካ ነዚ መዓስከር እዚ ብገንዘባ ንኽት ሃንጾ ፣መንግስቲ ሻዕብያ እንታይ ኢሉ ስለ ዘእመና እዩ ፧ ናይዚ መልሲ ብዙሕ ክኸውን ይኽእል፣ግን ነገራት ነተሓሕዝ ።ኣብ 1991 ወያነን ሻዕብያን ሓቢሮም ምስ ኣተዉ__ናይ ፖለቲካ ኤክስፐርትታት ኣብ ሲ ኤን ኤን ብእዝነይ ዝሰምዖ ዝነበርኩ __እዚ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ዝተባህለ ብልሕን ዕቱብን መራሒ ፣ንኤርትራ ጥራይ ዘይኮነስ ንኢትዮጵያ እውን ኣሕቢሩ ክገዝእ ዝኽእል መራሒ እዩ ዝብል ይደጋገም ኔሩ፣….ኤርትራ ንኽትፍለ ድማ ኣሜሪካ ኣዕዚዛ ከም ትቃወም ይትንትኑ ነበሩ፣(ናይ ኣደባባይ ምስጢር ስለ ዝኾነ ክገርመና ኣይግብኦን)።ጊዜ ብዝቐጸለ እውን መንግስቲ ኣሜሪካ ኣግሂዱ…..¨ ምፍላይ ኤርትራ ንኽንቅበል መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ኢድና ስለ ዝጠወየና እዩ እምበር ንሕና ፈጺምና ኣይንቕበሎን ኢና¨ ይብሉ ኔሮም ሕጂ እውን እዚ ከም ዝኾነ እምነቶም ንምፍላጥ ናይ ሮኬት ሳይንስ ምዃን ኣየድልን ።ኣብዚ ሕጂ፣ናይ ለባምን መስተውዓልን ኣመት እየ ክወስድ እምበር፣ከም ሳይንሳዊ ሓቂ ጌረ ከቕርቦ ኣይክእልን´የ። በዚ መሰረት እዚ ተረዲእኩም ባዕልኹም ፍረዱ ።
    እምብኣር ኣሜሪካ፣ ንመንግስቲ ወያነ ዝነበሮም እምነት ብጣዕሚ ትሑት እዩ ኔሩ ፣ምኽንያቱ ወያነ_ ኣብ ድልዱል ናይ ብሄር መንግስትን ኣብ ልሕሉሕ ፌደራላዊ መንግስቲን መትከል ስለ ዝኣምኑ፣ መንግስቲ ኣሜሪካ ዝደልዮ ግን ከም ጃንሆይ ይኹን መንግስቱ ሃይለማርያምን ከምኡ ´ውን እቲ ካብ ቀደሙ ናቶም ዝኾነ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ዝኽተሎ ገባትን መላኽን እዮም ዝኣምኑ ፣ስለዚ ንኣሜሪካ እቲ ናይ ወያነ መርገጽ ብጭራሽ ኣይተዋሕጠሎምን ኔሩ ።ነዚ መተካእታ፣ ዕሉም ወት ሃደርን ፣ ዘይትኣደነ መሳርያን ፣ዘይሓስብ ህዝብን ዘለዎ ኣቢሲንያዊ ሻዕብያ ስለ ዝነበረ በዚ ምኽንያት እዚ ኣሜሪካ ምስ ኣቢሲንያዊት ሻዕብያ ሕቡእ ውዲት ጌሮም። በዚ ተበጊሱ ኢሳያስ (ምናልባሽ ኣሜሪካ ´ውን መኺሮሞ ክኾኑ ይኽእሉ)እቲ ስትራተጂ ከምዚ እዩ ኔሩ ___
    *፨ መታን ጠርኒፉን ረጊጹን ህዝቢ ¨ዘትሓባብር¨፣ኮሊሉ ኮሊሉ ዓባይ ኢትዮጵያ ፣ከይሸረፈት ከይጎረፈት ከም ቀደማ ጌሩ ዝመርሕ__ብኡ ድማ ጥቕሚ ኣሜሪካን እስራኤልን ዝሕሉ መንግስቲ ___ኢትዮጵያዊ ዝኾነ መንግስቲ ሻዕብያ ጥራይ እዩ ኔሩ ።፣ድሌት ህዝቢ ኤርትራ ንምምላእን ናይ ውሽጢ ተንኮሉን ስለ ዝገጠሙ ወያነ ደፋፊኦም ካብቲ ናይ ሃገሩ ፣ሃገረ ኢትዮጵያ ኢኴሽን ዝገለልዎ ኢትዮጵያዊ ሻዕብያ ሃገሩ ኢትዮጵያ ብወያነ ክትትሓዝ ክሳዕ ሕጂ ኣይድቅስን እዩ።
    ብጥርንፍ ዝበለ መገዱ እዚ እዩ ኔሩ እቲ ፕላን
    1)ማእከላይ ህዝቢ ኢትዮጵያ (ህዝበ ኣምሓራ )ንወያነ ከም ሰንጣቕ ሃገርን ጸላእ ኢትዮጵያን ጌሩ ይርእዮ ስለ ዝነበረ __ሓንሳእ ብኤርትራ ሸነኽ ወራር ምስ ዝጅመር ንወያነን ህዝቢ ትግራይን ሳንድዊች ጌርካ ምጭፍላቕ___
    ቆልዑ መቐለ ኮነ ኢልካ ብምጭፍጫፍ ንወያነን ንህዝቢ ትግራይን ኣብ ኢሞሽን ኣእቲኻ ፣ዓሻ ዝኾነ ግብረ መልሲ ክህቡ ምግዳድ እሞ ንወያነን ህዝቢ ትግራይን ኣምበርኪኽካ፣ኢትዮጵያ ፍንጥሕጥሕ ክትብል ምስ እትጅምር ….
    2)__ወትሃደራት ሕቡራት መንግስታት ኣእቲኻ መታን ኢትዮጵያ ከይትጋማማዕ ብዝብል ሽፋን፣ንፕረሲደንት ኢሳያስ ዝውንና ኢትዮጵያዊት ሻዕብያ ምስ ካልኦት ደቂ ሃገራ ኢትዮጵያውያን ሓዊስካ ንፕረሲደንት ኢሳያስ መራሕ ዓባይ ኢትዮጵያ ጌርካ__፡ሓደ በቀለ ምክትል ፕረሲደንት,ሓደ ቀልቤሳ ጠቕላል ሚኒስተር ጌርካ ጥቕሚ ኣሜሪካን እስራኤልን ንምሕላው እዩ ኔሩ።…
    ወያነ፣ነቲ ነገር ከመይ ገልቢጦም ከም ዘዔረዩዎን __ነዛ ዘዕነውነወት ሃገሮም ኢንቬስትመንት ናይ ህንድን ቻይናን ኣዕራብን እንዳእተዉ ንዜጋታቶም ቴክኖሎጂ እናምሃሩ ብዓቕሞም ንኣሜሪካ ማእከላይ ኣጻብዖም ኣእትዮምላ።…
    ኣሜሪካ ድማ ንጥቕማን ጥቕሚ ህዝባን ዝቖመት ሃገር ስለ ዝኾነት ከመይ ተገልቢጣ ንመንግስቲ ሻዕብያ ኤኮኖምያዊ ሳንክሽን ጌራትሉ ።እቲ ጉዳይ ተዋስኦ እዩ ።እቲ ኤኮኖምያዊ ማዕቀብ እውን ንኤርትራ ብኤኮኖሚ ኣዕኒኻ ንምምብርካኽ እዩ ።ንኤርትራን ኤርትራዊ ሃገራውነትን ንሓንሳእን ንዘልኣለምን ንምድምሳስ እዩ ።ይሰርሕ እውን ኣሎ ፣ክሰርሕ እውን እዩ ።
    ደቂ ዓደይ፣ ደቀይን ንኣሽቱ ኣሕዋተይን ___እዚን ወዲ እዝን ስለ ዝርድኣኒ እዩ ብዙሕ ጊዜ ዝብሎን ዝጽሕፎም ጠፊኡኒ ዓበድበድ ዘብለኒ ።
    ከመይ እዩ ብዛዕባ እቶም መንግስቲ ኢጣልያ ኣብ ላምፔዱሳ ዝጥሓሉ ቃላቱ ዓጻጺፉ ፧ እቲ ጉዳይ ኣብ ህግደፍ ዝደለዮ መስመር ኣትዩ ፣ወረ ቀንዲ ሳይንቲስት ናይ ዲ ኤን ኤ ተረኺቡስ ህግደፍ ፩፶ ኤውሮ የኽፍል ኣሎ ።
    እስራኤል እንታይ ስለ ዘለዋ እያ ምስ ህግደፍ ኢድን ጓንትን ውሽጣዊ ርክባ ፧
    እቶም ካብ ሃገሮም ከይወጹ እገዳ ተጌሩሎም ዝብሃሉ ፍሻለታት መንግስቲ ኤርትራ ማንም ጠጠው ኣየበሎምን። እቲ ኮንስፒራሲ ዓለም ለኻዊ እዩ ።ኢሳያስ ተገልቢጡ ጉዳይ ተወዲኡ ይመስለና ኣሎ ።ከምኡ ይግበረልና ይብል ኣነ__ግን እንድዒ ???

    ህዝቡ ዘፍቅር ሓወቦኹም
    ምሕረቱ ሃብተ (ክሪዚ)

POST A COMMENT