ቅልዕቲ ደብዳበ ናብ ኢሳያስ – (ኩነታትካ ክመሓየሽ ይትስፎ?)
ከመይ ቀኒኻ ከይብለካ፡ ከመይ ትነብር ከምዘለኻ ዝጠፍኦም ሰባት ሒዶት ክኾኑ ከምዝኽእሉ መጠን፡ ንይምሰል ካብ ዝሓተካ ርዱእ ንውሰዶ። ደብዳበ ንክጽሕፍ ዝደረኸኒ ምኽንያት ውን ኩነታት ጥዕናኻ ኢዩ።