Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ሶፊያ ተስፋማርያም ሕጂ ኸ ይስቆረኪ ዶ ይኸውን?

ናይ እዚ ኩሉ ናይ ኤርትራውያን ሽግርን መከራን ሞትን መቕዘፍትን ማእሰርትን ቀዳማይ ተሓታቲ ውልቀ መላኺ ኢሳይያስ እኳ እንተኾነ ንስኪውን ካብቶም ቀዳሞት ድሕሪ ኢሳይያስ ትስርዒ ኣእምሮን ሕልናን ዝጎደለኪ ኣንጻር ፍትሕን ዲሞክራስን ህዝቢ ኤርትራ ኣትሪርኪ ትሰርሒ ዘለኺ ኢኺ። እንሀልኪ

ናይ እዚ ኩሉ ናይ ኤርትራውያን ሽግርን መከራን ሞትን መቕዘፍትን ማእሰርትን ቀዳማይ ተሓታቲ ውልቀ መላኺ ኢሳይያስ እኳ እንተኾነ ንስኪውን ካብቶም ቀዳሞት ድሕሪ ኢሳይያስ ትስርዒ ኣእምሮን ሕልናን ዝጎደለኪ ኣንጻር ፍትሕን ዲሞክራስን ህዝቢ ኤርትራ ኣትሪርኪ ትሰርሒ ዘለኺ ኢኺ።

እንሀልኪ በሊ ውልቀ መላኺ ኢሳይያስ ን ብር/ ጀነራል ኣማኑኤል ሃንጀማ ቅድም ኣደስኪሉዎ ጸኒሑ ድማ ምስ ክልተ ብጾቱ ኣጥፊኡዎ። ንስኺ ውን ሕጂ ንሕልናኪ ክትቅሽሺ “ ሓሶት ብዓል ሃንጀማ ብድንገት እዮም ሞይቶም” ኢልኪ ናብቲ ሕሱር ስራሕኪ ትዋፈሪ ኣለኺ።

እዚ ግን ማንም ዘይተቐበሎን ዘየረጋገጾን ናይ ህግደፍ መጠበሪ ወረ እዩ። ብሓቂ ሓደጋ እንተኔሩ ንምንታይ ዝርዝር ጸብጻብ ናይቲ ሓደጋ ዘይተገልጸ? ስእሊ ናይቲ ሓደጋ ኸ? መን እዩ ኸ ርእዩዎም?

ምስ ኣማኑኤል ሃንጀማ ዝተሰኣልክዮ ስእልታት ኣብ Facebook ለጢፍኪ ድማ ሃለውሎው ኢልኪ። እንታይ እዩ እዚ እሞ? ምስ ጅግና ስለዝተሰኣልኪ ጂግና ኢኺ ማለት ኣይኮነን። ብ ኣንጻሩ እኳ ደኣ ኣማኑኤል ንረብሓ ሃገሩን ህዝቡን ዚኸፈሎ ዋጋ ንስኺ ድማ ምስ ሽፍታ ኢሳይያስ ወጊንኪ ኢኺ ሃገር ተፍርሱን ተዕንዉን ዘለኹም። ሓቂ ስለዘይብልኪ ናብ ቀብሪ ወዲሓትነኺ ኣማኑኤል ብድድ ኢልኪ ከምዘይከድኪ ይውረ፡ ብዙሕ ግዜ ግን ኣብ ፈቖዶ ውልቀመላኺ ኢሳያስ ዘዳለዎ ሳዕስዒትን በዓላትን ብቻርተር ኢኺ ን ኣስመራን ሳዋን ክትዓብድን ሕሱር ስራሕ ክትሰርሕን ትጓየይ ዝነበርኪ።

እሞ ሕጂ ኸ ናብ ነብስኽን ቤተሰብክን ምስበጽሓኪ ቁሩብ ይስቆረኪ ዶ ይኸውን? እምበር ሃንጀማን ብጾቱን ሲ ዕጫ ቀዳሞት መቓልስቶም እዩ በጺሕዎም። ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ክሳብ ዘይጠፍአ ድማ ካልኦት ዘስግእዎ’ውን ክስዕቡ ይኽእሉ እዮም።

ኩሉ ዘዝዘርኦ ኪሓፍስ እዩ። ውልቀመላኽን ሰዕብቱን ወዲቖም ህዝቢ ኤርትራ ሃገሩ ባዕሉ ዘመሓድረሉ ግዜ ድማ ነዊሕ ኣይኪኸውንን እዩ።

ወይልኹም ለቕለቕትን ኣጣቓዕትን!

መደበር

aseye.asena@gmail.com

Review overview
98 COMMENTS
  • Diana da Bologna April 4, 2014

    እዚ ኣብ ልዕሊ ሓርበኛታት ኤርትራውያን ዝወረደ ኣሰቃቒ ሓደጋ መልክዑ ንምቕያር ድግበር ደሎ ፕሮፓጋንዳ ትርጉም ደለዎ ኣይኮነን። ክሳብ ሕጂ ተፈጥሮኣዊ ኣማውታ ክሞቱ ድጸንሑ ሓርበኛታት፡ ኮነ ኢልካ ብህግደፍ ክቕንጸሉ ከም ድጸምሑ ኣምሲልካ ክግለጽ ጸኒሑ ኣሎ። ንኹሉ ኣሉታዊ ሃንደበታት ናብ ህዝባዊ ግንባር ከተልሕምዎ ምፍታን ንኽሳራርታትኩ’ዩ ከዕብዮ ጸኒሑ። ሕጂ ሓንቲ ተሪፋትኩም ደላ፡ ንክርስቶስ ድሰቐሎ ህዝባዊ ግንባር ኢዩ ምባል ጥራይ ኢያ!!!

    • Selamawi April 4, 2014

      Diana Hadega tiblenas abeu do we’ela koyna!

      How is it possible then ኣሰቃቒ ሓደጋ does not happen to the dictator’s admirers and cohorts.

      Diana, Ezghi ykuneki dagna! If it waevidence. s real accident, the normal procedure is for the family and friends to visit the place, and show them evidence of the cause their death. It would be good to show Sophia evidence – in the hope to touch her heart and wake her up – so she can feel our pain.

    • sara April 5, 2014

      Danil, you are pure less intelligent person. you can’t even see what is going on. Eritrean ppl are crying out loud. ppl like you don’t even bother about the whole situation. my mom used to say “ASHA TEMWO ALO HAW ASHA KFEWO ALO” this is happening right now. some Eritreans are taking side with the TENBEn(agame) bustards and killing their own fellow Eritrean brothers and sisters. Time will come and every one of you will pay for it.
      innocence ppl blood will come for karma and no dictator live 100yrs.

    • adam April 6, 2014

      ኣገናዕ ዲና! ስም ህ.ግ. (ህ.ግ.ድ.ፍ) ክልዓል እንከሎ፡ ብሕልፊ ናይ ፕረሲደንት ኢሳያስ ኣፍወርቒ፡ ኩሎም ኣዞም ናይ ኮምፒተር ጀጋኑ፡ ስሪኦም ኢዩ ዝጥልቅይ፡ ርሒጾም ከይመስለኪ፡ ሸየንቲ ስለዝኾኑ። ኣብ ዓለም ዝተገበሩ ኩሉ ፍጻሜታት፡ “ውልቀ-መላኺን ስዓብቱን” ኣኢዮም ገይሮም ክብሉ፡ ከየደቀሱ ኢዮም ዝሓድሩ። ኣብ ኣመሪካ ዝተገበረ ቅትለት ኣብ ቤት ትምህርቲ፡ “ሻዕብያ” ኣሰልጢኖም። ሩሲያ ንዩክሬን ምስ ኣሰንበደት፡ “ወጻኢ ጉዳይ ሚኒስተር ኤርትራ ኣብ ሩስያ ከይዱ ምኽሪ ለጊስሉ” ኣብ ደቡብ ሱዳን ዘሎ ጎንጺ “ሻዕቢያ” ኢድ ኣለዎ። እቲኦ ዝገርም ከኣ ሰብኣይን ሰበይቲን ምስ ተፋትሑ “ሻዕቢያ” ኣፋቲሖሞም። ስራቒ ኩሉ ግዜ ነብሱ ከድሕን ወይ ከይተቐደም ክቕድም ስለዝሓስብ “ሻዕቢያ…ሻዕቢያ” ክብሉ ድቅስ ስኢኖም። ወይልኹም ድኣ ንስኻትኩም ድኣ’ ምበር። ሻዕቢያስ ንግሆ ንግሆ ኢዩ ከም ዕንባባ ዝዕንብብ። ግዴ የብልኩም ኣንቱም ሰበርቲ ዝበልዓኹምሉ ጸሓሊ። “ኢድ ሰውራ ክኣ፡ ነዊሕ ኢዩ፡ በብሓደ ክትቕንጸሉን ክትሃሱን ኢኩም”

  • Selamawi April 4, 2014

    Dear friends!
    I think we should limit ourselves to her political activity and her relationship to the cruelest organization wushate pfdj. Counting her family tree will not get us anywhere.

    All decent contributors are humbly advised to do what they can to make this medium a means of exchanging ideas and, therefore, an opportunity to learn from one another. That way we will be able see the chaff (kirdad) amongst us pretending to be Eritreans when they are not, pretending to be from one religion when they are not, pretending to be from one region when they are not,etc.

    This woman is a disgrace to us all because of her negative contribution in the Eritrean society. She must have unlimited resources which is acquired trough ??? mean!
    Women like her are crying and children are dying because of the policies of wushate pfdj. The female gender should be compassionate but Sophia Tesfamariam has no heart, no love for Eritreans but for the dictator and his cronies.

    God bless us with peace and prosperity

  • MightyEmbasoyra April 4, 2014

    ህግደፍን ሰዓብቶምን
    ተበዲለ ኳ’የ ኢለኩም፡ ከመይ ዘይብደል
    ተጸፊዐ ከምዘይሓልፍ፡ ብሓደገኛ ማዕበል
    ተዳሂኸ፡ ተደቚሰ፡ ተሃስየ በዚ ዓቢ ገበል
    ናይ ኤርትራ ሲኦል
    ኣይተበደልካን ትብሉኒ፡ ከመይ ጌርኩም
    ጠምየ፡ደኺመ፡ረብሪበ ‘ዳበልኩኹም
    ከመይ ኢልኩም
    ብርሑቕኩም
    ወይ ሰብ፡ ርጉም!
    ናይ ዝሓለፈ ከይአክል
    ክልቲኦም ስድራይ ንሃገር ክኸፍል
    አይነበርን ውዕል
    የግዳስ ከም ህዝበይ ከፊለዮም
    ንሃገር ክብሉ ተወፊዮም
    ግን፤ ነጻነት አምጺኦም
    ተባሂለ፡ ጉቦኦም ከፊሎም
    ከምኡ ‘ይኮነን ኣብ ባይታ ዝርእዮ
    ግን ደሓን፡ ንሱስ ተቐቢለዮ
    ‘ምበር፡ ደቂ ሱውኣት እንታይ ረኺብና
    ተደሪዕና፡ ተደሲቕና፡ ከም ህዝብና
    ናይ ሕጂ ገደደ፡ ብዘይከውን በልዩ ዕድመይ
    ኣይ ትምህርቲ፡ ኣይ ሓዳር ፡ ዞርመንዞር ምትራፈይ
    ወይ ከይጠፍእ፡ ከምቶም መሳቶይ
    ወይ ንባሕሪ ፡ወይ ክስእን ኩሊተይ
    ከም ብጾተይ
    ኮይነ ተሪፈ አገልጋሊ ኮለኔላት
    ደም ሰብ ዘይብሎም ዞም ስሱዓት
    ውሒጦም በሊዖማ፡ ታ ናይ ቀደም ትብ ዓት
    ወይ መዓት
    ደገፍቲ ህግደፍ ፡ንዑ ደኣ ተጋጊኹም
    እዛ ናብራይ ከምዛ ዝገለጽኩልኩም
    እሞ፡ ስኻትኩም ደአ ከመይ ጌርኩም
    አይከፈኣካን ትብሉኒ
    ትሕቲ ሃገራዊ ትቆጽሩኒ
    ከመ‘ዮ ግዲ፡ ተገላብጦሽ
    ዘገልገለ ክጽረፍ፡ ደጋፊ ህግደፍ ዝሙገስ
    ተራእዩ ዘይፈልጥ ብጥራሽ
    ብላሽ ብላሽ
    ናብ ልብኹም ተመለሱ
    ሕሰቡ፡ አስተንትኑ፡ ህዝብኹም ከሓሱ
    ከም ዓያሹ፡ ከም በሃማት
    አይተርእዩና ሕማቅ ጥፍኣት
    ሃገራዊ ኣገልግሎት ኣይኮነን
    ብጾተይን አነን
    ጻዕዳ ባርነትዩ፡ ብዘይ መቑነን
    ስለዚ፡ ሓዉኹም ‘የ ሕሰቡለይ
    ብዘይ ፍረ፡ ዘሕለፍኩዎ ዕድመይ
    ሕጂውን ዝሓትት ዘለኹ መሰለይ
    ከም ኣመለይ
    ኣየደንግጸኩምን ድየ
    ካን አብዚኣ በልየ
    አነኳ’የ ን ወራር ወያነ ዝዓገትኩ
    መዓንጣይ ሸጥ አቢለ ዝመከትኩ
    ዓሪቐ፡ ጠምየ ከይበልኩ
    እሞ ሕጂ ደአ ‘ታይ በደልኩ
    ንሱ’ ዩ ጻማይ
    ኣየ ህግደፍ ጣልማይ
    ሰይርዎ ዕላማይ
    ናታትኩም ገደደ ደገፍቲ ህግደፍ
    ኣብ ኣመሪካ ኣብ ኣውሮጳ ኢልኩም ኮፍ
    ‘ዛነብስኹም ብጸገም ዘይትትንከፍ
    መልሓስኩም ጠሪሳ ዘይትልከፍ
    ንዓይ ወዲ ኸማይ፡ ወግሐጸብሐ ክትዝልፍ
    አቤት ሃለውለው፡ መዓት ወረ
    ጸርፊ ተወርወረ
    ደም ዶለኩም ንምዃኑ
    ናብራ ናተይን ብጾተይን ንኽትኣምኑ
    እንታይ ክንገብር
    ሓንጎልኩም ከነበራብር
    ዶ ዋላስ ክንቀብጸኩም
    ከምዘይ ህልዋት ክንቆጽረኩም
    ክምዝሞትኩም ብደውኩም
    ከምትትፈርዱና ክንፈርደኩም
    ሕልና ዘብልኩም
    ደመይ አፍሊሕኩምለይ፡ ወዳሕንኩም

  • Saron Bereket April 5, 2014

    With all respect assenna, please don’t bring news about this lady

  • open your mind April 5, 2014

    Adam pls stop cheating yourself. Aawan iytukun.hilina yihaliwka.if somaone opposes the shifta government of yours is not supporting weyane .Weyanes , America and so on realy dont care about your weak and dying country (THANKS TO YOUR FUCKED UP LEADER).BE REAL check and see the people of Eritrean how much they are suffering.if you are Human dont sell your brain and be a walking toy.idiot likt your leader.

    • adam April 6, 2014

      ካብ ጸርፊ ምጽራፍ ካልእ ሃይሊ የብልኩምን። ድኹም ሰብ፡ ጸርፊ ኢዩ ዝቐድሞ። ሓላዪ ህዝቢ ኤርትራ ኣንተኰይንካ (እንተኰይንኩም) ኪዱ ብረት ሒዝኩም ተቓለሱ። ተጋደልቲ መጀመሪኣይ ናብ ሜዳ ክወጹ ኣንከለው ከምዚ ከማኻ መናእሰያት ኢዮም ነይሮም፡ ከምዚ ሎሚ ተክሎኖሎጂ ከይማዕበለ እንከሎ፡ ሓዲምካ ወጺኻስ፡ ወራጃ ክትመስል። ጸርፊ ገዲፍካ፡ ኣነ ንሃገረይ ኣንታይ ኪገብረላ በል።

  • open your mind April 5, 2014

    Nisiki men tibehali DIANA wey gud? I know who you are .why dont you introduce your real name.why are scared to tell your name .YOUR BODY GUARD ESAYAS WILL NEVER GET BACK TO ERITREA.YOU WILL GO BACK TO TIGRAY WHERE YOUR FATHER’S LAND IS .NOT TO DISRESPECT ANY TIGRIAN BUT YOU HAVE A PROBLEM OF MOBOKOLKI.back to the point IF ESAYAS WAS FROM ISRAEL AND WAS BORN WHEN JESUS WAS ON EARTH FOR SURE HE WILL BE ONE OF THE SOLDERS WHO ACTUALLY KILLED HIM.FOR ONLY ONE DEFINITE REASON.HE WILL KILL ANYONE WHO HE THINKS CAN BE A KING OR PRESIDENT.he jailed the PATRIARCH KILLED HIS FRIENDS AND SO ON.WHAT IS YOUR BRAIN THINKING SIT DOWN AND THINK FOR ONE SECOND.IT IS NOT HARD TO KNOW WHAT IS GOING ON IN ERITREA.

  • open your mind April 5, 2014

    Diana!!!!! NEVER EVER MIX THE NAME OF JESUS THE LORD WITH YOUR ESAYAS.THE DEVIL HAD NOTHING TO DO WITH JESUS.AND ESAYAS WAS NOT AND IS NOT HIZBAWI GINBAR, THE INTENT OF HIZBAWI GINBAR WAS TO CREATE DIMOCRATIC NATION NOT DICTATOSHIP NATION.SO IS NOT HIZBAWI GINBAR AT ALL .LISTEN TO WHAT I AM TELLING YOU.WAKE UP.

  • semhar April 6, 2014

    The good thing is the devil Isayas wedi Medhin Berad after he used them he eliminate them.
    They are al traitors; they are all killers and they serve their master hisayas wedi wedini.

    ሶፊያ ተስፋማርያም and her cousin ብር/ ጀነራል ኣማኑኤል ሃንጀማ ናይ ውልቀመላኽ ሰዕብቱ ኢዮም።
    ኩሉ ዘዝዘርኦ ኪሓፍስ እዩ።
    ውልቀመላኽን ሰዕብቱን ወዲቖም ህዝቢ ኤርትራ ሃገሩ ባዕሉ ዘመሓድረሉ ግዜ ድማ ነዊሕ ኣይኪኸውንን እዩ።
    ወይልኹም ለቕለቕትን ኣጣቓዕትን!

  • semhar April 6, 2014

    These were Isayas’s defense forces, blind followers, all their life they served their master DIABLOS ISAYAS.

    ሶፊያ ተስፋማርያም
    ብርጋዴር አማኑኤል ሃይለ (ሃንጀማ)፤
    መብራህቱ ተኽለ (ቫይናክ)፤
    ደሱ ተስፋጺን:
    ብ/ጀነራል ውጩ:
    ንአቶ ናይዝጊ ክፍሉ:
    ንዓሊ ስዒድ ዓብደላ፡
    ሳልሕ መኪ፡
    ወልደንክኤል፡

    ሕጂ ኣይኮኑን ሞይቶም ።
    ስንኩላን ኪርሸኑ ኢድካ ኣጣሚርካ ምርኣይ፣
    ዓበይቲ ዓድን መራሕቲ ሃይሞኖትን ኣብ እርጋኖም ኪሕየሩ፣
    ጥራይ ናባይ ኣይትምጻእ እናልካ፣ ርኢኻ ከምዘይረኣኻ ሰሚዕካ ከምዘይሰማዕካ ምጽማምን ምጽቓጥን ናይ ሞት ሞት እዩ።
    ሕድሪ ስውኣት ተጠሊሙ ሓደ ሰብ ንኤርትራ ከም ንብረት ናይ እንዳዓሎብኡ ፊን ከምዝበሎ ኪገላብጣ ከሎ መን ኢኻ? ካባናን ካብቶም እታ ክብርቲ ህይወቶም ዝወፈዩ ጀጋኑኸ እንታይ ሓለፋ ዚገብርካዮ ኣሎ? ኢሎም ኪምግቱ ትብዓትን ሕልናን ምስ ኣጥፍኡ ሽዓኡ እዮም ሞይቶም።

  • Yasin April 6, 2014

    Like it or not Vaynak, Hanjema and Desu are Eritrean heros. They deid mysterously by isyas blooody hands. My question is why is the isyas little puppy Sophia in this story. Do we have to care if she put pic on face book. The women is not only ughly in looks more importantly she a polotical prostitute and gahba of Wash DC.

POST A COMMENT