Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ሶፊያ ተስፋማርያም ሕጂ ኸ ይስቆረኪ ዶ ይኸውን?

ናይ እዚ ኩሉ ናይ ኤርትራውያን ሽግርን መከራን ሞትን መቕዘፍትን ማእሰርትን ቀዳማይ ተሓታቲ ውልቀ መላኺ ኢሳይያስ እኳ እንተኾነ ንስኪውን ካብቶም ቀዳሞት ድሕሪ ኢሳይያስ ትስርዒ ኣእምሮን ሕልናን ዝጎደለኪ ኣንጻር ፍትሕን ዲሞክራስን ህዝቢ ኤርትራ ኣትሪርኪ ትሰርሒ ዘለኺ ኢኺ። እንሀልኪ

ናይ እዚ ኩሉ ናይ ኤርትራውያን ሽግርን መከራን ሞትን መቕዘፍትን ማእሰርትን ቀዳማይ ተሓታቲ ውልቀ መላኺ ኢሳይያስ እኳ እንተኾነ ንስኪውን ካብቶም ቀዳሞት ድሕሪ ኢሳይያስ ትስርዒ ኣእምሮን ሕልናን ዝጎደለኪ ኣንጻር ፍትሕን ዲሞክራስን ህዝቢ ኤርትራ ኣትሪርኪ ትሰርሒ ዘለኺ ኢኺ።

እንሀልኪ በሊ ውልቀ መላኺ ኢሳይያስ ን ብር/ ጀነራል ኣማኑኤል ሃንጀማ ቅድም ኣደስኪሉዎ ጸኒሑ ድማ ምስ ክልተ ብጾቱ ኣጥፊኡዎ። ንስኺ ውን ሕጂ ንሕልናኪ ክትቅሽሺ “ ሓሶት ብዓል ሃንጀማ ብድንገት እዮም ሞይቶም” ኢልኪ ናብቲ ሕሱር ስራሕኪ ትዋፈሪ ኣለኺ።

እዚ ግን ማንም ዘይተቐበሎን ዘየረጋገጾን ናይ ህግደፍ መጠበሪ ወረ እዩ። ብሓቂ ሓደጋ እንተኔሩ ንምንታይ ዝርዝር ጸብጻብ ናይቲ ሓደጋ ዘይተገልጸ? ስእሊ ናይቲ ሓደጋ ኸ? መን እዩ ኸ ርእዩዎም?

ምስ ኣማኑኤል ሃንጀማ ዝተሰኣልክዮ ስእልታት ኣብ Facebook ለጢፍኪ ድማ ሃለውሎው ኢልኪ። እንታይ እዩ እዚ እሞ? ምስ ጅግና ስለዝተሰኣልኪ ጂግና ኢኺ ማለት ኣይኮነን። ብ ኣንጻሩ እኳ ደኣ ኣማኑኤል ንረብሓ ሃገሩን ህዝቡን ዚኸፈሎ ዋጋ ንስኺ ድማ ምስ ሽፍታ ኢሳይያስ ወጊንኪ ኢኺ ሃገር ተፍርሱን ተዕንዉን ዘለኹም። ሓቂ ስለዘይብልኪ ናብ ቀብሪ ወዲሓትነኺ ኣማኑኤል ብድድ ኢልኪ ከምዘይከድኪ ይውረ፡ ብዙሕ ግዜ ግን ኣብ ፈቖዶ ውልቀመላኺ ኢሳያስ ዘዳለዎ ሳዕስዒትን በዓላትን ብቻርተር ኢኺ ን ኣስመራን ሳዋን ክትዓብድን ሕሱር ስራሕ ክትሰርሕን ትጓየይ ዝነበርኪ።

እሞ ሕጂ ኸ ናብ ነብስኽን ቤተሰብክን ምስበጽሓኪ ቁሩብ ይስቆረኪ ዶ ይኸውን? እምበር ሃንጀማን ብጾቱን ሲ ዕጫ ቀዳሞት መቓልስቶም እዩ በጺሕዎም። ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ክሳብ ዘይጠፍአ ድማ ካልኦት ዘስግእዎ’ውን ክስዕቡ ይኽእሉ እዮም።

ኩሉ ዘዝዘርኦ ኪሓፍስ እዩ። ውልቀመላኽን ሰዕብቱን ወዲቖም ህዝቢ ኤርትራ ሃገሩ ባዕሉ ዘመሓድረሉ ግዜ ድማ ነዊሕ ኣይኪኸውንን እዩ።

ወይልኹም ለቕለቕትን ኣጣቓዕትን!

መደበር

aseye.asena@gmail.com

Review overview
98 COMMENTS
  • open your mind April 14, 2014

    ADAM AWAN

    YOU SEE WHEN I TELL THE TRUTH , YOU CANT HANDLE IT .KEMZI EYE ZIGEBIR ANE NI SERAKI KEMAKA.KEEP INSULTING WOYANE AND YOURSELF NOT ME .I AM A REAL ERITREAN NOT BAMBULA.I TALK WHAT I FEEL IS IMPORTANT FOR ERITREA.IF I GOT THE CHANCE FIRST I WILL FINISH YOU (JALE) THEN YOUR BOSS .YOU WILL SEE ME COMING TO ASMARA WITH FREEDOM AND DEMOCRACY .YOU DONT KNOW HOW .

    • adam April 14, 2014

      ጻዕዳ ይጽናሓኻ፡ 10 ዓመት ኮይኑ ገረው-ገረው ካብትብሉ። ሰቲ ክንስንሰልካ እየ።

1 5 6 7

Post a Reply to open your mind Cancel Reply