ስሓቢ ኹን ካብ ሰዓቢ!
ንረዲዲእ! ህዝብና ከይጉዲእ ንምንታ’ዩ ሰብ ሓሳቡዝገልጽ፧ ገሊኡ ክዕምጽ፣ ገሊኡ ክዴንግጽ ገሊኡ ብሓሊዮት ገሊኡ ክብለጽ፡ [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/09/Petros_Poem2.pdf"]
ንረዲዲእ! ህዝብና ከይጉዲእ
ንምንታ’ዩ ሰብ ሓሳቡዝገልጽ፧
ገሊኡ ክዕምጽ፣ ገሊኡ ክዴንግጽ
ገሊኡ ብሓሊዮት ገሊኡ ክብለጽ፡
Semhar September 11, 2013
መንእሰይ ወለዶ
ቢረት ኣብ ኢድካ
ወዲ መድሂን በራድ ዲኣቢሎስ ኢሳያስ ኣብ መረትካ
ኢንታይ ቲጽበ ኣለካ ፧
ስሓቢ ኹን ካብ ሰዓቢ!
በትሪ ኣብ ኢድካ
ኢስያስ ተመን ኣብ መረትካ
ኢንታይ ቲጽበ ኣለካ ፧