ምቅንጃው ዮሴፍ ብመሰለይ – ቅሉዕ ደብዳበ ናብ ኤምዲሰመ
ነቲ ምቅንጃው ገድሊ ብዝብል ኣርእስቲ፡ ንገድልን ታሪኹን ኣካፊኡ ንኤርትራዊ መንነትን ናጽነትን ክድምስስ ዝፈተነ ጸሓፋይ ንምቅንጃው ዘቕረቡዎ ጽሑፍ ዘይፍትሓዊ ኮይኑ ረኺበዮ። ብኤለትሮኒካዊ ጋዜጣ ዝተዘርግሐ ኤለትሮኒካዊ ሓሶት ‘ዩ እንተበልኩዎ ‘ውን ኣየጋነንኩን።