Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ምርኡይነት ህግደፍ ኣብ ቦሎኛ

ምርኡይነት ህግደፍ ኣብ ቦሎኛ ጭፍራ ህግደፍ ኣብቲኣብ ዕለት04.07. 2014 ኣብ ቦሎኛ ክገብሮዝቀራረብዘሎናይዓበድበድፌስታንገለ ኣብቲ ናይ ላምፓዱሳ ሓደጋ ቤተሰቦም ዝተጐድኡዎም ሰባት ዓዲሙ ከላግጽ ይቀራረብ ኣሎ። ነዞም ብፍላጥ ይኹን ብዘይፍላጥ ዕድመ ህግደፍ ኣሚኖም ዝብገሱ ዘለዉ ሕልና ዝጐድሎም ውልቀሰባት ኣብቲ

ምርኡይነት ህግደፍ ኣብ ቦሎኛ

ጭፍራ ህግደፍ ኣብቲኣብ ዕለት04.07. 2014 ኣብ ቦሎኛ ክገብሮዝቀራረብዘሎናይዓበድበድፌስታንገለ ኣብቲ ናይ ላምፓዱሳ ሓደጋ ቤተሰቦም ዝተጐድኡዎም ሰባት ዓዲሙ ከላግጽ ይቀራረብ ኣሎ። ነዞም ብፍላጥ ይኹን ብዘይፍላጥ ዕድመ ህግደፍ ኣሚኖም ዝብገሱ ዘለዉ ሕልና ዝጐድሎም ውልቀሰባት ኣብቲ ፌስታ ፍሉይ ዕድመ ገይሩ’ዩ ብግዳያት ላምፓዱሳ ተዋስኦ ክገብር ይሓስብ ኣሎ። ነዚ ንምግባር ድማ ነዞም ዝተጠቕሱ ሰባት ናይ ዕድመ ደብዳቤታት ሰዲዱ ኣሎ።

ኩላትናከምእንዝክሮህግደፍብዛዕባእቲዓለምብምሉኡዝሓዘነሉሓደጋላምፓዱሳሓንቲቃልኣየውጽአን።ሕሉፍሓሊፉቤተሰቦምዝሞቱዎምሓዘንተኛታትብስርዓትከይሓዝኑከልኪሉእዩ።እቶምግዳያትኣብሃገሮምንቡርሓመድከምዘይረኽቡ’ውንገይሩ።ሕጂደኣብዛዕባ’ዞምግዳያትምዝራብእንታይኣምጽኦ?ከምኣመሉህዝቢከደናግርንሓላፍነትናይቲሓደጋናብኣመሪካንካልኦትንንምጽጋዕንእንተ ዘይኮይኑ ህግደፍ ብሓቂ በቶም ግዳያትን ኣዝማዶምን ተገዲሱ ኣይኮነን።

ህግደፍ ቀንዲ ምንጪ ናይቲ ኣብ ሃገርና ዝርአ ዘሎ ናይ ኵናትን ዕንወትንንሃዋህዉ፡ ኣብ ህዝብና ዝወርድ ዘሎ ሕሰምን ዕግርግርን፡ ጥምየትን ሕማምን፡ ቅልውላውን እህ ህታን ኵነታት ኮይኑ ከም ዘሎ እቲ ኣብ ባይታ ዘሎ ጭቡጥ ኵነታት ህያው ምስክር እዩ። ምርኡይ ህግደፍ ግን እቲ ቀንዲ ተንቂ ናይቲ ኵሉ ህሰምን መከራን ህዝብና ባዕሉ ክነሱ፡ ተሓላቒ ግዳያት ላምፓዱሳ ንምምሳል ንገለ ኣገልገልቱ ሓቢሉን ኣታሊሉን ተዋሳእቲ ናይቲ ሕሱር ፖሊቲካኡ ክገብሮም ይፍትን ኣሎ። ስለዝኾነ፡ ነቶም ብሰንክ’ቲ ምንጪ ግዕዙይን ጨካንን ምሕደራ ጊላነት ዝኾነ ጭፍራ ህግደፍ ዝሰኣንኩም ዜጋታት ነዚ ናይ ገበናዊ ውጥን ህግደፍ ክትቃወሙን ምሳና ደው ኢልኩም ንኢሰያስን ሰዓብቱን ናይ ገበን ሓላፍነት ክተስከሙን ኦኣው ኢልኩም ክትቃወሙን ንላበወኩም።ኣብዚ እዋንዚ ናብ ፌስቲቫል ቦሎኛ ክትስዕስዕን ክትቈጻጸን ምብጋስ ኣብ ልዕሊ ግዳያት ላምፐዱሳ ምሽክዕላል ምዃኑ ይትረፍ ሕልና ዘለዎ ሰብ ማንም ደንቆሮ’ውን ዝርድኦ ነገር እዩ። ስለዚ፡ ኣብ ጐድኒ ስዉኣት ደው ኢልና፡ ኣይፋል ንቦሎኛ ንበል!!!

ጽላል ኤርትራውያን ንደሞክራሲ ኣብ ኖርወይ

aseye.asena@gmail.com

Review overview
12 COMMENTS
  • ተወልደመድኅን June 28, 2014

    ንዓኻን ንዝከማኻን ኣብ ቦሎኛ ትሳተፍን ትሳተፊ።……ኤርትራውያን ኣብ ምሉእ ኦኣለም ዘለው ዝገብሩዎ ኩሉ ንዕዘቦን ንርእዮን ኣሎና።ኣብ ውሽጢ ሃደ ዓመት ሎሚ ናይ እክለ ፌስታ።ድሕሪ ወርሒ ናይቲ ሓደ ክብሉ ይዋኣት ኮለል ይብሉ።ርግጽ ከም ስደተናታት መጠን ከከም ሕይወት መነባብሮኦም ብዙሕ ጸገም ኣለዎም።መብዛሕቶም ትርፊ ግዜኦም ከመይ ገይሮም ከምዝጥቀምሉ ስለዝጽገሙ፡ብተወሳኺ ኣብቲ ዘለው ሃገርን ማሕበራዊ ጉዳያት ትሑታት ኮይኖም ስለዝስመዖም፡ሽሞም ክብ ዘብልሉ፡ዝረኣይሉ ዝስምዕሉ የናድዩ።እዚ ሰለዝኾነ ከኣ፡ንሕሙምን ቅልውላው ዘለዎ ዚጥርንፍ፡ዓቐን’ምበር ዓቕሚ ዘይጠልብ ጎሓፍ ኣሰራርሃ ህግደፍ ስለዘለዎም፡ኣብቲ እኩብ፡ኣብቲ ኮሚንቲ ዝበሃል ቀልጢፎም ዕድል የረኽቡ።እዚኦምን ከምዚኦም ዚኣመሰሉ ከኣ እቲ ዝገብሩዎ ዘይፈልጡ፡እቲ ኣብ ዝተሰደድሉ ሃገርን ከም ዜጋ መጠን ተፈሊጦም ኩሉ ክብሪ ዜግነት ተዋሂቡዎም ከብቕዑ፡ገዲፎሞ ናይዝመጹ መንግስትን ሃገርን ባንዴራ ይኹን ዒላማ ሒዞም ኮለል ይብሉ፡ሎሚ እዚ ጽባሕ እቲ ክብሉ፡ዘንዕቖምን እንታይ ኦኣይነት ሰባት ምኳኖም ከምዘገምቶም ፍጹም ዘይፈልጥሉ ስራሕ ይሰርሑ።ኦሮማይ ኣብቲ ጽላለ ስለዚ ኣተው፡ትጋጋ ኣሎካ ንጋገ ኣሎና ይመስለኒ ዘይበሃልሉ፡ልክዕ ኩሎም ሓደ ኦኣይነት ኣተሃሳስባን ባህርን ስለዘለዎም ፍጹም ጉድለቶም ዘይግምግምሉ፡ብዝያዳ ኮቦሮን ሳዕሳዒትን መሰተን ብልዕን ኣብዘለዎ፡ካልእ ደቂ ኣንስትዮ ተኸዳዲነን፡ቆንጂወን ስለዝመጻ እዚ ኩሉ ነቲ ክመዝን ዝኽእል ሃንጎል ስለዝዕብልሎ ጽቡቕ ንገብር ኣሎና ብምባል ጥራሕ ኣብቲ ጽላለ ይዘሉ፡ንጽላለ ይውድቡ።ኣዚ ኩሉ ሰማየ ሰማይ ዝህውልል ኣገባብ ትኽ ኢሉ ንርእሶም ኣይትንክፍን።ከምዚ ኢኹም ዝብሎም ከኣ ኣይረኽቡን፡ኣንተተባህሉ ከኣ ኦሮማይ ሰኽራማትን፡ሰበይቲ ዚለኣኽቶ ካብ ሰይጣን ኣናይፈርህ ስለዝኾነ ኣይሰምዑን።……..ግን ነቲ ክቡር ህዝቢ፡ጸገሙ ሰቲሩ ንመዋእል ንቕድሚት ዝበለ ወረጃ ህዝቢ ኤርትራ ኣኽፊኦም……ገለ ሰባት በለቕ ኢሉዎም ….ኤርትራውያን ከምዚ ኢኹም ክብሉ ንሰምዖም ኣሎና።…….እዚ’ዩ ከኣ ኣቲ ውጺኢት ዕብዳኖም።ኤርትራ ፍትሒ ዘይብላ ልክዕ ሰሜን ኮርያ እናተባህለት፡መንግስቲ ኣኤርትራ ቃዋም ይኹን ኣገባብ ዘይብሉ፡ሃደ ሰብ ከምድላዩ ዝውንና ሃገር፤ኤርትራውያን ጸሃይ ኣብዝርእይሉን ዘይርእይሉን’ምበር ኩሎም እሱራት ምኳኖም ዓለም ምሉእ ኣብዝመስከረሉ፤ካልእስ ይተረፍ ደቂ ዓሰርተው ሹድሽተ ኦኣመት ኦኣዲ ገዲፎም ሃጽ ኢሎም ኣናጠፍ ኡ፤ናጽነት ደልዮም ተቃሊሶም ድግማ ግደ ስደት እናኾኑ፤ኣብ ኤርትራ ማይን ሉችን ተሳኢኑ ኣስመራ ጭልምልም ኣብ ትብለሉ፤ዜጋታት ባኒ ደልዮም ትሰሪዖም እናጽብሑ፤ኤርትራ ማዕቀብ ተቐሚጡላ፤25 ኪሎሜትር መሬት ኤርትራ ብካልእ ናይ ወጻኢ ሃይልታት እናተመሃደረ፤ኤርትራውያን ዜጋታት መሰል ዚግነቶም ብመንግስቶም ተመንጢሉ፡ክብሪ ዜግነት ኣብ ዋጋ ዕዳጋ ወዲቑ ኣንከሎ፤ፐርስደንት ዚበሃል ኣዳዕዲዑ ኖኣይ ኮንትራት ዚሃበኒ ሰብ የለን እናበለ፤ሎሚ እክለ ሞይቱ፡እቲ ሃደ ስዒቡ፡እቲ ሃደ ተኣሲሩ፡እቲ ሃደ ሃዲሙ ኣብ ዓዲ እክለ ዑቕባ ሓቲቱ፡እቲ ሓደ ደስኪሉ …….ካልእን ካልእን ብዙሕ እናተባህለ፡la sicura marcia della carovana di giustizia e liberta Eritrea.ክትሰምዕ ዘደንግጽ’ዩ።እቲ ፌስትባል ንህዝቢ ዘይኮነ ንበዳሊ፡ንገፋዒ መሰልን ክብሪ ህዝቢ ኣኤርትራ ኣብ ዕዳጋ ዘወደቐ ስሮኣት ምድጋፍ ማለት’ዩ።…….ካልእ ከገረመኒ ዘይተረፈ፡ኣብ ኣኤውሮጳ ብዙሃት ስደተናታት ኣለው።ከምዚ ናህና ግን ኣይኮኑን፡ንሳቶም ጸገም ስደት ክስዕሩ ይተሃባበሩ ወላ ፍሉጥን ቅውም ኮሚንታ ኣንተዘይብሎም።ብዛዕባ’ቲ ዝገደፍዎ መንግስቲ ፍትወት ይኹን ጽል ኣት የብሎምን።ነቲ መንግስቲ ክብሉ ዝነፍህዎ ፕሮፖጋንዳ ይኹን ካልእ ጃህራ ወይ ክፈላልዮም ጸላእን ፈታውን ዝገብሮም ጉዳይ የለን።መብዛሕቶም ኣገልገልቲ ስሮኣት ህግደፍ ህዝቢ ኤርትራ ሃደ ህዝቢ ሃደ ልቢ እናበሉ፡ካብ 2% ጀሚርና ነንህድህድና ክንወቓቐስ ክንጻረፍ፡እቲ ጀብሃ ኣቲ ሳዕቢያ፡ኣቲ ሃሙሳይ መስርዕ፡ኣቲ ከምዚ ክንብል ክሳብ መውስቦ ምክልላእን፡መሮኣን ድግስን ተገይሩ ክሳብ ዘይምዕድዳምን፡ናይ ህግደፍ ደጋፊ ዚኾነ ሞትን ሃዘንን ምስዘጋጥም እቲ ከም ኦም’ምበር ካልእ ተቃዋሚ ዝኾነ ጥርቅም፡ንሳቶም’ውን እቲ ብባሕሪ ዚመጽ ወይ ኣንጻርና ተቃዋሚ መንግስትና ብምባል ጥርቅም ዝብልሉ ኩነታት በጺሕና…..መመሊሱ ጽል ኢ ቅርሕንቲ ባእሲ በዚሑ፡ጸገም ኤርትራዊነት መመሊሱ ገፊሑ እነሆ ኤርትራዊ’የ ምባል ትሃፍረሉ ኩነታት በጺሕና።………እሞ ሎሚ ቦሎኝ እናበልኩም ተዳኽሩ፡ኣእምሮኹም ኦጹው’ዩ።ምኽንያቱ፡ሎሚ ጉዳይ ኣኤርትራ ናይ ኣይዶሎጂ፡ማለት ጸጋማይ የማናይ፡ካፒታሊስት ወይ ሶሳሊስት ሃሳብ ሃልዩዎ ኣይኮነን ዝጽላእ ዘሎ።ሎሚ ህግደፍ ኣብ ኦኣለም ካብዘለው ስሮኣታት እቲ ሃገር ዝርምስን ናብ ጥፍ ኣት እናምረሀት ዝደርፍ ዘሎ ስሮኣት ስለዝኾነ፡እቲ ሕቶ ሕቶ ድህነት ሃገር ስለዝኾነ’ዩ ሰባት ዝቃወሙን ኣብ ዘሎ ስሮኣት ቅሬታ ዘስምዑን ዘለው።……….እሞ ንስኺ ንስካ ናብዚ ፌስትባል’ዚ ትጓኦኣዝ ዘሎካ፡መከዲካ ዘይትፈልጥ፡ጽምዋ ዝበርተዓካ ወይ ዚበርተዓኪ ወይ ከኣ ንኮሸምሸም ኣብ ዓለም ከምዘሎኺ ወይ ከምዘሎካ መጠን እንታይነትካ ተርእየሉ ናይ ዕብዳንን ዝርጋንን ወይ ከምቲ ንሃደ ምሸት ምስ ጽሉላት ተሰሪዖም ኣብ ዲስኮቴካ ድምጺ ሙዚቃን ሳዕሳዒትን ክሰምዑ ወይ ሃሺሽ ወዲ ሃሺሽ ቀሲሞም ናብ ዕቡድ ዝቕየርሉ’ምበር ፍትሕን ናጽነትን ዘምጽእ ፌስትቫል ከምዘይኮነ ተረዳኣ።ቅድሚ ምኳድካ ወይ ምካድኪ ክልተ ግዜ ህሰብሉ።…..እንተከድኩም’ውን መርከብ ውጹኦኣት ቀደም ዘድልያ ዝኾነ ኣስቂላ ናብቲ ምሉእ ኦኣወት ገጻ ተምርህ ስለዘላ ፈኹሽኩም ትትረፉ’ምበር ተምጽእዎ ለውጢ ይኹን ተደናግሩዎ ኩነታት ክህሉ ኣይካልን።………ደሃር ከምዞም ሎሚ 2% ይከፍሉ ጸኒሖም፡ሎሚ ህጋዊ ኣይኮነን ምስተባህለ ኣነ ደኣ መኣስ ይከፍል ኮይነ ቀደም ኣንድየ ገዲፈዮ ኣናበሉ ወይ ከይጽረፉ ብኩርናዕ ተጠውዮም ዝሃድሙ ዘለው፡ምስዚ ኩሉ ቃልሲ ናብቲ ንደልዮ ምብጻሕና ዘይተርፈና ስለዝኾነ እቲ ግዜ ምስበጽሐ ደላይ ለውጢ ምስተዓወተ ብኩርናኦ ክትጥወዩ ኢኹም።ስለዚ ደሃር ሕፍረትኩም ንምሽፋን ዚኾነነ ዘይኮነ ካብ ምግባርን ምዝራብን ፡ሎሚ ማዕረ ህዝብኹም ተሰሪዕኩም ንዘድሊ ለውጢ ተቀረቡ፡ነቲ ኣብ ኣዋን ስቓይ ህዝቢ ኤርትራ ዝግበር ኮሸምሸምን ኮቦሮን ዝላን ስኽራን ወጠምጠምን ወግዙዎ።

  • aman June 28, 2014

    ኣየ እማንኤል ዓጋመ። ካብ ግሊያነት ወያነ ወጺእካ መዓስ ኢኻ ነብስኻ ኽኢልካ ነጻ ሰብ ትኸዉን። እነተኾነ ምስ ህዝብኻ ኣብቲ ታሪኻዊ ቦታ ቦሎኛ ተረኽብ እይፋል ኽያ ኽድመናኻ ግደፎ ንመን ኸተደናግር ደሊኻ ኢኻ ሓሶትካ ከም ጎይተትካ ትዘሩ ዘለኻ።
    ሳሕሳህ ቆማል
    ኣማን

    • Sorobeti June 28, 2014

      ኣማን
      ኣማንኤል ንዓኻን ንኸማኻን ኣብ ትሕቲ ሃገራዊ ንቅሓት ትርከቡ ኣሕዋትና ካብ ጊላነት ካፖ ጥፍኣት ኤሰያስ ነጻ ክትወጹ ከይተሓለለ ይቃለስ ኣሎ thus when freedom prevails in our country you and your clan members will applaud him greatly.

    • bekhit June 29, 2014

      Aman

      Agame da eti zimerhaka zelo gujile do aykonen . (Isaias,kisha,monkey,wedi mokie, teame mekele, alamin mehamed seed, yemane geremeskel,…..

  • Sorobeti June 28, 2014

    ለታይ እንታይ ዄንኪ ዘይኸድኪ ዓድኺየ
    ዘይኸድኪ ዓድኺየ?

    23 ዓመት እንታይ ኣጽኒሑኪየ
    እንታይ ኣጽኒሑኪየ?

    • ERITRAWIT June 28, 2014

      Sorobeti,
      Hakey Slas nked adna tebahelew kdmey 23 amet abey da alo?????

  • Delaii fithi June 28, 2014

    Newramat

  • Delaii fithi June 28, 2014

    Degefti higdef

  • The Eteneger June 29, 2014

    The dogs are barking from their hiding holes, whereas the camels of Nakfa are marching as usual.
    Awet N’Hafash

  • wedi hager June 29, 2014

    ATA HASSAWI AMANIEL KEDA MIS WEYANE KONIKA N ERITREA ANDENT KETHWESA KAB MENGESET ERITREA N ERITREAWAN ZEHALI YELEBON BSHIM YEHWATNA ATESHEKT ATA KEDAE ESUB WEYANE EMO HIZEB ERITREA NBOLONA NEKILU ALO ENTAY KETGEBR EKA LOKUMAS KEDA WEDI KEDA ABU NERAKEB OK

    • kyedb July 1, 2014

      thing about your people, thing about young Eritrean men and young ladies. no people no country.

  • kyedb July 1, 2014

    Amaniel our hero he struggle for his people what about you.

Post a Reply to Delaii fithi Cancel Reply