Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ 400 ኣባይቲ ዳዕሮ ቃውሎስ ክፈርስ ንዘመሓላለፎ ትእዛዝ ብምቅዋም ህዝቢ ‘ታ ዓዲ ታቦቱ ኣውጺኡ እዝግዮ ክብል ከምዝውዓለ ምንጭታት ሓቢሮም።

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ 400 ኣባይቲ ዳዕሮ ቃውሎ ክፈርስ ብዘመሓላለፎ ትእዛዝ ዝጓሃየን ዝሰንበደን ህዝቢ ዳዕሮ ቃውሎስ፣ ሎሚ 3 መጋቢት ታቦቱ ኣውጺኡ እዝግዮ ብምባል ነቲ ዓንዳሪ ፖሊሲ ናይቲ ምልካዊ ስርዓት ክቃወም ከምዝውዓለ ምንጭታት ሓቢሮም። [caption id="attachment_20688" align="alignleft" width="444"]

One of the villas demolished by the PFDJ in Tselot, Feb 17, 2015

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ 400 ኣባይቲ ዳዕሮ ቃውሎ ክፈርስ ብዘመሓላለፎ ትእዛዝ ዝጓሃየን ዝሰንበደን ህዝቢ ዳዕሮ ቃውሎስ፣ ሎሚ 3 መጋቢት ታቦቱ ኣውጺኡ እዝግዮ ብምባል ነቲ ዓንዳሪ ፖሊሲ ናይቲ ምልካዊ ስርዓት ክቃወም ከምዝውዓለ ምንጭታት ሓቢሮም።

One of the villas demolished by the PFDJ in Tselot, Feb 17, 2015

One of the villas demolished by the PFDJ in Tselot, Feb 17, 2015

ብመርበብ ሓበሬታን ራድዮን ኣሰና ኣብ ዝሓለፈ ቕነ ከምዝተገጸ፣ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ኣብ ኣርባዕተ ኣስመራን ጸሎትን  ሓያለ ኣባይቲ ህዝቢ ብዶዘራት ኣዕንዩ እዩ። ኣብ ዳዕሮ ቃውሎስ ተመሳሳሊ ናይ ምዕናው ስጉምቲ ክወስድ ምዃኑ ‘ውን ኣብቲ ዜና ተጠቒሱ ነይሩ።

እቲ ድኻ ህዝቢ ዓቕሉ ጸቢቡዎ እንተተለቂሑ እንተተዓድዩ ወይ ከኣ ጤሳኡ ብኸፊል ሸይጡ ኣባይቲ ክሃንጽ ከሎ ንሓያለ ዓመታት  ስቕ ኢሉ ዝረኣየ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ገንዘብን ጉልበትን ህዝቢ ንዝፈሰሰሉ ኣማኢት ኣባይቲ ናይ ምዕናው ወፍሪ ተተሓሒዙዎ ምህላዉ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ቅሳነት ህዝቢ ኤርትራ ዘይምነ ጨካን ስርዓት ምዃኑ ዳግም ዘረጋግጽ እዩ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
44 COMMENTS
  • Alem March 3, 2015

    Please read “proplr” as “people”.

  • Felega March 3, 2015

    እዋእ፣ ገዛውቲ ጸሎት፣ ዓዲ ገዛእቲ መደብ ኤርትራ፣ ማለት ጀል ፍሊጶስ ደርዘናት መኮንናትን በዓቢኡ ፊልድማርሻል ብሪዘደንት ኢሳያስ ኣፈጨርቅን ዓነው ካብ በለ፤ ኣርባዕተ ኣስመራ ካብ ተደግመ ደኣ፣ መሳኪን ዳዕሮ ቃውሎስ፣ ዓዲ ቀ፣ ዓዲ ጓዕዳድ፣ ቁሸት፣ ዓዲሰግዶ፣ ወኪድባ፣ ዓዲኣበይቶ፣ ዓዲ ንፋስ ኣንታይ ክተርፈክን። ወይ ተሰኣ ወይ ተቖጻጸያ እምበር።
    እተን ተሓቢእክን ዋእ ወስ ዘይብሉ ትብላ ድማ ሕሪሕራይ ጌሩ ከርክበልክን እዩ። ሪጋ ናይ ድባርዋ ደቀምሓረ መንደፈራ ዓዲቐይሕ ዓዲኳላ ከረን ጊንዳዕ ሰንዓፈ ገና ካብ ዓይኒ ኢሳያስ ርሑቕ ኣይኮነን።
    ንራድዮ ኣሰና፣ ናይ ሻሂ ቡንኩም ምቕባጽ ዝኣበኹም ደኣ፣ ነዚ ናይ ጽርግያ ጎብለል ናይ ትማሊ ወኻርያ ናይ ናይ ናቕፋ፣ ከመይ ጌርኩም ወስ ክትብልዎ።
    ሓቑ ክንድሕድሖ ሎምስ፣ ትማሊ ኣብ ሃገራት ዓረብ ኣብ በዓል ግብጺ ሊብያ ሱዳን መሳኪን ኤርትራውያን ቆልዓ ሰበይቲ ክድፈሩ ባሮት ኮይኖም ክሽየጡ፣ ኣብዛ ኣፍደገ ናይ ኤምባሲ ግብጺ ወጺኹም ኡይ ዘይበልኩምዶ ሕጂ ብማዕዶ መረባዓት ከተድሕኑ።
    መንነትና ታሪኽ ኣቦታትና ቋንቋታትና ምስ ጠለምናን ምስ ከሓድናን ሽዑ ብዓንተብኡ ኢና ዝተነዓቕና። ሕጂ ኩሉ ዓኽ ጡፍ እንተበለልና፣ ደንቆሮ ዓረብ እንተነዓቐና፣ እንታይ ሓድሽ ነገር ኣለዎ። እወ በዓንተብኡ እንድየ ተዘንጊዔ።

    • AHMED SALEH !!! March 3, 2015

      With this kind of attitude of yours how can we
      as a people can get alone for common purpose .
      Only when compassion and unity among ourselves
      preserved then we can speak one language which
      is solidarity . Otherwise sweet talk and attempt
      to stab in the back with sharp tongue work only for deceivers . That is why people try to get rid
      such person from their close circle .

    • yosief z. March 4, 2015

      Don’t worry brother! The Eritrean people are well aware, confident and proud of their identity and history. If YOU are suffering from an identity crisis and are confused about your history, we sympathize with you. But please do not waste your time trying to drag a proud people into the psychological problem of inadequacy from which you seem to be suffering.

  • Zemo March 3, 2015

    As long as people are afraid to pay the needed sacrtfice to change the dictatorial system , we are going to hear this kind of news for ever. In fact I dont feel sorry for the people. Instead of tabot they could sabtotage the system. When the system took away their kids, they said nothing. I think people in a nation get the leader it deserves.

  • crystal clear March 4, 2015

    ዋእ ጽቡቕ ጌሮም።እቲ ህግደፍ ዘዕጠቖም ጠበንጃ ኣብ ገዛ ገዲፎም ,ታቦት ሒዞም ወጺኦም።ዋእ ሓቆም.ኩላትና ፈርሓት ኢና. ክንፈርደሎም ኣይንኽእልን,ኣነ ኣብ ወጻኢ ኮይነ በቲ ጠበንጃ ዘይሩግሩጉሉ ክብል ኣይክእልን ንባዕለይ ዘይገብራ፣ገግዴኻ ተጸቢኻ ሙማት እዩ።

  • guba March 4, 2015

    same comment as my previous comment at the time of demolishing of Tselot.
    Iseyas eta zedalewa masterplan keywedie ayarfin eyu. ezi dima kab Asmara-Teseney,Asmara Ras Dumera, Asmara Ras Kesar, Asmara May mine, Asmara Senafe, Asmara Sahil/Nakfa zzrgah kes b kes nay mfras masterplan eyu zetegbir zelo. Silezi klte mircha alena. Kedamay wey kemdnsti way ane endabelka mirgamn mukuzamn….. wey dima kemti hakegna Eritreawi bretka alielka n hgdef kab suru meseretu mdmsas.

  • crystal clear March 4, 2015

    Demhit are not mercenaries ,they are extention of pfdj formerly eplf leadership. yes, to us pure eritreans ,are mercenaries but the gedli has been hijacked by abay tigray proponents long time ago.

  • Merid Zeru March 4, 2015

    ሎሚ ስባት ክብደሉ እንኮሎዉ እንተኣጽቂጥና፣ ጽባሕ ንሕና ክንብደል እንኮሎና ዝዛረበልና ሰብ ኣይክተርፍን’ዩ!
    ሎሚ ነዛ ዓንቀጽ እዚኣ ከጽሕፍ ዘገደደኒ ትዕዝብታተይ ብመሰረት እዚ ተቃሊሑ ዘሎ ዜና ምፍራስ ገዛዉቲ ዓድታት ብዘመልከተ እዩ።
    ንዓሚቕ ስቕታ ማርቲን ኔምሎር ዝተባህለ ጀርመናዊ ክገልጾ እንኮሎ ከምዚ ይብል፣-
    First they came for the communists, መጀመርታ ናብ ዴሳዉያን መጽዮም፣
    and I didn’t speak out because I wasn’t a communist. ኣይተዛረብኩን እቲምንታይስ ዴሳዊ ስለዘይነበርኩ፣
    Then they came for the socialists, ቀጺሎም ናብ ማሕበርነታዉያን መጽዮም፣
    and I didn’t speak out because I wasn’t a socialist. ኣይተዛረብኩን እቲምንታይስ ማሕበርነታዊ ስለዘይነበርኩ፣
    Then they came for the trade unionists, ኣስዒቦም ናብ ናይ ሰራሕተኛታት ማሕበርተኛታት መጽዮም፣
    and I didn’t speak out because I wasn’t a trade unionist. ኣይተዛረብኩን እቲምንታይስ ማሕበርተኛ ስለዘይነበርኩ፣
    Then they came for the Jews, ቀጺሎም ናብ ይሁዳዉያን መጽዮም፣
    and I didn’t speak out because I wasn’t a Jew. ከምኡዉን ኣይተዛረብኩን እቲምንታይስ ኣይህዳዊ ስለዘይነበርኩ፣
    Then they came for the Catholics, ካብኡ ናብ ካቶሊካዉያን መጽዮም፣
    and I didn’t speak out because I wasn’t a Catholic. ሽዑ እዉን ኣይተዛረብኩን እቲምንታይስ ካቶሊካዊ ስለዘይነበርኩ፣
    Then they came for me, ኣብ መጨረስታ ናባይ መጺኦምኒ፣
    and there was no one left to speak for me ዝተረፈ ሓደ ሰብ ስለዝይነበረ ፣ ዝዛረበለይ ስኣንኩ።
    “Martin Niemöller”
    ብሓፈሻ ኣብ ካልኣይ-ኪናት ዓለም ፣ ብፍላይ ድማ ማሕበርነታዊ ሰልፊ ኣዶልፍ ሂትለር ፖሎቲካዊ ስልጣን ኣብ ሃገር ጀርመን ጭቢጡ ንህዝቢ ጀርመን፣ ህዝቢ ኣይህዱን ህዝቢ ኤዉሮጳን ኣብ ዘህልቀሉ ዝነበረ እዋናት፣ ትዕዝብቱ ኣብቲ ዝነበረ ኩነታት ንምግላጽ ዝሃቦ መግለጺ እዩ። እዚ መግለጺ እዚ ስቕታ ማዕረ ክንደይ ኣህዛብ ከተህልቕ ከምትኽእልን፣ ሰብ ክብደል እንኮሎ እንተድኣ ኣጽቂጥካ፣ ከም ኣታዓድላ ዋንጫ ናባኻ ክበጽሓካ ምኻኑን፣ ሽዑ ድማ ዓገብ ኢሉ ዝዛረበልካ ሰብ ከምዘይርከብ ንምጡቋም ዝሓለነት መግለጺ እያ። ስቕታ ኣዝዩ ሓደገኛ ማሕበራዊ ሕማም እዩ። ንስቕታ ከም ልቦና ገይሮም ዝገልጽዋ ሰባት ክርከቡ ከምዝኽእሉ ዘጣራጥር ኣይኮነን፣ የግዳስ ስቕታ ክስበርን ክትርባዕ ዘለዎ ሓደገኛ ማሕበራዊ ሕማም እዩ። እዚ ኩሉ ግፍዕን ሓሰረ መከራ ወሪድና ዘሎ ኤርትራዉያን ካብ ስቕታና ዝነቀለ እዩ። ክሳብ ስቕ ክንብል ዝመረጽና ድማ ብእብረ ክንዳሃኽ ምኻና ፍሉጥ እዩ።
    ስርዓት ኣስመራ ብቀጻሊ ገዛዉቲ ህዝቢ ከፍርስ ከምዚ ጸንሔ ህዝቢ ዳዕሪ-ቃዉሎስ ክዕዘብ ጸኒሑ እዩ። እቲ ዘሕዝን ጉዳይ ግን ገዛዉቲ ህዝቢ ንምንታይ ተፍሩሱ ኢሉ ሶሊዲራሊትይ ግን ኣየርኣየን። ንድሕሪት ሩሑቕ ካይከድና ኣብ ወርሒ 1/2015 ኣስታት 80 ገዛዉቲ ኣብ ማይጮሆት ገዛዉቲ ደቂ ኣርባዕተ ኣስመራ፡ ስርዓት ኣስመራ ብዶዞር ክሳሃሎ እንኮሎ ንግፈዛዉቲ ዝፈርስ ናይ ዳዕሮ-ቃዉሎስ እዉን ኣቀዲሙን ዲሒሩን ብቀይሕ ቀለም ዝፈርስ ገዛዉቲ ኢሉ ሕላገት ገይሩሉ ነይሩ እዩ። ኣብ ከምዚ ኩነታት እንታይ ክግበር ነይሩዎ ኩሉ ሰብ ብዉሽጡ ይፈልጥ እዩ። ሓደ ወገን ክብደል እንኮሎ ትም ምባል ከም ባህልን ጠባይን ካብተወስደ፡ ኣብ ትብደለሉ እዋናት ዘድሕነካ ወይ ምሳኻ ደዉ ዝብል ሰብ ከምዘይርከብ እዉን ክፍለጥ ዘለዎ ጉዳይ እዩ።
    ብዝኾነ ዝሓለፈ ሓሊፉ እንድዩ! ድንክል በለ እምበር ኣይተኸዕወን! ከምዚባሃል ዋላ እቶም ኣቀዲሞም ዝተበደሉ ዜጋታት ምስ ህዝቢ ዳዕሮ-ቅዉሎስ ደዉ ክብልን እቲ እንታይገደሸኒ ባህሊ ክትርባዕን ኣለዎ። በዚ ኣጋጣሚ ብመላእ ህዝቢ ኣስመራንብ ከባቢቢ ኣስመራ ዓድታት ዝነብር ህዝቢ ምስ ህዝቢ ዳዕሪ-ቃዉሎስ ደዉ ክብል ብትሕትና ይጽዉዕ ኣሎኹ።
    ድሕሪ ኤርትራ ካብ እምባሮጦራዊ ስርዓት ኢትዮጵያ ናጻ ምዉጽኣ፣ ብጃንዳ ህ.ግ.ደ.ፍ፣-
    1. ኣመንቲ ዮሆባ ተባሂሎም ሰብኣዊ መሰሎምን፣ መሰልዜግነቶም ክጋሃስ እንኮሎ ኣጽቒጥና፣
    2. መማህራን ናይ ቛንቛ ዓረብ ብዕስለ ተሃዲኖም ክሽረቡ እንኮሎዉ ኣጽቒጥና፣
    3. ስንኩላን ኣብ ማይሓባር ክቕተሉ እንከለዉ ኣጽቒጥና፣
    4. ኣስታት 48000 ተጋደልቲ ብዘይ ገለ ጻማን መደባትን ክጽልጸሉ እንከለዉ ኣጽቒጥና፣
    5. ኣስታት 5000 ሰራሕተኛታ መንግስት ዝነበሩ ካብኦም 32 መምህራን ዩኒቬርሲቲ ኣስመራ ክጽልጸሉ እንከለዉ ኣጽቒጥና፣
    6. ኣመንቲ ጰንጠ ቆስተ ተሓዱሶን ተባሂሎም ዜሃታት ኣብ ኮንተይነራት ክሙቁሑ እንከለዉ ኣጽቒጥና፣
    7. 11 ላዕለዎት ኣባላት ባይቶን ጋዜጠኛታት ክእሰሩ እንከለዉ ኣጽቒጥና፣
    8. ባይቶ መንግስት ኤርትራ ክድስክእል እንከለዉ ኣጽቒጥና፣
    9. ዜጋ ከም ጨዉን በርበረ ክሽየጥ ክልወጥ እንከለዉ ኣጽቒጥና፣
    10. ዜጋ ብጥይት ክቁለብ እንከለዉ ኣጽቒጥና፣
    11. ጃንዳ ህ.ግ.ደ.ፍ ምስ ኩለን ጎሮባብቲ ሃገራት ኣብ መጋርያ-ኪናት ክጠብሰና እንከለዉ ኣጽቒጥና፣
    12. ጳጳስና፣ ካህናትና፣ ሸኻትና ክእሰሩ ብኣስገዳድ ተገፊፎም ንሳዋ ክወርዱ እንከለዉ ኣጽቒጥና፣
    13. ኣረጋዉያን፣ ማእከላይ ዕድሜ፣ መንእሰያትን ህጻናትን ብኣማኢት ኣሽሓት ክስደዱ እንከለዉ ኣጽቒጥና፣
    14. ብዓሰርተታት ኣሽሓት ዜጋታት ክእሰሩን ክስወሩን እንከለዉ ኣጽቒጥና፣
    15. ገዛዉቲ ካልኦት ዓድታት ንሰብ ዶላር ክዕደልን ክፈርስን እንኮሎ፡ ጽባሕ ከም ኣታዓድላ ዋንጫ ኣባና ዘይበጽሕ መሲሉና ኣጽቂጥና። ….ወ.ዘ.ተ
    ሎሚ ስባት ክብደሉ እንኮሎዉ እንተኣጽቂጥና፣ ጽባሕ ንሕና ክንብደል እንኮሎና ዝዛረበልና ሰብ ኣይክተርፍን’ዩ!!!
    ወድሓንኩም!
    መርእድ ዘርኡ
    04//03/2015

  • Aida March 4, 2015

    we are cowerdes and liares we siting like monkey at west cuntery and talk kkkkkkk were is the man we don’t have any man, our man escaping like monkey they only talk kkkk go be man now to the field to fight to the Evil Isias dictator, our Eritrean pepole suffering a lot and dying and you guyes 30 yeares stil talking kkkk shame on you shame on you

    • yosief z. March 4, 2015

      You are good at belittling others, but you too are guilty of the same crimes – You are talking (or writing) but have not achieved anything. SHAME on you!!

      • Guram March 5, 2015

        Shut up Yosief, you imbecile; you disgust me. Aida is saying the truth. We’re cowards beyond imagination. If you think you are better than that, stop puking on the commenting board right now and go fight for your freedom. Otherwise, do not interrupt people from venting their anger against the cowardice of their own people.

        For us, the time to be angry is past due. We should have been enraging in flames by now. Do not interrupt such anger from brewing to a revolution.

        • yosief z. March 6, 2015

          You can wrack your brain with anger or badmouth others all you want. But that is not going to achieve anything. What is needed is not emotional, immature, selfish people who lack the courage to do anything worthwhile; who express their inadequacy with anger and with calling others names. What is needed is cool-headed citizens who are courageous and principled enough to make a real contribution to the struggle – no matter how small that might be. So be my guest, continue to wallow in anger and frustration and continue with your name-calling. Nothing better can be expected to come from people of your caliber!

  • Meriud Zeru March 4, 2015

    Aida Yes we are cowards indeed! yes we are blabbermouth ! but it is not impossible to change our behaviours. The time is now to say enough is enough together!

  • tsegezeabhagos March 4, 2015

    Sqta menesey somay mis arege eu ezu kulu zmetse ember kedem zferese srat isaias bsenki nahna naytom nkawem ena nbil zeymsmar mesmar ke etwelna gdin eu ember hzbi eritrea dea beyenay merakebitat eu habiru kkawem zzkeil haye dea nhna gele teamir nsrah ahwateyyy

POST A COMMENT