Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ማሕበር ኤርትራውያን-ኣመሪካውያን ኣብ ኣትላንታ ጆርጅያ ንምሕዳስን ንምስፋሕን ኣብ ኣትላንታ ኣብ ዘካየዱዎ ገንዘብ ናይ ምውጻእ ምሸት ልዕሊ 63 ሽሕ ዶላር ኣዋጺኦም፣ ህቡብ ድምጻዊ ወዲ ትኳቦ ድማ ድሙቕ ምርኢት ኣቕሪቡ።

ማሕበር ኤርትራውያን-ኣመሪካውያን ኣብ ኣትላንታ ጆርጅያ ንምሕዳስን ንምስፋሕን ብ ቐዳም 26 ሚያዝያ ኣብ ኣትላንታ ኣብ ዝተኻየደ ልዕሊ 500 ኤርትራውያን ተቐማጦ ኣትላንታ ጆርጅያ ዝተሳተፉዎ ማዕከን ገንዘብ ናይ ምስሳን (ናይ Fundraising Raising) ዕዉት ምሸት ልዕሊ 63 ሽሕ ዶላር ገንዘብ

ማሕበር ኤርትራውያን-ኣመሪካውያን ኣብ ኣትላንታ ጆርጅያ ንምሕዳስን ንምስፋሕን ብ ቐዳም 26 ሚያዝያ ኣብ ኣትላንታ ኣብ ዝተኻየደ ልዕሊ 500 ኤርትራውያን ተቐማጦ ኣትላንታ ጆርጅያ ዝተሳተፉዎ ማዕከን ገንዘብ ናይ ምስሳን (ናይ Fundraising Raising) ዕዉት ምሸት ልዕሊ 63 ሽሕ ዶላር ገንዘብ ክዋጻእ ከሎ፣ ህቡብ ድምጻዊ ወዲ ትኳቦ ከኣ ድሙቕ ምርኢት ከምዘቕረበ ምንጭታት ኣሰና ካብቲ ቦታ ሓቢሮም።

ተሳታፍነት ኤርትራውያን ተቐማጦ ኣትላንታ ጆርጅያ ኣብቲ ኣጋጣሚ ካብ ትጽቢት ኣዳላወቲ ንላዕሊ ኮይኑ፣ መጽንሒ መካይን (Parking) ጸቢቡዎም ክሳተፉ ዕድል ዘይረኸቡ ከምዘለዉ እቲ ሓበሬታ የመልክት።

ብመሰረት ‘ቲ ሓበሬታ፣ ኤርትራውያን ኣመሪካውያን ተቐማጦ ኣትላንታ ጆርጅያ ፖለቲካዊ ፍልልያቶም ብዘየገድስ ብስኒት ኣብቲ ኣጋጣሚ ምምሳዮም ኣብ ብዙሕ ምትእኽኻብ ኤርትራውያን ዘየጋጥም ኣብነታዊ ተመክሮ ከምዝነበረ፣ ብፍላይ ድማ እቶም ኣብ ናይ ካልኣይ ደረጃ ክሊ ዕድመ ዘለዉ ተማሃሮ ካብ ካልእ ጽልዋታት ነጻ ኮይኖም ርእሶም ክኢሎም ኣብ ዝወደቡዎ ጸወታ ኩዕሶ ሰኪዐት ክነጥፉ ምርኣይ ንወለዶም ተስፋ ዝሃበ፣ ነቲ ኣጋጣሚ ተወሳኺ ድምቀት ወሰኸሉ ፍጻሜ እዩ ነይሩ።

 

aseye.asena@gmail.com

Review overview
38 COMMENTS
  • mrs Eritrea April 29, 2014

    Atum hatafat pfdj ktiblu libukom hamimkum kidu arkibwom netom aserte sebat serawit hidri weyane zitekobolm bani zibeliu antum mehiferat igri weyanay tisalemu abiu kedikm tiliminu agame iko lemeti defaiti arebiya serahtena gezana iyom nerom yewrdikom mot ab adika kab weyane zregitzka bika keyteweledkum mushmushat fitret wedi afomsi sigab miti kgezakum iyu lele belu tirah

  • abaga April 30, 2014

    500 6000 teakibna tefentihna kitiblu bzey hade miya idmekum tewediu kabakumsi Tesfa korixna ina kab hmak widb hmak mengsti yhayshmo maaselam.. gedifnakum Byyyyyy tekamerti

Post a Reply to mrs Eritrea Cancel Reply