Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ሚኒስተር ዞባዊ ምምሕዳር ኣቶ ወልደሚካኤል ገብረማርያም ሃንደበት ዓሪፉ።

ሚኒስተር ዞባዊ ምምሕዳር ኣቶ ወልደሚካኤል ገብረማርያም ሎሚ 4 ነሓሰ ሃንደበት ዓሪፉ። ብመሰረት ሓበሬታ መራኸቢ ብዙሃን ህግደፍ፣ 72 ዓመታት ዝገበረ  ኣቶ ወልደሚካኤል፣ “ኣብ ጋሽ ባርካ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ፈጺሙ ናብ ኣስመራ እናተመልሰ ኣብ ከረን እዩ ዓሪፉ”።  ጠንቂ

ሚኒስተር ዞባዊ ምምሕዳር ኣቶ ወልደሚካኤል ገብረማርያም ሎሚ 4 ነሓሰ ሃንደበት ዓሪፉ።

ብመሰረት ሓበሬታ መራኸቢ ብዙሃን ህግደፍ፣ 72 ዓመታት ዝገበረ  ኣቶ ወልደሚካኤል፣ “ኣብ ጋሽ ባርካ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ፈጺሙ ናብ ኣስመራ እናተመልሰ ኣብ ከረን እዩ ዓሪፉ”።  ጠንቂ ሞቱ እንታይ ምዃኑ ግን ኣይተገልጸን።

ድሕሪ ናጽነት ንነዊሕ ዓመታት ሚኒስተር ማይን ኣከባብን ኮይኑ ዝሰርሐ ኣቶ ወልደሚካኤል ገብረማርያም፣ ኣብዚ ቀረባ እዋናት እዩ ናብቲ ሚኒስተር ዞባዊ ምምሕዳር ኣቶ ማሕሙድ ሸሪፎ ብሰንኪ ፖለቲካዊ ኣረኣእያኡ ምስ 11 ብጾቱ ብ 2001 ኣብ ማእሰርቲ ተዳጕኑ ደሃዩ ካብ ዘጥፍእ ኢሳይያስ ምስ ኣመሓደርቲ ዞባታት እናተራኸበ ብቐጥታ ዘመሓድሮ ዝነበረ ሚኒስትሪ ዞባዊ ምምሕዳር ተዘዋዊሩ።

ገዲም ተጋዳላይ ወለንኪኤል ገብረማርያም ሓደ ካብ መስረቲ ምንቅስቓስ ሓርነት ኤርትራ (ሓራካ) እዩ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
48 COMMENTS
  • ab ab August 5, 2013

    No one would wellcme any death. His son was with me in the 17 round at SARA. ROBEL WELDEMICHAEL. while he was free to sleep in at any time free from doing any task thi robel dictated students. Because he’s a son of a minister he was telling some students to buy his cigarates as part of their task. Some times he was abusing people for being late to buy his staff from the shop stucking in a beau. May be the officers were told they would never say any thing. I can not coment on weldemichael gebremaryam but I respect him for his long service but for his son I hate him. If any one wants to know he was with me in 2003 at 1221 means KEDAMAY KIFLESERAWIT KALAY BRGIED KALAY BOTOLONI KEDAMAY HAYLI. merahi haylna selemon neak name harfo. Wedi segeneyti.

  • tewoldemedhin August 5, 2013

    ኣብ ግዜ ቃልሲ ኣብዝለዓለ ሓላፍነት ካብ ጸንሀ፡ኣብ ድሕሪ ነጻነት ኣብዝለዓለ ጸፍሒ መንግስታዊ ካብ ጸንሐ፡በዓልቲ ቤቱ ናይ ኢሳያስ ዋና ጸሃፊት ካብ ኮነት ሓደ ዘተሃሳስብ ኣሎ።እዚ ከኣ ወይ ኣብዲ ሓንቲ ነገር ዘይፈልጥ ዝለኣኽ ጥራሕ ኢዩ ኔሩ።ወይ ከኣ ብዙሕ ነገር ኣናረኣየ ንርእሰይ ይጦኣመኒ ኢሉ፡ንመላኺ እናኣጣቐዐ ይኸይድ ኔሩ ወይ ከኣ ኣባልን ኣስሳይን ናይቲ ክፍ ኣት ኔሩ ማለት’ዩ።ምኽንያቱ ኩሎም ቀዳሞት ተጋደልቲ የለውን።ስለዚ ኣማውታ ናይዚ ሰብዚ ይመርመረልና ከይንብል፡ነጻ ሃኪም የለን እዚ ባህር’ዚ ከኣ ኣብ ኤርትራ የለን።ስለዚ ብድንገት ኦኣሪፉ ካብ ኮን ዘተሃሳስብ ኢዩ።ካብ ናይ ካልእ ሞት ዝፈልዮ ነገር እንተልዩ ካል ኦት ኣብ ገዝ ኦም ክመቱ ከለው ንሱ ግን መንግስታዊ ስራሕ ፈጺሙ ኣብዝምለሰሉ ኢዩ።መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ክንብል ብዙሕ ለዋሀት ኢና።ሎሚ እቲ ሕጊ ሓሙራቢ’ዩ ክሰርሕ ዘለዎ።ኣብ ሕማቕ ግዜ ህዝቢ እንዳተሳቐ ወይ ስቕ ኢለ ገፈፍ ዝብል ዚነበረ ወይ ዘጣቕዕ ዚነበረ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ዚበሃለሉ ኣይኮነን።ብዘይካ ግርም ኮነ።መርገም ወላዲ ኣንተዘይቀተለ የዳዲ ይብሉ ኣቦታትና፡ሎሚ ግን መርገም ህዝቢ ኣነሆ ይቀትል ኣሎ።

  • John7 August 5, 2013

    RIP Tegadalay Woldemichael Gebremariam was 72.
    I don’t much about him to talk about him . But Lets us not forget his great contribution during armed struggle . many people suffer from Amnesia ; they forget everything & judge some one by his recent failures , if any. Let’s see the bigger picture , the rest history will judge him
    RIP Sir!

  • ahmed saleh August 5, 2013

    Pardon me , it may sound disrespectful and immoral . But honestly speaking after what our people went through
    under their authority , I do not have any compassion left inside of me to these government officials .
    Let God give his judgment to the soul of the dead .

    • Tes August 5, 2013

      you are quite right bro! let leave the judgment to the almighty God. i have not sympathy what so ever to those greedy monsters.

  • sharon August 5, 2013

    Mewailka tegadilka agelgaly konka mumat kabzizkefe intayalo?Hidri siwat kereayen keytegberen ,Tebelatsi yibehal,Amlak nay idu yhabo……

  • poor August 5, 2013

    breaking news.. it is killed by woyne agents..

  • tewoldemedhin August 5, 2013

    ኣቱም ሰባት ኣስተውዕሉ።ርግጽ ንሕና ፈረድቲ ኣይኮናን፡ንሰብ ኣሞ ከኣ ኣብ ግዜ ሞቱ ናይ ምፍራድ መሰል ኖኣና ዘይተወሃበ ስራሕ ፈታሪ ኢዩ ።ግን ክንርስዖ ዘይብልና ንሕና ሰኣብት ከም ምዃና ክንግምት ነገራት ክነገላዝብ ባህሪያዊ ግቡእና’ዩ።ስለዚ ሕቡእ ነገራት ንቃልዕ ዝወጻሉ ደረጃ በኢጽሕና ንመስል።እዚ ከኣ እታ ናይ ክፍ ኣትን ተንኮልን ማሕበር ክትፈርስ ጀሚራ’ሞ ኢሳያስ ከይቀደሙኒ ክቅድሞምም ( ምኽንያቱ ንሱ ክድህልል ከምዘይብሉ ንኣካሉ፡ንኅሊን ኡ ንዓሳኽሩ ኣጠንቑቑ’ዩ ዝነብር።ኣብ ኢሳያስ ብፍላይ ኣብ ቅድሚ ብጾቱ ምዝናይ ዝብሉዎ ኣይፈልጦን’ዩ ) ስለዚ ይቕድሞም ኣሎ።ካብ 21 ጥሪ ክሳብ ሎሚ ሓሙሽተ ኮነረላት ሞይቶም ኣለው።እቲ ካልእ ከኣ እታ ቀንጻሊት ማሕበር ወዲቓ’ያ።ልክዕ ንኽሉ ነናቱ ግዜ ኣለዎ።ግዜ ጸቢቑሎም ፊዕ ዝብልሉ ከም ፈረስ ዝጋልብሉ ግዜ ሃሊፉ ኢዩ።ንዕቀት ንዓይኖም፡ከየስተውዕሉ ጣዕምን ስብሕን ንሓንጎሎም ስለዝሸፈኖ ዝምዕብል ዘሎ ምር ኣይን ምህሳብን ተጸጊሞም ምቅይያር ከየምጽ ኡ፡ንሳቶም ን40 ኦኣመት ስልጣን ተረይጦምሉ ጸኒሖም፡ህጂ ግን ዝነብዕሉ ግዜኦም ኣኺሉ ይመስል።ግድን’ዩ ከኣ ብ ኣታቶም ክሳቐዩ ዝጸንሑ ኣካላት ሕነኦም ክፈድዩ።ብናተይ ወገን ሃንደበታዊ ኦረፍቲ ኣይብሎን።ሃንደበታዊ መውቃዕቲ’ዩ።እቲ ጸገም በየናይ ወገን ዚመጸ መውቓዕቲ’ዩ።

  • samuel August 5, 2013

    እንቋዕ ሞተ! ኣይበሃልን። እንተ ዝነብር እውን፡ ኣገልጋሊ’ዚ ወዲኒ ኮይኑ ምቐጸለ። ታሪኹ ከይጽሓፈ ዓሪፉ ይኸውን። እንተ ዝጽሕፍ ነይሩ፡ ንጎይታኡ ዝጥዕም ምዋጠየ ነይሩ። ብኣንጻሩ እንተ ዝኸውን ከኣ፡ ኣብ ዔላ-ዔሮ ምሰፈረ። ገሃነም ወይ ከኣ ገነት የእትዎ ከይብል፡ በዚታት ብፍጹም ኣይኣምንን። ስለ ዝኾነ፡ ካብ ዝህሉ፡ እንተ ዘይህሉ ይሓይሽ። ብቕልጡፍ፡ በብሓደ ይኹን ብጃምላ፡ 6 ሜትሮ ትሕቲ ምድሪ እንተ ዝኣትዉ፡ ብመሰረቱ ዝድግፎ እዩ። ምናልባት ንሕሰም ሰብና መፍትሒ ክኸውን ስለ ዝኽእል።
    ሰላም

  • Yebio August 5, 2013

    Regardless of his political stance during the armed struggle and after and until history proves he was indeed a blood sucker henchman and corrupt of the highest order, let my friend rest in peace.

  • samuel August 5, 2013

    ay ay ay ay ay ay ay ay ay ay ay a ya ya ya ay ay ay a a weldemical marey ay ay ay
    go to hell busted

Post a Reply to kiniyomaedo Cancel Reply