Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ሚኒስተር ዜና ኤርትራ ነበር ዓሊ ዓብዱ፣ ዑቕባ ንምሕታት ናብ መንግስቲ ኣውስትራልያ ኣብ ዘቕረቦ ሰነድ፣ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ኤርትራ ንኢሳይያስ ብሓይሊ ካብ ስልጣን ንምውራድ እማመ ኣቕሪቦም ከምዝነበሩ ገሊጹ።

ሚኒስተር ዜና ኤርትራ ነበር ዓሊ ዓብዱ፣ ኣብ 2012 ዓመተ ምህረት ንምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ድሕሪ ምርሕርሑ፣ ዑቕባ ንምሕታት ናብ መንግስቲ ኣውስትራልያ ኣብ ዘቕረቦ ሰነድ፣ ሜጀር ጀነራል ፍሊጶስ ወልደዮሃንስ፣ ሜጀር ጀነራል ተኽላይ ሃብተስላሰ፣ ብሪገደር ጀነራል ተኽለ ልብሱ (ወዲ ልብሱ)

ሚኒስተር ዜና ኤርትራ ነበር ዓሊ ዓብዱ፣ ኣብ 2012 ዓመተ ምህረት ንምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ድሕሪ ምርሕርሑ፣ ዑቕባ ንምሕታት ናብ መንግስቲ ኣውስትራልያ ኣብ ዘቕረቦ ሰነድ፣ ሜጀር ጀነራል ፍሊጶስ ወልደዮሃንስ፣ ሜጀር ጀነራል ተኽላይ ሃብተስላሰ፣ ብሪገደር ጀነራል ተኽለ ልብሱ (ወዲ ልብሱ) ዝኣመሰሉ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ኤርትራ፣ ኣብ ኤርትራ ለውጢ ንምምጻእ ንኢሳይያስ ብወተሃደራዊ መንገዲ ካብ ስልጣን ንምውራድ እማመ ኣቕሪቦም ከምዝነበሩን ምስኡ ከምዝተመያየጡሉን ገሊጹ።

ዓሊ ዓብዱ ኣብቲ ኣብ ኢንተርነት ተዘርጊሑ ዘሎ ሰነድ ሕቶ ዑቕባ፣ ኢሳይያስ ንሲቪል ህዝቢ ክሳብ ደቂ 75 ዓመት በልማማ ንምዕጣቕ ዝወሰዶ ውሳኔ ንብዙሓት እንተላይ ኣዘዝቲ ሰራዊት ኣቖጢዑ ከምዝነበረ የመልክት።

ንሱ ኣብቲ 11 ገጻት ዝሓዘ ሰነድ፣ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ብብልሽውና ዝተቛማጥዐ ምዃኑ፣ ከም ብዓል ብሪጋደር ተኽለ ማንጁስ ዝኣመሰሉ ነዚ ናይ ህዝቢ ጃምላዊ ምዕጣቕ ዝለዓለ ሓላፍነት ተዋሂቡዎም ዝነበሩ ኣዘዝቲ ዝርከቡዎም ሰበስልጣን ኣብ ምስግጋር ኤርትራውያን (Human Trafficking) ተዋፊሮም ከምዘለዉ ‘ውን ይጠቅስ።

ኣብ 2012 ኣብ ኣውስትራልያ ዑቕባ ዝሓተተ ሚኒስተር ዜና ነበር ዓሊ ዓብዱ፣ ብዛዕባ እዚ ዝተጠቕሰ ፍጻሜታት ዛጊት ወግዓዊ መግለጺ ኣይሃበን። እዚ ንሕቶ ዑቕባ ኢሉ ናብ መንግስቲ ኣውስትራልያ ኣቕሪቡዎ ተባሂሉ ዝእመነሉ ሰነድ ኣብ ኢንተርነት ተዘርጊሑ ‘ሎ። ኣብ ቀጻሊ ሰፊሕ ትርጉሙ ከነቕርበልኩም ክንፍትን ኢና።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
458 COMMENTS
  • wadbahar June 7, 2014

    To begin with, we know what refugee claimants say when they fill out their claim or PIF (Personal Information Form). So, this declaration (PIF), which is full of lies that are not even smart ones, is very irrelevant for the Eritrean readers. The second and the most important point is that all the issues he has presented as his differences (if we at all trust any of his claims) with his former master are the results of one cause, namely, the nature of the regime characterized by the absence of the rule of law; a reality he accepted or at least to which he was indifferent. This means that he worked with loyalty for a dictator who put a constitution on the shelf (It is said that he was sometimes holier than the Pope). He was silent like other traitors (no matter where he was at that time) when the dictator threw his colleagues to jail to languish or die there just because they asked for the implementation of the constitution. The root cause then from which all problems he presented as his differences with his master (though we do not believe anyone of them) resulted is the CONSTITUTION. Therefore, had he been an honest fighter having the interest of the nation above anything, he should have differences with the dictator on the central issue or the root cause first; not on symptoms showing that root cause. However, I doubt it very much that many Eritreans would believe he would have any kind of differences with his master, unless on issues touching his personal interest (will be known in due time). It is also important to see, as many other opportunists are trying to do in many ways, maybe he is trying to jump because the ship is sinking. Please do not forget that his colleagues describe him as the “first son of Isias” because they say they know that Isias had raised him for a long time as he had raised Abrham and ensured his personal loyalty. That is why he claimed (though as funny as it appears) he was expected to be the next president, meaning he was thinking in terms of succession from the father to the “first son”. Add to that, as principled people, no Jeberti would believe that Ali Abdu believes in their cause because opportunists like Ali Abdu believe in no rights except their narrow personal interest or “Khabdi” (No religion, no family, no ethnicity…etc). The Jeberti issue is a false claim he has added to win sympathy and get protection. In short, the PIF is very weak and he would be in trouble had he being in Canada, where he would be treated as inadmissible class (a person who is not welcomed to Canada). I do not think Australia should send him back to Eritrea but his case is not justified, though it could be seen on humanity basis or compassion for the time-being or until he is made accountable for his collaboration with the butcher both by commission and omission during the day of reckoning. No country should recognize both the torturers (the villain) and the tortured (the victims) at the same time as victims of persecution. There should be a differentiating approach, strictly based on the Vienna Convention that clearly defines who a refugee claimant is.

  • INDEPENDENT SLAVE June 7, 2014

    “ናግራም ባቡር _____ከም ብዓልቲ ዓቕሚ ምስ ኩሉ ትናጎጽ
    ፋሽሽቲ ዝሰርሑዋ፣ርካሽ ሎም ዘበን ነቒዓ፣ንዓመታ ክትድህጸጽ”

    ሓሊፋ ዶ _________እታ ኣርቲፊሻል ባቡር ?
    ምስታ ዓባይ ሞተራ________ሓቢራ ከይትነብር
    ንበይነይ ዝበለት_________ዕድላ ባዕላ ትሰብር
    ተጓራቢታ ____ብተሳፈርቲ ከይትሙገስ ከይትኸብር
    ጎረባብቲ ትጉንጽ___________ሽብር እትፈጥር
    ኣይ ካብ ጌጽ ኣይ ካብ ዓቕሚ_ ኣዝማድ እተሕፍር
    ኣኽረቱ ንባዕላ ተሓንኵላ_____ንኽትብል ክምብል
    ክንደየናይ ከይትሕክም______ክንደየናይ ከይትምዕብል
    ንዓመታNovember,ክትካረጅ’ያJunk Yard ክትሰፍር !!!

    ካብታ ዓባይ ባቡር______እንታይ ፈለያ ፧
    ባዕላ ጎቲታ ተዛውራ_____ትዕንግላ ትኣልያ
    እንተተሰብረት_____ብነጻ መካኒክ ኣዳልያ
    ብሓባላ ትኩሓል_______ ንኣበራ መርኣያ
    ፍቕሪ ኣደ ንዒቓ ምስ ፈለለት፣መሊሳ ጸማልያ
    ንሓላዪታ ጎኒጻ ተቖርጸት___ ነዲኣ ኣናሽያ
    ንኣሽቱ ተጕዓዝቲ ይወርዱ ኣለዉ,ከይበጽሔት ፎሮብያ
    ንጉሓፍ ሃመማ እምበር_____ መንዩ እሞ ክደልያ ???

    እታ ኣርቲፊሻል ሎተሪና፣ዘዋሪኣ ተጀሃሪ በጥራም
    ቆለውዕ ዘጽድፍ_____ኤርትራዊ ቦኮ ሓራም
    ሚልዮናት ተጕዓዝታ__እኒ ዕደ እኒ ነውራም
    ክንዲ ኣብ ኣደ ባቡር ደቆም ዝጽዕኑ ምስ ሳኽራም
    መጥፊኢኦም ኮይኑ፣ዘይረብሕ ናይ ወያነ ምፍራም
    ስኣን ሓደ ለባም፣ ክስረዝ እዩ ታሪኽ ናይዛ ናግራም !!!

    INDEPENDENT SLAVE aka UNCLE SYE

    • INDEPENDENT SLAVE June 7, 2014

      ይፈልጥ እየ፣መስተውዓሊ ሰብ ኣብ ሞንጎ ዓያሹ ከም ዘይክበር___ስለዚ ባዕለይ ክብሎ__ናተይሲ ንበይኑ እኳ እዩ።ካብ ሓቅነት_ካብ ግጥሚ__ካብ ጥበብ___ኩሉ መሊኡ ዶ ይህበካ እዩ ወደ??

      Unfortunately ከምቲ “ጸላእትና” ኣምሓሩ ደልዎ “ንኣድጊ ምዓር ኣየብህጋን እዩ”፣ስለዚ ብዙሓት ካባኹም ትርድእዎ ወን ኣይመስለንን፣ነቶም ትርድእዎ ግን ተዓሊሉልኩም ከምዚ ከማይ ሓወቦ ዝፈጠረልኩም !!!

  • INDEPENDENT SLAVE June 7, 2014

    Respectable MIGHTY EMBASOYRA..COMMENTED…I QUOTE…
    Independent Slave,

    You are here to divide Eritreans but you have nothing to do with Ertirea. Unfortunately, you find some gullible individuals, like Mahta. If you can call wegenawyan – hgdf is the perfect example of that. Don’t try to blame others.
    Mind your business and keep advocating for your mama Ethiopia.END OF QUOTE

    HERE IS MY REPLY

    RESPECTABLE MIGHTY EMBASOYRA,

    MightyEmbasoyra,

    How come you did not get angry at me when I was criticizing my Awraja Hamasien ,as being on the wrong side of history & blaming my Awraja on my mother’s side ,the Serayes of acting like Underwear of Hamasenites.

    Mighty Embasoyra ,

    You are making my point,by feeling the heat when it comes to Akeleguzai. I know which Awraja use what code on this forum to praise eachother ,however I do not take sides.I DO NOT CARE ,I AM HERE TO TEACH !!!
    I HAVE A LOT OF RESPECT TO TELL YOU ANYTGHING RUDE..THE HARD WORKING & THE PEOPLE THAT LOVE THEIR BROTHERS & SISTERS THE MIGHTY AKELEGUZAIs, WERE OWNERS ATLEAST 85% OF THE RICHES OF ETHIOPIA…THIS THEY DID BECAUSE THEY ARE QUALITY AWRAJA & QUALITY PEOPLE…BUT ,IF ANYTHING ETHIOPIA WAS YOUR & YOUR’S MAMA.

    With lots of respect to you to the people of Akeleguzai

    • Suleiman Salim June 8, 2014

      You are Tigrayan.

  • በየነ June 8, 2014

    እዞም ኩላትኩም ርእይቶ ጺሒፍኩም ዘለኹም ምሰ ናይ ኣማኑኤል ሓሳብ ዝረዳድኡ ስለ ዝኾንኩም ጥራይ እዩ፣ አበይ ኣሎ እቲ ኣወንታዊ ረእይቶ ዘሐዝን እዩ ንሕና ደቂ ከበሳ መዓስ ኢና አተሓሳሰባና ነቅየር?ከም መሰፍን ሓጎስ ንህዝቢ ኤረትራ ዝበደሎ ኣሎ ድዩ?
    ስለ ሓው ኣማኑኤል ጉዳይ ዓሊ ዓብዱ ጉዳይ ህዝቢ ኤርትራ እምበር ቅርሕንቲኻን ጽልእኻን ተተንፍስሉ ኣብ ልዕሊ ዓሊ ከይከውን ሓደራ ይብል።

  • mesel June 8, 2014

    ዓሊ ዓብዱ ዩንስ
    መጀመርያ ሚኒስተር ኣይነበርካን። ተለኣኣኺ ኢሳያስ ኣብ ሚኒስትሪ ዜና ኢኻ ኔርካ። ኣይኮንካን ትብል አንተዳኣ ኮይንካ ሚኒስተር ከም ዝነበርካ ዝሕብር ጭብጢ ኣቕርብ።
    ኣብ ባጽዕ ምስ ኣልጀዚራ ቃለመጠይቕ ወዲበ ንኢሰያስ ጽሉል ከም ዝኾነ ከርኢ ክኢለ ኢልካ። ኢሳያሳስ ከም ዝጸምፍዓካ ግን ኣይገለጽካን። ኣይትሓፍርን ኩሎም ተክኒሻናት ድምጽን ብርሃንን ክትጽፋዕ ከለኻ ርእዮሙኻ እዮም። ድርባይ።
    -ረድዮ ኤረና ካብ ስደት ክትፍኑ ምስ ጀመረት፡ ሰማዕቲ ከኣ ምስ ረኸበት ኢሳያስ ”ንስኻ ሚልዮናት እናወሰድካ ኣብ ባንካ ሃገር ነዛ ክልተ ቆልዑ ዘካይድዋ ረድዮ ምምካታ ስኢንካ ኢሉ ኢሳያስ ኣብ ደንደን ክለብ ክጸፍዓካ ‘ሞ ዓፊርካ ኣብ መሬት ክትወድቕ ኣይዝከረካን ድዩ?
    -ንስኻን ወዲ ኣዶናይን ኑር ዓብዱን (ጀበርቲ) ብስም ሓድሽ ዓመት ኣብ ኣደባባይ ንዝተወደበ ባህላዊ ምርኢት ናብ ንግዲ ክትቅይርዎ እዝከረካ ዶ? ልዕሊ 50 ቴንዳታት ናይ ቢራ መሸጢ ኣብኡ ተሰሪሑ። ኣብ ኣስመራ ቢራ ስለ ዘይነበረ ኣብ’ቲ እዋን ብስም ጨረታ እቲ ቴንዳታት ክካረ ተወዲኡስ ዳሕራይ ወዲ ዓብዱ ናይ ሃማመተኤ ቆልዑ ኣምጺኡ ጨረታ ተዓዊቶም ኢሉ ኣብኡ ኮይኖም ቢራ ክሸጡልካ እዝከረካ ዶ? ክንደይ ሚልዮን ናቕፋ ካብታ ኣጋጣሚ ተረኺቡ?
    -ኣብ ዞባ ደቡብ ኣብ ቤት ጽሕፈት ምምሕዳር ዘሎ ኣብስትራክት እትብሉዎ ቅብእኣታት ምስ ወዲ ኣዶናይ ኮይንኩም ካብ ካልኦት ኣርቲስቲስ መንጢልኩም ብኸባቢ ሓደ ሚልዮን ናቕፋ ክትስእሉዎ እዝከረኻ ዶ?
    -ንስኻን ዕንዱኩርን (ሰኣላይ ኣብ እንዳ ዜና? ምስ ኢሰያስ ኣብ ትገሽሉ ዝነበርኩም (ንቐጠር) ናይ ኢሰያስ ነፋሪት ስለ ዘይቲፍተሽ ምስ ዳንኤል ኩፍሎም ኮይንኩም ኣሎ ዝበሃል ኤለክትሮኒክስ ክጥስቅጡ እዝከረካ ዶ?
    -ንኣባላት ሬድዮ ባና ኣብ ዓውዲ ስነ-ጽሑፍ ስለ ዝነፍዑ ጥራይ ምስ ጳውሎስ ነታባይ ኮይንኩም ከተሕቅቕዎም እዝከረካ ዶ?
    -ኣባላት ጉጅለ 15 ዝምልከት ኣኼባ ኣብ ደንጎሎ ኣብ ዝነበረሉ ንስኻን ወዲ ካሳን ካብ ኣኼባ እናወጻኩም ኣብ ኣስመራን ካልእ ከባቢታትን ከይድኩም ”ክጠፍኡ ኣለዎም” እናበልኩም ክትሰብኩ እዝከረካ ዶ?
    -ንፈትሕያ ኻልድ ዝተባህለት ጋዜጠኛ ዓረብ ”ንስጋዊ ርክብ” ስለ ዝኣበየትካ ምስ መሓመድ ዑመር ሸኽ ንሳዋ ወሲድካ ከተረሽኖም ከም ዝሓሰብካ እዝከረካ ዶ?
    -ኣብ እዋን ረሞዳን (ጾም ኣስላም) መግቢ ክትቅርብ ኣብ እንዳ ዜና እዝከረካ ዶ? ኣብ እዋን ዓርቢ ስቕለት ድማ ንጸወምቲ ዝኸበደ ስራሕ ሂብካ ሒሊና ከተዕርብ እዝከረካ ዶ?
    -ንኩሎም ተምሃሮ ዩኒቨርሲትይ ኣብ ዜና ዚሰርሑ ምስ ኣማኑኢለ ባርያ ኮይንኩም ኣብ ሓደ ኦፊስ ብዘይስራሕ ከም ዝውዕሉ ጌርካ ዶ?
    ኣንታ ኣንታ ኣንታ፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠.

  • manfree June 8, 2014

    EWAY EWAY HASWIT WEB SIT ,, HASWETI HEZEBI CHRISTAI, KAB HALASELAS ATEHZEKUM TSLAT NAY ISLAMENA ZELKUM ,, KEZABAT NAKUM LEKMEMKUMONA DABER ISAYAS EYU ZEWATSAKUM.

  • asmara June 8, 2014

    This article could be a good read fiction for Ali Abdu. Otherwise, no one can fool Eritreans by preaching Sibhat Efrem as a “reformist” or change seeker. Noooooooo! no way. All those who are mentioned on this “fiction for Ali” are criminals.

  • Lilay June 8, 2014

    ዘገርም ዩ። ትማሊ ትማሊ፣ ን ጃምላዊ ህልቂት ዓዲ ኣበይቶ ንጹሃት ኤርትራዉያን፣ ገበነኛታት ብጋሚንዶ እዮም ይብል ከም ዘነበረ፣ ን ኣናብስ ዒራዒሮ ድማ ትምበረኸኽቲ ከም ዘይበለስ፣ ሒጂ ተሓቢኡ ካልእ ይብል።

    መተካእታ እሰያስ ኪትከዉን እምበኣር ትሓልም ኔርካ፣ ወይ ጉድ፣

    ጀበርቲ፣ ጀበርቲ ትብል ድማ፣ ዘይ ከምዚ ከማኻ ዮም ንጀበርቲ ዘዋርዱዎም ዘለዉ።

    በል ቀዳማይ ተሓታቲ ህልቂት ዓዲ ኣበይቶ ንስኻ ኢኻ፣ ስለዚ ኣብ ኣዉስትራልያ ዘለኹም ኤርትራዉያን ከይትሓምቁ፣ ዝገበርኩም ግበሩዎ፤ ክጠፍእ ኣለዎ። ኣጆኹም ሰብኣይን ልቆታን ተኣሲሩ ዩ ዝፍታሕ።

  • ተወልደመድኅን June 8, 2014

    መልእኽቲ ንሱለማን ሳሊም……………………………………………………………………………………………………..እቲ ጀበርቲ፡ጀበርቲ እናበለ ዘእዊ ዘሎ ዓሊ ዓብዱ ደኣ ስለምንታይ ምስ ጀበርትካ ጥራሕ ክትነብር እንተደሊካ …….ኢልካ ዘይትጸርፎ።……እቲ ጸገም’ዚ ንሕና ኤርትራውያን ሃቂ ዘይንፈቱ፡ምስ ሓቅን ፍትሕን ቅርሕንቲ ዘሎና ጥውይውይ በሃልቲ፡ተጋግየ ምባል ዘይንፈቱ፡ብጌጋ ንቕጽል፡ብሕሹኽሹኽ ነገራት ንኣልም፡ካባና ቅሩብ ብዝኾነ ይኹን ብልጫ ዚረኣናሉ ከመይ ገይርና ነውድቖ ጥራሕ ንምህዝ ቀናኣት ኢና።መብዛሕትና፡ናይ ውሽጥና ሃሳብ ዘይቅኑዕ ዘYተቕመና፡ብፍላይ ምስ ኣመራርሃ ህግደፍ ከኣ ናይ ባዕልና ሃሳብ ጸገም ዚጸዎኣልና መሲሉና ናብ እኩብ ንህወስ።ኣብቲ እኩብ ተሓዊስና፡ነቲ ዝዝረብ ዘሎ ኣስተውዒልና ርእስና ዝረከብና ኮይኑ ይስመኦኣና።እዚ ማለት ነቲ ናትና ዚመስል እንተኾነ ጽቡቕ ፍንጥርያዕ ንብል፡ነቲ ንሕና ንሃስቦ ዘይመስል ኣንተኾነ ከኣ ክንመሳሰሎ ጸገም ኣይገብረልናን’ዩ።ንሕና ንቅሩብ ደቓይቕ በይንና ኮይና ሃሲብና፡ነቲ ኣብ ውሽትና ተጠቀመኒ ዝብለና ዘሎ ናይ ተመኩሮናን ናይ ኣተኦኣባብያናን ናይ ትምህርትና ውጺኢት፡ካብ ኣዕሩኽትናን ፈተውትናን ዝረከብናዮ ሰናያት ክነስተንትን ንኽእል ኣይኮናን።ኣዚ ከኣ ከም ሓደ ሕማም ርእሲ ማለት ናይ ጽልልና ጸገም ዘለዎ፡ንበይኑ ገዛ ምትራፍ ዘይፈቱ በይኑ ኣንተተሪፉ ሃረድትን ቀተልትን ጥራህ ዚረኣዩዎ፡ንህና ከኣ በይንና ኮይና ነገራት ክንስተውዕለሉ ንኽእል ኣይኮናን።ኣዚ ከኣ ብከም ኡ ዓይነት ሰባት ን40 ኦኣመት ስለዝተመሃደርና’ሞ ላም ከም መራሒታ ስለዝኾነ’ዩ።እቶም ደገፍቲ ህግደፍ ዝኾኑ ኣብ ገዘኦም ኮይኖም ብዙሕ’ዮም ዘማርሩ፡ግን በቲ ኣብ እኩብ ዝዝረብ ሓንጎሎም ስለዝተወርሰ ነቲ ኣብ ውሽጢ ኅልናኦም ዘቃልሕ ዘሎ ክሰምዖዎ ኣይክእሉን’ዮም።እዚ ኣ ኣባካ ምህል።ኣዋን ዘይምህላዋን ኣጸቢቕካ፡በይንካ ምስ ኮንካ ብዝያዳ ጸልማት ኣብዝኾነሉ ወይ ምሸት ቅድሚ ምድቃስካ ሕሰባላ’ሞ መን ምኳንካ ክትፈልጥ ኢካ።……እዚ ኣ እታ ዝበለጸት ናብ ኣባት ነፍሲ ወይ ናብ ሸኽ ይኹን ሕጅ ከይከድካ ብቀረባ ትገብራ ንስሓን ዓባይ ትምህርትን’ያ።……ኣብ መወዳእታ፡ፈቲኻ ጸሊእካ ህግደፍ ወይ ኣብ ግዜ ቃልሲ ካብቲ ኣብ ርእሰይን ከባብየይን ጀሚረ’የ እንታይ ምኳኑ ዘጽንዖ፡ካብዚ’ዩ ከኣ ተቃውሞ ይኹን ምፍታው ዝጅምር።ሓደ ሰብ ናቱን ኣብታ ንእሽቶ ዓዱ ዘሎ ጸገም ከይረአየ ነቲ ኦኣቢይ ጸገም ክርደኦ ይኹን ከስተውዕለሉ ኣይክእልን’ዩ።……ሱለማን ቃላትካ ትምህርቲ ሓዘል ዘይኮነ ናይ ሓደ ኩሉ ፋህ ዝበሎ ብኩሉ መዳዩ ዚተመናንሀ ክብገስ ይኹን ክትስእ ኒሕን ሞራልን ናይ ዘይብሉ ብቱኽን ጥስጡስ ሰብ’ዩ።ኣዚ ከኣ ኣቲ ክትምርሃሉ ዝጸናሕካ ኣገባብ ዘይናትካ ተኦኣሚትካ ትእዘዝ ስለዝነበርካ፡ሎሚ ምስ ኣዘዝትካ ዚነበረ ርክብ ተበቲኹ ዕንኪልል ናይ ዝብል ሰብ ኣዘራርባ’ዩ።……በል ምእንቲ ቅስን ክትብል….መርከብና ትጓዓዝ ኣላ ለይቲ ምስ ቀትሪ ትብል ደርፊ ሰውራ ኣብ ዩ ቱብ ኣናዲካ ስምዓያ……ወደሃንካ።ካብ ኣውራጃዊ፡ካብ ወገናዊ ተወልደመድኅን። ምሕረት የውርደልካ ይዋእ ብወገንካ ዘይትሃምም ሱለማን ሳሊም፡

    • Suleiman Salim June 8, 2014

      ወልዳት

      ኮሪኻ ዲኻ? ኣይትኾሪ። ኣነ ሓውኻ እንከለኹ ጓና ከይመስለካ። ካብ እቶም ንኤርትራ ሓራ ከውጽኡ ዝተሰውኡ ኣሕዋትና እጃም ናይ ኣከለ-ጉዛይ 60% ከም ዝኾነ ትፈልጥ ዶ? እሞ ንስኻ እንዳ ኣስተማሰልካ ስለ ምንታይ ስም ናይ ኣከለ-ጉዘታይ ክትድውን ትፍትን ኣሎኻ? ተበዲልካ ኮይኑ እንተ ተሰሚዑካ እቲ መሰልካ ንሓማሴናይ ብምጥቃንን ገለ ኣንጻር ጅግና ኣከለ-ጉዘታይ ውዲት ኣሎ ኢልካ ብምሕሳብ ዝርከብ ኣይኮነን።

      እንድዒ ንስኻ እምበር ኣነስ ኣከለ-ጉዘታይን ሓማሴናይን ብፍቕሪ ኣብ ኣስመራ ብሓንሳብ ክነብሩ እየ ዝፈልጦም።

      ዓገብ፡ ድሕሪ ሕጂ ደቂ ካልኦት ኣውራጃታት ምስ ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ሊብያ ተማሳጢሮም ንደቂ ኣከለ-ጉዛይ ዝኾኑ ብሕርያ ናብ ኤርትራ ይመልስዎም ኔሮም ዝበሃል ዘረባ ከይትደግም።

      ካብ ሓውኻ ሱለይማን ሳልም ( ንፈተውቱ ከም ሱሊ ዝፍለጥ)

  • samuel June 8, 2014

    Jeberti biher tekoynom, nehna deki areza, deki meraguz, deki tsadagele wezete melina alona bhir zefekedelna….hahahah..we tired of being called bihere tigrigna….we want to create new Bihers from scratch…..Jeberti kab jemeruwa entay dea….hahahahahaha

    • manfree June 8, 2014

      YES WEDI KOMARIT SO , YOUR UNCLE ISYAS CREAT BEHRE TIGHRINA IN 1975 AND YOU WANT TO COMPARE YOUR DIRT HISTORY WITH JEBERTI HISTORY. REMBER YOUR FUTHER WHEN THEY WERE COVERING THEIR BODY WITH ETHIOPY FLAG AND NOW YOU WERE SAYING THAT WELKA ASLAMAY ISYAS METSU BESMAY. LEKABATIEN CHRISTAIN DEKI KEBESA. GOD IS PUNASHING YOU BECAUSE OF YOUR EVIL DEED BUT UNFORTUNITLY WE HAVE BECOME OF FATE OF YOUR EVIL INTENTION AND DEED. PLEASE GOD SAFE US FROM THIS EVIL ERITREAN KEBASAN CHRITAIN AND MAY GOD GIVE YOU THE HIGHEST PUNISHMANT BY YOUR OWN LEADER LIKE EVIL ISYAS AND BRING TO THEM WORSEST LEADER THAN ISYAS TO GET RID OFF THEM FROM THE ERITREAN LAND AMEEN

      • Lilay June 8, 2014

        ኣብ መስጊድ ኮንካ ዝተማህለልካዮ ከይከዉን ተስፋ ንገብር። በቃ ክንድዚ መርገም፣ ካበይ ኢኻ ኽ፧ ካብ ሑዝቡላህ፥ ኣልሸባብ ወይስ ጣሊባን፧ ቋንቋ ትግርኛ ምፍላጥካ ግና ኣድኒቐካ። ኪድ በል ስዑድያኻ ያ ዓብድ እንዲኻ ናፊቅካ ኪብረተ ዉሻ። እምበር እቶም አሪትራዊያን ኣስላም ምህለላኦም ካልእ እዩ እሞ ምህለላ ምሃሩኒ በሎም ዎ ደሓንካ።

      • Eritreawit June 8, 2014

        You are one dirty savage, manfree,,,,may be you are collaborating with the dictator to sell Eritreas to beduin.

        • Suleiman Salim June 8, 2014

          ኣንቲ ሓብትና እዛ ዲክታቶል ትብል ቃልሲ ካን መውጽእ ኣፍኪ ጌርክያ?

    • abdu June 8, 2014

      Anta nefat what do you know about jeberti? Before you open your stinky; filthy mouth; opened up your empty fatty brain. Jeberti issue leave it to the owners we can deal with it ourselves. Jebertii people have their own culture and history; We jeberti Eritreans as equal as any ethnic Eritreans we want to recognized and live peacefully with dignity with the rest of brothers and sisters of Eritrean ethnic group.. beside; what is the problem if Jebrti are an ethnic among others which it is ;it will make flourished nation ; rich in diversity and beautiful Eritrea .so; please respect our demand and come learn about jeberti and help us to stand with the victims of your country man and women. . You should help us ; because you as an Eritrean; you should be part of the soulition when one group victimized; so that others will stand for you when you victimized. So; please respect freedom of choices; if can’t help it’s fine as well but do not insult .

    • abdu June 8, 2014

      Samuel
      meskenday geltamten denkoromo tezaribna kenhalfooooo. The only thing i would like i will pray for you if God will give you lubona. I don’t blame you because you are hungry for knowledge .

    • Tsehaye June 8, 2014

      Samuel,

      I understand your frustration. Blame the ruthless dictator for the extermination of the Tigrigna people. Now even the Jeberti have gotten the courage to belittle and insult the once so proud and decent Highland Christians. We flocked to the battle field when they went in droves to Saudi Arabia in the seventies and eighties. We battled the enemy and freed Eritrea with our flesh and bones. Now we are laughed at by the tiny men by the likes of manfree and Abdu. Rest assured.

      • samuel June 8, 2014

        Exactly, Jeberti have contributed nothing to the Eritrean struggle. Even after liberation. Jeberti should go back to their country Tigray, but even Tigray is land of Tigrigna …hahaha…no luck for Jeberti….hahaha …even their homeland Tigray is ruled by Tigrigna speaking Christians, Jeberti will always be at the mercy of Tigrigna Christian majority….or maybe they should return to Saudi Arabia since they claim they are the descendants of Muhammed followers who immigrated to Axum because they were persecuted in Mecca…Mecca is fine no, go back to your Mecca, fake arabs….but I doubt a Barya gorilla looking ugly guy like Ali Abdu and the likes will be accepted as real and as equal as the native Saudis. abotat christian Tigrigna guday aslam arab beduins, muslim nomads and landless Jeberti mesteketeluwo kemzi elom mesilom: Semay Yeblun ‘Andi, Aslamay Yeblun ‘Adi……haahhahahah—kalie abotatna christian zebeluwo bahri aslam mesmezenu; Aslamay we’ilu hadiru Telamay….hahahaa…abotatna christian tukurat eyom nerom.

        • ahmed saleh June 8, 2014

          Sometimes it is fun to take it easy and laugh on reading some
          fools comments .
          JEBERTI guys should ignore you and laugh at your foolishness.

          • INDEPENDENT SLAVE June 8, 2014

            Brother ahmed saleh,

            Look what kind of comrades you have. I know you are as pure as mornning water. Eritrea to hizbe Tigrigna is hatred,,,,,Although you are from Asmara like me ,your ethnicity is Saho ..Ahmed ,you would never deny the Sahos on Ethiopian side ,not to be your ethnic brothers. As a decent person & as a former Jebha you know different Hizbe Tigrinya..Well I know the opposite ,like the ones you read hear,Do not believe those who do not say anything either..If Hizbe Tigrinya hate their fellow Tigray ,how the hell are they going to love an Afar or a Saho ,they do not know his culture or customs, that is why I believe we are doomed & Ethiopia seems to fair better.

            My respect
            People who hate Ethiopians together does not necessarily can live in harmony together !!!

        • manfree June 8, 2014

          DEKI KOMARI, WHO DO NOT KNOW THEIR FATHERS , FATHERLESS BASTARD, YOUR HISTORY IS BLACK HISTORY , NESKUM EDKOM ZBERK TSAHAYNA ZNGES NUGESA EDA BELKUM TEKODO ZELAKOM. DEKI TSMAKIT SEWA, DKI KOMADIS, DEKI ASERT SEBUT.ASK YOUR MUMS TO SHOW YOU YOUR FATHERS BEFORE TO LATE. DEKALU

        • Eritreawit June 8, 2014

          Samuel, what do you care go to where you belong.Jeberti are Eritreans.

1 5 6 7 8 9 20

Post a Reply to hmmm Cancel Reply