መግለጺ መሪር ሓዘን
ሓርበኛ ገዲም ተጋዳላይ ሙሳ መሓመድ ሙሳ ጋይድ (ወዲ ጋይድ)፡ ብዝወረዶ ሕማም ኣብ ሆስፒታ ካርቱም ሱዳን ድሕሪ ምጽናሕ፡ ብ10 መስከረም 2013 ካብ'ዛ ዓለምን ካብ ቤተሰቡን ብጾትን ብሞት ተፈልዩና ኣሎ። ገዲም ተጋዳላይ ሙሳ መሓመድ ሙሳ ጋይድ (ወዲ ጋይድ)
ሓርበኛ ገዲም ተጋዳላይ ሙሳ መሓመድ ሙሳ ጋይድ (ወዲ ጋይድ)፡ ብዝወረዶ ሕማም ኣብ ሆስፒታ ካርቱም ሱዳን ድሕሪ ምጽናሕ፡ ብ10 መስከረም 2013 ካብ’ዛ ዓለምን ካብ ቤተሰቡን ብጾትን ብሞት ተፈልዩና ኣሎ።
ገዲም ተጋዳላይ ሙሳ መሓመድ ሙሳ ጋይድ (ወዲ ጋይድ) ኣባል ኣካለ ጽጉማን ማሕበር ኰይኑ ኣብ መደበር ውጉእት ሓርነት ከሰላ ድሕሪ ምጽናሕ ከምቲ ኣብ ላዕሊ ተጠቒሱ ዘሎ ዕለትን ቦታን ብሞት ስለ ዝተፈልየና መሪር ሓዘን እንዳተሰመዓና፤ ብስመይን ብስም ማሕበር ኣካለ ጽጉማንን ኰይነ ንዓኡ መንግስተሰማይ የዋርሶ ንቤተሰቡ ጽንዓት ይሃቦም።
ተስፋይ ተኽለዝጊ
ዋና ጸሓፊ ማሕበር ኣካለ ጽጉማን ኤርትራ
demo.archive.assenna.com ተኻፋሊት ሓዘንኩም ምዃና እናገለጸት ንስድራቤትን ብጾትን ገዲም ተጋዳላይ ሙሳ መሓመድ ሙሳ ጋይድ ጽንዓት ይሃብኩም ትብል።
Truly truly i say to you September 14, 2013
Actually Fithawi´s frustrution is understandable, but his mistake is, he didn´t chose a right situation and time his opinion to reflect; certainly not also his criticism directed against to the right person . Heir people, specially members of affected family´s are morning because they lost their beloved once. In our tradition let alone Tegadalay who paid sacrifice to liberate Eritrea when dies, even a normal person who noting contribute for the nation fever dies, there is a worthy say in Tigrigna, “ሙውት ኣይክሰስን እዩ።” ” a dead not be impeached!(accused!) Specially if the dead person is Tegadalay , it makes the case more sensible to speak against about, otherwise i don´t think what Fitehawi talking is wrong.