መስርሕ ሰላም ኢትዮ ኤርትራ ንገለ ሕጸ፡ ንገለ ተስካር ንገለ ዓቢ ሻቅሎት
መስርሕ ሰላም ኢትዮ ኤርትራ ንገለ ሕጸ፡ ንገለ ተስካር ንገለ ዓቢ ሻቅሎት ኣብ ሞንጎ ስርዓት ህግደፍን፡ ብኣብይ ኣሕመድ ዝምራሕ መንግስቲ ኣዲስ ኣበባን ዝካየድ ዘሎ ብላዕሊ ማዓር ዝተሸፈነ፡ ዉሽጣዊ ትሕዝትኡ ዘይተፈልጠ ስምምዓት፡ ዝተፋላለየ ስምዒታት ፈጢሩን ይፈጥርን ኣሎ። እዚ ሓድሽ
መስርሕ ሰላም ኢትዮ ኤርትራ ንገለ ሕጸ፡ ንገለ ተስካር ንገለ ዓቢ ሻቅሎት
ኣብ ሞንጎ ስርዓት ህግደፍን፡ ብኣብይ ኣሕመድ ዝምራሕ መንግስቲ ኣዲስ ኣበባን ዝካየድ ዘሎ ብላዕሊ ማዓር ዝተሸፈነ፡ ዉሽጣዊ ትሕዝትኡ ዘይተፈልጠ ስምምዓት፡ ዝተፋላለየ ስምዒታት ፈጢሩን ይፈጥርን ኣሎ።
እዚ ሓድሽ ምዕባለ፡ ንዝበዝሑ ኤርትራ ናጽነታ ዝኣወጀት ሓራ ሃገር ኮይና ካብ ኢትዮጵያ ብምፍላያ እህህ ክብሉ ዝጸንሑ ኢትዮጵያዉያን ማና ካብ ሰማይ ከምዝወረደ ኮይኑ ስልዝተሰመዖም፡ እዚ ሓድሽ ዝምድና ከም መስርሕ ሕጸ፡ መሰጋገሪ ናብ ምሉእ መርዓ ኤርትራ ብምልእታ፡ ወይ ድማ ብዉሑዱ ምምላስ ወደብ ዓሰብ ጌሮም ስለዝራእይዎ፡ ንቡር ዘይብሉ ፈንጠዝያ ከካይዱ ተዓዚብናዮም። እዚ ተስፋ ብዘይምኽንያት ኣይኮነን፡ ካብ ቃላት እቲ ከምፊን ዝበሎ ድላዩ ዝዛረብ፡ ኣብ መርዓ ጓሉ ዝተዳናፈቀ ዝመስል ዝነበረ፡ ደመኛ ህዝቢ ኤርትራ መራሒ ህግደፍ ድሕሪ ሕጂ ክልተ ህዝቢ እሊ ዝሓስብ ታሪኽ ዘይፈልጥ እዩ፡ ብምባል ልቡ ካብ ምስ ህዝብን ክብርን ሃገረ ኤርትራ ምስ ኢትዮጵያ ምዃኑ ብጋህዲ ዝመስከሮ ቃላትዩ።
ብወገን ዉልቀ መላኺ ኢሰያስ ድማ፡ ነቲ ካብ ነዊሕ ዓመታት ቀንዲ መታሃላልኽቱን ስግኣቱን ጌሩ ዝሓስቦ ወያነ ካብ ስልጣን ተዓልዩ እዩ፡ ኣብ ኢትዮጵያ ሓድሽ ስርዓት ይትከል ኣሎ፡ ብዋጋ ኤርትራ እንታይ ክሓትት ይኽእል ብዘይገድስ፡ ተስካር ወያነ እንኳዕ ኣርኣየኒ ዝዓይነቱ፡ ተራእዩ ዘይፈልጥ ፍሽኽታን ልብኻ ምጥብጣብን ተራእዩ።
ኣብዚ እቲ ቀንዲ ዘገድስ ናዓና ንኤርትራዉያን ቀንዲ ዘገድሰና እዞም ፍጻሜታት ዜይኮኑስ ሳዕቤናቶም እዮ። ሓቂ እዩ ብሰላም ዝረብሕ እምበር ዝጉዳእ ወገን ክህሉ ኣይክእልን፡ እንተኾነ ሰላም ብኸመይን ምስ መንን ዝብሉ ሕቶታት እዋናዉያን ኮይኖም ንረኽቦም። ብፍላይ ብወገን ኤርትራ፡ ህዝቢ ዉክልና ዘይሃቦ፡ ብገዛእ ቃሉ ንስልጣኑ ዝኾነ ኩንትራት ከምዘይብሉ ዝምድር መራሒ ህግደፍ ዘካይዶ ዘሎ ወሽለኽነኽ ዘየሰክፍ ኣይኮነን። ጽቡቅ ትምኒት ጽቡቅ እዩ፡ ኣብ ዓለም ፖለቲካ ግን ብዘይ ታሓታትነን ሰናይ ትምኒት ምጽባይ ዕሽነት እዩ። ከምባህሊ ህግደፍ፡ ግሉጽነት ይኹን ተሓታትነት እቶም ቀንዲ ንፍጋት ኣምራት እዩም።
ነዚ ሓድሽ ምዕባሌታት ዘይናቱ መልክዕ ከትሕዝዎ ዝተዋፈሩ ናይ 03 ናይ ሓሶት ሓበሬታት ይዝርግሑ ምህላዎም ካብ ህዝቢ ዝተሓብአ ጉዳይ ኣይኮነን። ኩሉ እቲ ህቦብላ ምስ ሓለፈ፡ ኩሉ ጣቃ ዝግ ምስ በለ፡ ኣብ ኤርትራ ድሕሪ እታ ናይ ሓንት ማዓልቲ ድራማ ኣቃባብላ ዶክተር ኣቢይ፡ ንኤርትራዉያን ዘርብሕ ለዉጡ ጌና ኣይተራእየን፡ ዛጊት ናጻ ዝወጸ ናይ ፖለቲካ ይኹን ሃይማኖት እሱር የለን፡ ብጀካ እቶም ድሮ ዝተሓቶም ጉቦን ናይ እምነት ምኽሓድ ዝፈረሙ ዉሑዳት። ኣብ ኤርትራ ፖለቲካዊ ለዉጢ ተራእዩ ክባሃል እንተኾይኑ፡ እቶም ብቀደሙ ዉን ዝኾነ ገበን ዘይብሎም ንጹሃት ኣሻሓት ናይ እምነት እሱራት፡ ቅንጣብ ጉድለት ዘይነበሮም ጋዜጠኛታት፡ ላዕለዎት ሓለፍቲ መንግስትን እንተዘይተፈቲሖም፡ ገበን ተለዎም ድማ ናብ ፍርዲ እንተቀሪቦም; ተዘይኮይኑ ምሉሕ ካሕሳን ዝኣሰሮም ሽፍታ ድማ ብገበኑ እንተተሓቲቱ፡ ጥራይ እዩ ለዉጢ መጺኡ ኢልካ ክዝረብ ዝኽእል። እዚ ዓይነት ለዉጥታት እዚ ድማ ዉልቀ መላኺ ኢሰያስ ኣብ ስልጣን ከሎ ክመጽእ ዘይሕሰብ እዩ። ከምቲ ንልዕሊ 20 ዓመታት ዝሰማዕናዮ ክትግበር እዩ፡ እምበር ተተግቢሩ ዝብል ኣይራኣናን። ኣብ ሰራዊት ዓሰርተታት ዓመታት ዘገልገሉ ንብረት ህግደፍ ዝኾኑ ዜጋታት ጌና ኣብ ባርነት ከለዉ፡ ሕጂ ዝተዓለሙ ዙር 18 ኣዋርሕ ጥራይ እዮም ከገልግሉ ምባል ኣላገጭ እዩ።
ኤርትራ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ናይ ዶብ ሽግር ብሰላማዊ መንገዲ ምፍትሓ ብስራት እዩ። እንተኾነ መሰረት እቲ ኹሉ ጸገምና ምስ ኢትዮጵያ ዝነበረ ናይ ዶብ ጸገም ዘይኮነ፡ ኣብ ማእከል ከርሲ ዓድና ዘሎ ከዉሒ ከምዘይንፈርን ከምዘይንለምዕን ሕማም መንድዓት ኮይንና ዘሎ ስርዓት ህግደፍ እዩ። ስርዓት ህግደፍ ነቶም ትማሊ ሃገር ረመጽ ቀይሮም ኮፍ ከሊኦሞ ዝተሰዱ ዕሸላት ህጻናት፡ ኣብ ምድረበዳን ባሕርን ምስ ተቀዝፉ፡ ባንዴራታት ጥልያን ካልኦትን ንክብሪ ሰብኣዉነት ኣብ ፍርቂ ወሪደን ክንበልበላ ከለዋ፡ መንግስቲ ህግደፍ ግን ሬሶኦም ዓዲ ከይኣቱ ኣይፈቀደን፡ ወለዲ ግን ሬሳ ደቆም እኳ ክርከቡ ኣይካኣሉን። እዚ ምስ ዶብ ዘታኣሳስር እንታይ ኣለዎ። ዉዱብ ሕቡራት ሃገራት ዝገበሮ እገዳ፡ ካብ ዱባይ ነጋዶ ኤርትራዉያን ከእትዉዎ ዝኽእሉ ፊኖ ይኹን ሩዝ መን እዩ ሓሪምዎም። ነቶም ዝርካቦም ኣብ ዉሽጢ ኤርትራ ዝርከቡ ነጋዶ ኤርትራዉያን ብድሩት ሚዛንን ራእስማልን ጥራይ ክንቃሳቀሱ ዝደረተ ስርዓት ወያነ ኣይኮነን ህግደፍ እዩ። ሕጂ ዉን እንተኾነ፡ ካብ ኩሉ ባዓል ጸጋ ነጋዳይን ኤርትራዊ ኣብ ጎደቦታት ዓድታት ፋሕ ፋሕ ኢሉ እንከሎ፡ ንሰብ ጸጋ ኢትዮጵያዉያን ኣዉፈርቲ ምዕዳም ፍታሕ ዘይኮነ፡ ንኤርትራዉያን ኣሽካዓላል እዩ። ጸጋታት ሃገር ንጓኖት ኣሕሊፍካ ምሃብ፡ ብኸመይ እዩ ዜጋታት ኤርትራ ዘርብሕ።
ኣብ ስደት ዝነብር ኤርትራዊ እንትርፎ እቶም ዉሑዳት ወይጦታት ህግደፍ ዝበዝሕ ኤርትራዊ፡ በዚ ኣእምሩኡ ዝሳሓተ ዕቡድ መራሒ ዝግበር ዘሎ ስምምዓት ንረብሓ ሓፋሽ ህዝቢ ከምዘይኮነ ርዱኡ እዩ። ኢሰያስ ብዕቡድ ኣይካይድኡ ዘስዓቦ ተነጽሎ ኣብ ጭንቀት ጸኒሑ ንግዚኡ ብባዓል ኢማራት ዓረብ ዝተሃንደሰ ዉዲት ምጥፋእ ልኡላዉነት መሬት ኤርትራ ምፍራሙ ዘገርም ኣይኮነን። ነዊሕ ዘይከይድ ዕድመ ዉን ክህቦ ይኽእል ይኸዉን። እቲ ኣብ ባይታ ዘሎ ሓቂ ግን ኮምኡ ኣይኮነን።
ኢሰያስ ካብ ድስቱ፡ ድስቲ እንዳማቱ ከኽዉስ ዝብርሆ ሕሱር ባዓል ስልጣን እዩ። ኣብ ኢትይጵያ ወያነ ተሳዒሩ እዩ፡ ኢትዮጵያ ድማ ብዉሽጣዊ ረጽሚ ትናወጽ ኣላ፡ እሞ ደግፈና ክንድግፈካ ስለዝተባህለ ገበጥኡ ምስ ወደአ፡ ሓድሽ መቛመሪ ዓዉዲ ተፈጢሩለይ ኢሉ እዩ ሃሊሉ ኣብዘይ ጉዳዩ፡ ሴጣን ክንሱ መልኣኽ መሲሉ ክቀርብ ዝፍትን ዘሎ። እቲ ዘይካሓድ ሓቂ ግን፡ ህግደፍ ንወያነ ከየደቅስ ክብል ከምባዓል ተስፋየ ገብርኣብን፡ እንዳርጋቸዉ ጽገን፡ ከምኦም ዝኣመሰሉን ኣብ ሓድነት ህዝብታት ዝፈጠርዎ ነቃዓት ሎሚ ብልዙብ ስብከት ሰላም ዶክተር ኣቢ ዝፍወስ ኣይኮነን። እቲ ሃስያ ፍሕፍሕን ብሄራት ኢትዮጵያ ካብ ፈኸም ናብ ፉሕ ፉሕ ዝብል ዓሌታዊ ረጽሚ ተሰጋጊሩ እዩ።
ንኩነታት ህዝብታት ኢትዮጵያዉያን ተተዓዚብና፡ ብፍላይ ኣብ ሞንጎ ህዝብታት ኣምሓራን፡ ኦሮሞን፡ ሶማልያን ትግራይን ዘሎ ፍሕፍሕ ዓሰብ ብምርካብ ወይ ምስ ኢሰያስ ካባ ብምልዉዋጥ ዝፍታሕ ኣይኮነን። ዉያነ ካብ ጠፈር ዝወረደ ጉጅለ ኣይኮነን፡ ካብ ዓቢ ታሪኽን ሞራልን ዘለዎ፡ ንታሪኽ ኢትዮጵያ ዝለወጠ ፍሉይ ማኣዝን ዘትሓዘን፡ ህዝቢ ትግራይ ዝመንጨዎ ደቂ ህዝቢ ዘቆምዎ ዉድብ እዩ። መንግስቲ ዶክተር ኣቢይ ነዚ ዝርድኦኳ እንተኾነ፡ ነቶም ወደብ ዓሰብን፡ ካርታ ኤርትራን ንምጽንባር ዝሓልሙ ፖለቲከኛታት ኣምሓራን ኦሮሞን ግን ንህዝቢ ትግራይ ጎሲኻ ዝካኣል ይመስሎም ይኸዉን። በዚ ናይዞም ዕሸላት ፖለቲካ፡ ንትግራይ ነጺልካ ንኤርትራ ምድማር ማለት፡ ብክሳድ ከይሓለፍካ ናብ ርእሲ ምብጻሕ ማላት ምዃኑ ኣይተረድኦምን። እቲ ከይሓፈሩ ዝደጋግምዎ መደረ፡ ወያነ ኤርትራ ናጻ ሃገር ክትከዉን ኣፍቂዶም፡ ብዉሑዱ ወደብ ዓሰብ ኣሕሊፎም ሂቦማ ዝብል እዩ።
ንምዃኑ ዓሰብ ኣብ ክልል ኣምሓራዶ ወይስ ኣብ ኦሮሞ እያ ትርከብ? ኣብዛ ብክልላት ትናቖት ኢትዮጽያ፡ ብካርትኦም መሰረት ዓሰብ ኣብ ክልል ዓፈር እያ ትርከብ፡ ኣምሓራን ኦሮሞን ዶባቶም ብንጹር ዝፈልጥዎ ዉሑዳት እዩም። ብሄረ ኣምሓራ፡ ብነጋዉሶም ዝተሰመረሎም ናይ ልዕልና ሕማም ዝተለኽፉ ከም ባዓል ዋጦት ቴዲ ኣፍሮ ዘምልኽ፡ ካልኦት ብማዕርነት ብሄራት ዘይኣምኑ ብርክት ዝበሉ ጸለዉቲ ሰባት ዝምእዘን ጉጅለ ክኸዉን ከሎ፡ ብሂረ ኦሮሞ መዋእሉ ተሓሪምዎ ዝጸንሐ መሰሉ ሳላ ወያነ ዝፈጠሮ ባይታ ተጠቂሙ ከራጋግጽ ደረቱ ዝሓለፈ ምልዕዓል ኣብዘካይደሉ ዘሎ እዋን፡ ሓለቃ ድያብሎስ ኢሰያስ ምዕዳም ማለት፡ በርበረ ኣብ ዝበዝሖ ጸብሒ ድልኽ ምዉሳኽ ማለት እዩ።
እምባኣር ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ጸገም “game over’’ ዘይኮነ ሕጂ እዩ ‘’game on’’ ወይ ጌም ጀሚሩ። ህዝቢ ትግራይ ክንዲ ዘኾለሰ ኢዱ ተነኺሱሎ። እቶም ንኤርትራ ወይ ዓሰብ ንምድማር ዝሓስቡ ደቂ ኣምሓራን ካልኦትን፡ ኣዲስ ኣበባኹም ሓልዉ። ሕጂ ኢሰያስ ባሪኽለይ ኢልካ ዓሰብ ይኹን ካልእ ክፋል ኤርትራ ምግባት መላጸ ትዉሕጥያ`ሞ ምዉጻኣ ይኸፍኣኪ ከምዝባሃል ብኣግኡ ካብ ሕልሞም ክባራበሩ ይግባእ። ኣብ ዶባት ኤርትራን ኢትዮጵያን ዘሎ ዶብ ብቀንዱ ጉዳይ ህዝቢ ኤርትራትን ትግራይን እዩ። ከም ጎረባብቲ ህዝብን ኣሕዋትን መጠን፡ ከምባዓል ኢሰያስ ዝኣመሰሉ ደመኛታት ህዝቢ ትግራይን ኤርትራን ይታኣለዩ እምበር፡ ዶባትና ዓዲ ብዓዲ፡ ስንጭሮ ብስንጭሮ፡ ኩርባ ብኩርባ ስለንፈልጦ ንምፍትሑ ንዋናታቱ ደቀባትን ዝግደፍ ጉድዩ እዩ።
እዚ ብወገን ኢትዮጵያ ዝዉሰድ ዘሎ ተበግሶ ሰላም ዝናኣድ እዩ፡ እንተኾነ ኤርትራ ጌና ኣብ ሕማም ሕርሲ እትርከብ ሃገር እያ። ኣብ ቅልዉላዉ እትርከብ ሃገረ ኤርትራ፡ ክሳብ ንቡር ኣቃዉማ ዘለዎ፡ ብስርዓተ ሕጊ ዝቅየድ ህዝቢ ዘቆሞ መንግስቲ ክሳብ ዘይተኸለት፡ ምስ ሸፋቱ ዝብጦ ኣብ ኣጻብዕቶም ወይ ካባ ኣብዝባኖም ኣጎልቢብካ ዝካየድ፡ ዉዕል ኣብ ልዕሊ ዉዕል ተተፋራረምካ ብዙሕ ትርጉም ዝዋሃቦ ኣይኮነን፡ ንግዚኡ ግን ንገለ ህንጡያት መዛናግዒ ክኸዉን ይኽእል እዩ፣ ነዊሕ ስለዘይከይድ ንግዚኡ ተዛነዩ። ዉዒሊ ሓዲሩ ግን፡ ኤርትራ ብህዝባ ዝማሓደር መንግስቲ ምስ ኣቆመት ኩሉ፡ ሓባቢልካን ሸፋፊንካን ዝካየድ ዉዕላት ናብ ጓሓፉ ምከዝድርበ ርግጽ እዩ።
ምልኪ ይፍረስ፡ ፍትሒ ይንገስ
ብኣማን ጎይትኦም
amang_777@yahoo.com
01/08/2018
Dawit August 2, 2018
Indeed, indeed, Viva mama Ethiopia and daughter Eritrea, go for it, go for brotherly peace and love for ever.
New brotherly cooperation, development, advancement and brighter future should be the goal for the two people.
Any HASAD individual or HASADAT groups wishing otherwise should go to hell or commit suicides discreetly.
Time for reconciliations, forgiveness and time for uniting the two brotherly people divided by dirty evil old politics.
AHMED SALEH !!! August 2, 2018
” Ethiopia and daughter Eritrea ” .
Wake up , there is not
such thing except to defeat warmongers of no peace no war hidden agenda . We learned to know who is who in our circle . Sweet talks has no value unless you proved in action .
Ermiyas August 2, 2018
Are you asking for spicy and sexy “Xerfi” – nrwri’yu or more “XefiEt/Xerfi” – mikur’yu ???
Politely please leave Eritrean and Ethiopian issues to real genuine dekebat Eritreans and Ethiopians! Your ignorant and arrogant interest is merely selfism and opportunism.
What the hell are you supposedly fighting for Eritrea then, I mean so far and temporarily you bloody got your Arabic language in Eritrea, haven’t you??? You must freaking be fighting (rhetorically with your jelebiya & hijabs) to Arabaze/Islamize and for your evil sha’ria laws!!!
Ermiyas August 2, 2018
Ayte/sheikh evil ahmid binladen, addition: “alien” to your Arabic language.
Danilo August 2, 2018
Ermiyas /tsehaye, shame on you. For sure you are son of beach grown up with mental disorder but my bad, laugh on your vulgar words. You make me hopeless prescribe you any medicine for awareness. Sorry, looser.
AHMED SALEH !!! August 2, 2018
Brother Danilo
Who cares about outsider point if view . Their defense for Ethiopian interest at the expense of Eritrean
people in this forum had been their
agenda . One day they promote for stupid thought of agazian cult then they flipflop to call for PEACE . Hence, we support PEACE with our neighbors but we can not ignore our people circumstance to live under authoritarian regime .
Peace requires two way street , period .
Dani amiche August 3, 2018
Sick and most ignorant moslem thugs and dinosaur beasts are a menace to the whole of civilized society. They are extortionate, violent, untrustworthy, gutless cowards, impostors and fake nationalists when they are really rootless morons. These rootless moslem thugs from dinosaur/stone age are the next trouble for our civilized nations of Eritrea and Ethiopia as well as to the outside world.
AHMED SALEH !!! August 2, 2018
Arab ,Moslem , Amhara , Oromo ,
Akeleguay blabla.
Sick minded with living dead soul .
Dani amiche August 3, 2018
You are a clueless moron probably with a three filthy moslem legs, four filthy hands of bombs, five filthy blooded heads all to make you a super filthy moslem moron thug. Go back to your moron planet and indulge in your filthy moslem moron killing games.
AHMED SALEH !!! August 2, 2018
Brother Danilo
Who cares about outsider point if view . Their defense for Ethiopian interest at the expense of Eritrean
people in this forum had been their
agenda . One day they promote for stupid thought of agazian cult then they flipflop to call for PEACE . Hence, we support PEACE with our neighbors but we can not ignore our people circumstance to live under authoritarian regime .
Peace requires two way street , period .
Dani amiche August 3, 2018
A person who has been burned once will think twice before he/she
inserts his/her finger into the fire and similarly Ethiopia should think twice
when it comes to dealing with Eritrea especially when poor Eritrea includes filthy moslem
foreign thugs like yourself and also like your filthy ugly cousin South Sudan dinosaur – Danisaur.
Degoli August 2, 2018
How long do we live as Arab slaves and Abeeds of the Arab Rashyada and Bedouins and the Teweljes of eastern Sudan?
ሱዳን፣ ተጨውዮም ዝጸንሑ 80 ቆልዑ ናብ ስድራቤታቶም ከምዝጸንበረት ኣፍሊጣ
Radio Erena: 01 August 2018
ኣብ ምብራቕ ሱዳን ተጨውዮም ዝጸንሑ 80 ስደተኛታት ቆልዑ ኤርትራ ፣ ኣብ መዓስከራትን ካልእ ከባቢታትን ናብ ዝርከቡ ስድራቤታቶም ከምዝተጸንበሩ ንሃገራዊ ኮሚቲ ምምካት ዘይሕጋዊ ምስግጋር ሰባት ብምጥቃስ ሱዳን ትሪቡን ሓቢሩ።
እቶም ቆልዑ ዝሓለፈ ዓርቢ 27 ሓምለ ናብ ስድራቤታቶም ከምዝተጸንበሩ ዘረጋገጸ ምክትል ኣቦመንበሪ እቲ ኮሚተ፣ ኣብ ዘይሕጋዊ ምስግጋሮም ተዋፊሮም ዝጸንሑ ሰባት ኣብ ቀይዲ ኣትዮም፣ ጉዳዮም ሕጋዊ መስርሕ ይኽተል ከምዘሎ ጠቒሱ።
ሓይልታት ጸጥታ ሱዳን፣፣ ብዘይሕጋውያን ኣሰጋገርቲ ደቂ ሰብ ተታሒዞም ዝጸንሑ 139 ሰባት፣ ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት ናጻ ከምዘውጸ ምግላጹ ኣይርሳዕን።
ምብራቕ ሱዳን፣ ሓደ ካብቲ ዜጋታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ናብ ኤውሮጳ ንምፍላስ ብብዝሒ ዝውሕዝሉ ዞባ ምዃኑ ይፍለጥ።
=======================
Dani amiche August 3, 2018
Degoli, to answer your valid question in short, the filthy moslem thugs and Arab slave/abeed rats will never be freed from slavery as their evil backsides are deformed/messed up awfully for life.
Dani amiche August 3, 2018
Degoli, to clarify things and not to forget that moslem moron thugs use their evil backsides as brains, so in other word, their moron’s brains are awfully messed up/deformed.
AHMED SALEH !!! August 3, 2018
Moslem moron will teach you about love , peace and respect
while haters burned the opportunity to live peacefully .
what you see in ETHIOPIA to kill TIGRAI origin residents is the
product of your fanatic mentors sowed poisonous seed the same
way you keep trying to contaminate assenna forum .
Do not worry , we know from where this kind of mentality started
to show-up .
Is that from HGDF supporters ? NOPE !
So , Ahmed who are these people ? I leave up to you , figure out .
Asmerom August 3, 2018
Foreign mercenary fat ugly muslim asshole, it is the inferiority complex that is compiling you to be part of us. We do not want you and you do not belong to our Christian Habesha Eritrea. If the current Ethiopian/Tigrayan set back has raised your empty/fragile hope, you are bloody setting yourself up for huge psychic meltdown, muslim fat ugly asshole. As a weirdo foreigner, you should have more concern/worry for your bloody filthy Yemen and Sudan not Eritrea, Tigray or Ethiopia. Ignorant Arab slave rat, you should really be asking WHO AM I and what the hell I am doing in civilized Christian countries?????
Gezae August 3, 2018
When times of sorrow – Come each day,
I always feel sad – And sigh away.
Always a war, needs fighting- Always a life, suffering,
Oh, how I wish, reconciliation – I wish peace.
Truth has become who I am – I walk along this path –
Though, I know, ‘this a test – Seeking peace instead of wrath
That the day comes- Laid for us by Allah/God,
Of no more burden, – No more load.
A time of love, – A time of ease,
Oh, how I wish,reconciliation – I wish for peace.
But, what would I give- For people to always get along,
Instead of shouting curses – Maybe, sing a song?
I hope, I will live – To see my dream come true,
Right now, I will wish, I wish genuine peace.
Gedamu August 3, 2018
Gezae, please don’t compare our peaceful God with that evil , slave trader monster allah.
That evil moslim allah of killers stands for swords killings/savagery while God is for peace,
love, forgiveness and reconciliations like you already mentioned it.
You may be a good person wishing genuine peace and love to all humanity but do not make the biggest mistake, evil moslems are not normal humans.
Gezae August 3, 2018
Gedamu
Dear brother I have great respect. I did not not compare.as you said peaceful God with that evil. I real interpretation of God in English language to Arabic.because:
To my understand Allah and god are the same concept,.Same “entity” as EGZIABEHER, ABO JIGO in Tigrigna. Therefore the Muslims prefer using the Arabic word ‘Allah’ for the Almighty. Hence while speaking to our Muslim communities we may have to use the Allah because of the intended audience to understand the context. Any how:
The word “Allah” is an Arabic word that means “The God”. I believe it originally consisted of two words: “Al Ilah”. The word “Al” in Arabic means “the”. The word “Ilah” means God. Saying the combination of the two words “Al Ilah” is somewhat awkward, so with time the Arabs combined the two words and dropped the middle vowel “i, resuling in “Allah”. Since Allah means “The God” and not simply “God”, it actually incorporates the concept of monothiesm (belief in one God). Monothiesm is the central and most important message of Islam. Everything else comes secondary to that.
Interestingly, the word Allah is not only used by Muslims. It is used by people of all religions who speak the Arabic language. Not all Arabs are Muslims. In fact, there are significant minorities of Arabs who are Christian (including Coptic, Catholic, Protestant, Evangelical and many others) and Jewish too. Some of these minorities do not consider themselves ethnically Arab, while others do. Regardless of ethnic origin, they are citizens of the Arab countries they live in, and their first (and sometimes only) language is the Arabic language. These minorities refer to God as Allah. In fact, Bibles translated into Arabic refer to God as Allah. Even non-Arabs who have learned to speak Arabic would use the word Allah to refer to God.
Another interesting point in the first Pillar of the Koran says- Allah is the only God Mohammed is a prophet. Now the difference is I am not theological I think we Christian believe on trinity but our real Muslims brothers and sisters do not. Thus, ‘Ilah’ and ‘God’ are the same word.
However, the word Allah does have some special attributes that differentiate it from the word God as used in the English language. The most important, as mentioned earlier, is that Allah translates into “The God” and not simply God. Allah refers to the one true God, the creator and sustainer of mankind, and of the heavens and earth and everything else in the universe. People have taken many false deities as Gods through the centuries. Some people have taken fire as a God. Others have taken a specific human being as a God. Others may regard an animal as a God. Some people worship many different Gods. The word Allah cannot be used to refer to any of these false Gods. It can only be used to refer to the concept of “The God”, the one, the creator, the eternal, the all powerful, the most merciful God.
I think it is enough- Thank you a lot
Gedamu August 3, 2018
Dear brother Gezae,
Thank you very much for your prompt response and explanation.
I too have the utmost respect for you dearest brother. However, I don’t
agree with everything you said, even though you expressed it well and also
you have gone to so much details to explain.
My point somewhere you mentioned/touched it well and that is simply,
“people have taken many false duties as Gods through the centuries, some people have taken fire as a God, others have taken a specific human being as a God. Others may regard an animal as a God, some people worship many different Gods. Well, the moslims have taken evil Mohammed as their God who preached them to kill non-moslims brutally by swords. Messenger of God should be preaching about love, peace and forgiveness not about savage killings and inflicting brutal suffering on innocents. I thank you too again and last as you said it the one, the creator, the eternel, the all powerful, the most merciful God of Christians bless us. Amen.
Gedamu August 3, 2018
“Others may regard an animal as a God”, – Gezae,
Well, stupid killers moslims regard animal Mohammed as a God.
meretse August 3, 2018
ዝከበርካ ኣንክል፡ ሰየ
እንታይ ደኣ ደሃይ ኣጥፊእካ ዶ ኢልካኒ? እንታይከ ዘየጥፍእ ኣሎኒ። ኣብትርቲ ኣብዚሕካ ኣፈራሪሕካኒ እንድካ። ኣብ ከባቢካ ብዙሕ ጫውጫውታ ኣሎ። ባዕልካ እንዶ ምከኣልካዮ። ነቶም ኣብ ጥቃካ ኮይኖም ጫው ጫው ዝብሉ ዘሎው ረሓቁ ዘይትብሎም። ኣነ ኢርምያስ ኣይኮንኩን፣ ኣነ ደጎሊ ኣይኮንኩን፣ ኣነ ኣስመሮም ኣኣይኮንኩን፣ ኣነ ገዝኢ ኣይኮንኩን፣ ኣነ ሚካኤል ተስፋማርያም ኣይኮንኩን፣ ኣነ ሃብተ ኣይኮንኩን፣ ኣነ ገዳሙ ኣይኮንኩን፣ ኣነ ዳኒ ኣሚቸ ኣይኮንኩ፣ ኣነ ተክላይ ኣይኮንኩን እናበሉ ክፍክሩ ስቅ ኢልካ ትሰምዖም ንምንታይ? ረሓቁ በሎም እሞ ድሕሪኡ ከም ሰብ ኢሂን–ሚሂን ክንበሃል። ኣይመስለካን? ብዝተረፈ እቲ ጫው ጫው ናቶም ንከቦሮ እዝንካ’ውን ጥዕና ዝህቦ ኣይመስለንን። ምክሪ ሓውካ ብደውካ ኢዩ ! ! !
Gedamu August 3, 2018
I usually don’t waste my valuable time responding to junk comments like yours but since you
mentioned my pen-name I will make an exception and remind you that you are not amusing or fooling anybody with your stupid (supposedly clever or sarcastic) villager comment.
As the Tigrigna adage has it: “ZibEi (hyena of the village like yourself) K’sab z’Hiz y’Hinkis”, indeed.
AHMED SALEH !!! August 4, 2018
Brother meretse
Long time ago I also asked hawna M. aka uncle siye to give
them some advice .
Deglel August 4, 2018
Kindey weTemTem tebiziH anta mushmush aregit KELBI Arab? Are you conditioned to bark or to act as a normal human when you are just a savage wild barking Arab/Yemeni dog.
meretse August 3, 2018
R u guys living on a planet where the sun never sets. No wonder u guys are always jumping on the bed.
Gedamu August 3, 2018
Your subordination to evil killers moslims and also the way you bend so low for these evils moslims is so suffocating and so sickening. I wonder if all your type subhumans on your planet are that dumb and are that submissive hyenas? I don’t understand as to why you want confine us on the tune {of your evil hyenas planet} you want to dance! Don’t get too inflated until you return to your planet!
Yohan August 3, 2018
Yes, I agree too this liar cheat bending hyena meretse or meselem is a very boring and LEKHIBAT HARAE AB SERIEU.
meretse August 3, 2018
ድንቅነሽ ኣንቺ ኣገር
መስተንክር እኪ ኣንቲ ሃገር
ኢትይጵያ ዝተደመሮ ኤረትራ = ኢትይጵያ
መስተንክር ኢኪ ኣንቲ ሃገር፡ ሉሲ (ድንቅነሽ) ሒዝኪ፡ ኩሉ ዘሎኪ ጸጋ ዘርዚርካ ኣይውዳእን። ኣብ ዝሓለፈ ዕድመኪ ገጽኪ ዝድዉኒ ውላዳት ወሊድኪ ኔርኪ። ይቅረ በልሎም። ስለ ዘይፈለጥዂ ኢዮም። ሎሚ ንዓኪ ብርግጽ ንዓኪ ዝከውን ውላድ ወሊድኪ። ዓቢ ነቢይ ይመጽእ ከም ዘሎ፡ ኣቀዲምኪ በቲ ቛንቛ ኣማልክቲ ዝዛረብ ናይ ኦሮሞ ነቢይ ጌርኪ ሓቢርክና ኔርኪ። ተሓጊስና። ደስ ይበልኪ። ሎሚ ኢትይጲያ “ምድረ-ገነት” ኮይና ኢያ። እንስሳ ዘገዳም እውን ኣብ ከተማ ክነብሩ እንተ ደኣ ሃርዮም ፍቁድ ኢዩ። እዚ ማለት ዋላ ሰባት እንተ ተደረሩ። እግዝኣብሔር ዝገብሮ ንዕኡ’ዩ ዝምልከት፡ ኣብ ናይ ኣቢይ ግዝኣት ግን “ገበን/ወንጀል” ዝብሃሉ ቃላት ኣይክዝውተሩን ኢዮም። ነዚ ዘይኣምን ምስክር ኣሎና። ኣቶ መንግስቱ ሃይለማርያም እውን እንተኮነ ሓደ ካብቶም ዓቢ መራሒና ዝነበሩ ግን ሰብ ስቅ ኢሉ ዘማርሮም ክሳብ ሎሚ ካብ ዓዶም ወጺኦም ብጌጋ ኣብ ዓዲ ኣማቶም ዝነብሩ ዝነበሩ፡ ሎሚ ንዓዶም ኣትዮም ዝተረፈ ተግባረ እኩይ እንተሃልይዎም ቀይሕ-ምንጻፍ ኣንጺፍና ክንቅበሎም ኢና። ኣብ ሓዲሽ ምዕራፍ ኢትይጵያ ኣረጊት ኪዳን የሎን። ካብ ሎሚ ጀሚርና እግሪ እግሪ ዓቢ መራሒና ኣቢ ንቅድሚት ጥራሕ። መንግስቱ ሃይለማርያም ኣብቲ ጽንብል ናይ ኣፍደገ ባሕሪ ሽዑ ክርከብ ኢዩ ዝጥዕመኒ እንተኢሎም፡ ፍቃዶም ይኩን። ግን ክሳብ ሽዑስ ነዚ ኩሉ መስተንክር ክውን ንክከውን ልዕሊ ኩሉ ሓገዙ ንዘበርከተ “ፕረዚደንተ” ኢሰያስ እንተዝረክብዎ ዝበለጸ ኔሩ ንብል። የተከበሩ መሪ ማንኛውም ግዜ ይናፍቁናል። እንወድኣችኣለን1 እናክበርኣቹኣለን። ቹቹ በዚሑ ይኣክለና ! ክሳብ እትመጹ ብመንገዲ ሃይለማርያም ደሳለኝ ዝለኣኩምልና ናይ ሞራል ደገፍ ጌራና ክንጻናሕ ኢና
Yitbarekh August 3, 2018
I guess it all depends on what sort of bloody medication you are hooked, poor bighead talkative.
It seems some people’s lives are so empty, so boring, so miserable lonely, they can only find meaning based on their proximity to fame {cheap fame}, regardless of what the fame is used for! It is like the same old blood, being recycled in the same tired veins and arteries. What a waste!
AHMED SALEH !!! August 4, 2018
I wonder if these guys are genuine Eritreans .
By speaking Tigrigna language or by having
familiar names can not
decieve us anymore .
Deglel August 4, 2018
HARADI MAHAYIM LEKHIBAT ROOTLESS CANCEROUS Muslim Arab slave dog PIMP, have you ever heard them speaking tigrigna language then??? Aregit mushmush ignorant demented KELBI Arab, did you actually mean by writing tigrigna language???
When are you going to come with African familiar names then to be considered as an African and the a “genuine Eritrean”??? Get rid of your savage evil Arab’s slave dogs names first before you ever claim to be a black African or Habesha Eritrean citizen.
Danilo August 4, 2018
Dear Ahmed, no wonder this names belongs to only one stupid person. The vulgar words he use must be ignored. Or otherwise, trash them Wisley. We already done for Teclay, tesfatsion and filmon but not shilan the last snake with three headed never seen son of beach. ወዲ ሻርሙጥ ኢብነል ጋሕባ ፊልዮ ‘ዲ ፑታና።
Deglel August 4, 2018
South Sudan savage evil Muslim dinosaur – Danisaur, kondaf saHsaH nomad Yemeni saHab gimel, mushmush ROOTLESS CANCEROUS most ignorant aslamay, please enlighten us with your South Sudan Danisaur tremendous knowledge or the Italiano scarico pigo/pig knowledge on what formula you actually used to come up to “no wonder this names belong to only one brilliant sexy AGAZIAN person”??? I promise to treat you as a human in future!
Deglel August 4, 2018
correction/addition: I promise to treat you as “a male bitch” in future!!
Danilo August 4, 2018
You see, you are raised with un colcalable incubation if not evil womb.
Deglel August 4, 2018
Muslim garbage male bitch, please translate it into our beautiful/pure AGAZIAN tigrigna, or into your savage evil muslim Arab slave dogs masters Arabico or your other pigo slaves masters Italiano scarico? Once again, I promise to treat you as a normal “Muslim Male Bitch” human in future! Promise is a promise! But, just continue acting/barking like your normal South Sudan dinosaur and not any more the old ignorant Arab/Yemeni slave do, capito!!!!
Deglel August 4, 2018
please read as: the old ignorant ugly Arab/Yemeni Arab slave dog.
Efrem T. August 4, 2018
Congratulations to the brotherly people of Eritrea and Ethiopia. At last, brighter hope and future is not far away.
Deglel August 4, 2018
Brother Efrem T., I couldn’t agree more. Let the HASADAT goHafat HIRRRRRR KUSTIRIIIIII’yibelu.
Deglel August 4, 2018
Where is the 100% moslem NEFAHITO these days?????? At least unlike the two most damaged IGNORANT/MAHAYIMAT savage evil moslem Arab dogs {ahimodo binladen & danisaur scarico pigo}, he makes some senses on his impostor nefaHto writings/posts. I wonder if this moslem compulsive liar, impostor {Idris Suleiman, comedian Iraqi Ali, Sudanese baAl beles Amanuel/Abdurahiman, Abdurobo} is actually on his evil muslim hija in one of his Hamasien on his mother side mosque or in his Akeleguzay on his father side evil mosque????????
Those evil moslems who come by the sword will also go by the sword. Peace and love to Christian Habesha people.
Danilo August 4, 2018
I really enjoy non sense words in one side because are fanny. On the other hand use them on lab of screen.for caution.