ሓበሬታ ስነ-ስርዓት ቀብሪ ሓርበኛ ተጋዳላይ ገዛኢ ኪዳነ
ብመሰረት ኣቀዲምና ሓቢርናዮ ዝነበርና ስነ-ስርዓት ቀብሪ ሓርበኛ ተጋዳላይ ገዛኢ ኪዳነ ንዓርቢ ዕለት 29 ሰነ 2018 ካብ ሰዓት 10:00 ቅድሚ ቀትሪ ኣብዚ ዝስዕብ ኣድራሻታት ክፍጸም እዩ። ጸሎተ-ፍትሓት ካብ ሰዓት 10:00 – 12:00 ኣብ ናይ ሰርብያን ኦርቶዶክስ ቤተ

ብመሰረት ኣቀዲምና ሓቢርናዮ ዝነበርና ስነ-ስርዓት ቀብሪ ሓርበኛ ተጋዳላይ ገዛኢ ኪዳነ ንዓርቢ ዕለት 29 ሰነ 2018 ካብ ሰዓት 10:00 ቅድሚ ቀትሪ ኣብዚ ዝስዕብ ኣድራሻታት ክፍጸም እዩ።
ጸሎተ-ፍትሓት ካብ ሰዓት 10:00 – 12:00 ኣብ ናይ ሰርብያን ኦርቶዶክስ ቤተ ክርስትያን
(Serbiska Ortodox kyrkan i Kortedala.)
ኣድራሻ – Runstavsgatan 9, 41508 Göteborg
ልክዕ ሰዓት 12:20 ድማ ኣብ መካነ መቃብር ኪቪበርግ (Kvibergs kyrkogård) ሓመድ ክለብስ ምኳኑ ንሕብር።
ስድራ-ቤት ገዛኢ ኪዳነ
ብምትሕብባር ምስ ምትእስሳር ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ዮተቦርን ከባቢኣን
meretse June 27, 2018
Rest in peace brother Ghezae Kidane.
Habte Abraha June 28, 2018
Rest In Peace Ghezae Kidane. Sending my prayers to the family.
Habte-Abraha