Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ሓበሬታ ስነ-ስርዓት ቀብሪ ሓርበኛ ተጋዳላይ ገዛኢ ኪዳነ

ብመሰረት ኣቀዲምና ሓቢርናዮ ዝነበርና ስነ-ስርዓት ቀብሪ ሓርበኛ ተጋዳላይ ገዛኢ ኪዳነ ንዓርቢ ዕለት 29 ሰነ 2018 ካብ ሰዓት  10:00  ቅድሚ ቀትሪ ኣብዚ ዝስዕብ ኣድራሻታት ክፍጸም እዩ። ጸሎተ-ፍትሓት  ካብ ሰዓት 10:00 – 12:00 ኣብ ናይ ሰርብያን ኦርቶዶክስ ቤተ

ብመሰረት ኣቀዲምና ሓቢርናዮ ዝነበርና ስነ-ስርዓት ቀብሪ ሓርበኛ ተጋዳላይ ገዛኢ ኪዳነ ንዓርቢ ዕለት 29 ሰነ 2018 ካብ ሰዓት  10:00  ቅድሚ ቀትሪ ኣብዚ ዝስዕብ ኣድራሻታት ክፍጸም እዩ።

ጸሎተ-ፍትሓት  ካብ ሰዓት 10:00 – 12:00 ኣብ ናይ ሰርብያን ኦርቶዶክስ ቤተ ክርስትያን

(Serbiska Ortodox kyrkan i Kortedala.)

ኣድራሻ – Runstavsgatan 9, 41508 Göteborg

ልክዕ ሰዓት 12:20 ድማ ኣብ መካነ መቃብር ኪቪበርግ (Kvibergs kyrkogård) ሓመድ ክለብስ ምኳኑ ንሕብር።

ስድራ-ቤት ገዛኢ ኪዳነ

ብምትሕብባር ምስ ምትእስሳር ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ዮተቦርን ከባቢኣን

aseye.asena@gmail.com

Review overview
2 COMMENTS
  • meretse June 27, 2018

    Rest in peace brother Ghezae Kidane.

  • Habte Abraha June 28, 2018

    Rest In Peace Ghezae Kidane. Sending my prayers to the family.

    Habte-Abraha

Post a Reply to meretse Cancel Reply