ሓላፊ ናይቲ ብምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ተሓብሒቡ ኣብ ኤርትራ ዝዓበየ ተቓዋሚ ውድብ ህዝባዊ ደሞክራስያዊ ምንቅስቓስ ህዝቢ ትግራይ (ደምህት) ዝነበረ ኣስገዶም ሞላ ምስ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ናይ ቶኽሲ ግጭት ድሕሪ ምግባር ምስ ሰራዊቱ ናብ ሱዳን ከምዘምለጠ ሱዳን ትሪቡን ሓቢሩ።
ሓላፊ ናይቲ ብምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ተሓብሒቡ ኣብ ኤርትራ ዝዓበየ ተቓዋሚ ውድብ ህዝባዊ ደሞክራስያዊ ምንቅስቓስ ህዝቢ ትግራይ (ደምህት) ዝነበረ ኣስገዶም ሞላ፡ ምስ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ናይ ቶኽሲ ግጭት ድሕሪ ምግባር ምስ ሰራዊቱ ናብ ሱዳን ከምዘምለጠ ሱዳን
ሓላፊ ናይቲ ብምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ተሓብሒቡ ኣብ ኤርትራ ዝዓበየ ተቓዋሚ ውድብ ህዝባዊ ደሞክራስያዊ ምንቅስቓስ ህዝቢ ትግራይ (ደምህት) ዝነበረ ኣስገዶም ሞላ፡ ምስ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ናይ ቶኽሲ ግጭት ድሕሪ ምግባር ምስ ሰራዊቱ ናብ ሱዳን ከምዘምለጠ ሱዳን ትሪቡን ካብ ካርቱም ኣብ ዘመሓላለፎ ዜና ኣገንዚቡ።
ብመሰረት እቲ ሓበሬታ፡ ሞላ ኣስገዶም፡ ብቕድሚ ትማሊ ዓርቢ 11 መስከረም እዩ፡ 683 ዕጡቓት ኣባላት ውድቡ ኣኸቲሉ ኣብቲ ሰለስተ ጫፋት ኤርትራ፡ ሱዳንን ኢትዮጵያን ዝራኸቡሉ ከባቢ ኣብ እትርከብ ሓምዳይት እትብሃል ከተማ ሱዳን ኣትዩ።
ሱዳን ትሪቡን ኣብ ካርቱም ንዝመደበሩ ምንጩ ጠቒሱ ኣብ ዘመሓላለፎ ሓበሬታ፡ ሰራዊት ደምህት ኣብ ኤርትራዊት ከተማ ኦምሓጀር ምስ ኣሃዱታት ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ድሕሪ ዘካየዶ ውግእ 7 ዕጡቓት ኣባላቱ ከምዝሞቱዎ ከምዘመልከተ የገንዝብ። ኣብ ዶባት ዝርከብ ናይ ዓይኒ ምስክር፡ ቶኽሲ ከምዝሰምዐን፡ ሰራዊት ደምህት ናብ ሓምዳይት ኣብ ዝኣተወሉ እዋን ኣብታ ከተማ ናይ ሕንፍሽፍሽ ኩነታት ከምዝተፈጥረን ምግላጹ ውን ይጠቅስ፥
ነቲ ዜና እቲ ብምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ዝምወል ኢሳት ዝበሃል ናይ ተቓወምቲ ውድባት ኢትዮጵያ ቴለቭዥን `ውን ኣረጋጊጹዎ `ሎ።
መራሒ ናይቲ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ካብ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ንላዕሊ ዘተኩረሉን ዝምክሓሉን ዝነበረ ተቓዋሚ ውድብ ኢትዮጵያ ኣስገዶም ሞላ ሰራዊቱ ሒዙ ብኸምዚ ዝምኣመሰላ ድራማዊ ኩነታት ካብ ኢዱ ምምላጡ ንምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ዓቢ ጽፍዒትን ሰፍ ዘይብል ክሳራን እዩ።
ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፡ ነቶም ኣንጻር መንግስቲ ኢትዮጵያ ንኽጥቀመሎም ዝፈጠሮምን ካብ ግብጺ ብስሞም ብዝረኸቦ ሚልዮናት ዶላራት ዘዕጥቖምን ዘዕጠቖምን ተቓወምቲ ውድባት ኢትዮጵያ ምሉእ ብምሉእ ከምዝቆጻጸሮም ይፍለጥ።
ህዝቢ ኤርትራ፡ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ውሽጣዊ ፖለቲካዊ ኩነታት ንምቅ`ጽጻር ክጥቀመሉ `ውን ይኽእል `ዩ ካብ ዝብል ስግኣት ንደምህትን ሰራዊቱን ብዓይኒ ጥርጣረን ስግኣትን እዩ ዝጥምቶም ነይሩ።
gharza September 14, 2015
ኣቱም ሞላ ጅግና ሞላ ኣምበሳ እናበልኩም ወረ ትነዝሑ ዘለኹም ዕላማ ዘይብልኩም ወረኛታት ኣሰና ሕርር በሉ ዴምህት ኩሉ ግዜ ተዓዋቲ እዩ፡ ሞላ ድማ ኣይኮነን 600 ሰራዊት 6 ሰራዊት እንተኾኑ ሒዙ ኣይከደን፡ ነብሱ ወኪሉ ዝሃደመ ተስፋ ዝቖረጸ ብሕግን ስርዓት ውድባና ክግዛእ ዘይካኣለ ንህዝቢ ዘይኮነስ ንውልቀይ ይጥዓመኒ ዝብል፡ ታሪኽ ዘይብሉ ወራዳ እምበር፡ ከም ሓደ መራሒ መጠን ሳዓቢ ዝባሃል የብሉን፥ ዴምህት ግን ንዕላምኦም ዝዋደቑ ስቓይ ህዝቦም ዘሳቕዮም ቃንዛ ህዝቦም ዘቐንዝዎ ኣሻሓት ጀጋኑ ከም ዘለውዎ ክትፈልጡ ኣለኩም ጽባሕ ንጎ ድማ ክልተ ግዜ ክትዛረቡ ኢኹም፡
ተስፊት September 14, 2015
ሓውና ንብስኻ ኣይትጠብር። ነዚ ሙሉእ ዓለም ዝራኣዮ ሓሶት እዩ ካብበልካ ኣብናትካ ናይስነ ሓሳብ ዓለም ኢኻ ትነብር ዘለኻ እሞ ተስእ ተባራበር ነዛ ኣብክውንነት እምበር ኣብ ሕልሚ ዘይትንበር ዓለም ጎፍ በላ ኢኻ።
solomoneritrean September 14, 2015
It is better for demit to leave Eseyas and live with the Eritrean people peacefully.what Will This OLD MAN do for you.he want to USE DEMHI as chase ball to prolong his stay in power he want to use his instruments because he knows the Eritrean solidi es will not bow to him.because he knows he guilty of crime!!
solomoneritrean September 14, 2015
Eritrean defense forces be strong be organized be strategist it is not how much soldiers DEMIT have but how much strategist you are is what matters by organizing yourselves in all area,police force,Eritrean special forces and any Eritrean power should be united for the sake of your sovereignty and unity,and the Ethiopian defenses forces will be beside you to kick out this power of DEMUT and Birhanu’s nega power and create sustainable relation,interdependence and cooperation.kick eseyas instruments out of Eritrea!!
Aida September 14, 2015
wadi medhan berade Isyas he will escape soon very soon this is from Asmara newes
simon September 14, 2015
dear eritreanes better if we speak about our eritrea we must be careful every thing we right and speak but if we said agame of wejane this fulshenes the same our dictator what he said how manay ertreanes the are refuge in tigrai. we must learen from our mistake if we want building our contrey. in this moderen time we have a lot of oportuiny to speak about contrey and to vind solition from the dictator ship.LET work for eritrea and its poeple we are in a bad condition we must stragle aganst dictator and his generales.
Zeray September 15, 2015
Simon
By now you should know those who use the label Agame or Woyanee etc are PFDJ or followers. The label is not for the Ethiopian citizens mostly. They use it for all those who don’t agree with their failed ideology. When they can’t answer to facts put on their faces they revert into name calling.
gharza September 14, 2015
እቶም ወረኛታት ኩሉ ግዜ ወረ ኣይስእኑን፡ እቶም ጀጋኑ ግን ንስራሕ ዳኣ እምበር ንወረ ዝኸውን ግዜ የብሎም፡ ፕሊስ ኣሰና ድህረ ገጽኩም በለካ ለኻዓካ ካብ ትመልእዎ ዝንበብ ሓቂ ጸሓፍሉ፡ ንምዃኑ ሞላ መን እዩ ትፈልጥዎ ድኹም? ሞላ ማለት መራሒ ናይ ምዃን ዓቕሚ ዘለዎ ዝመስል ዓቕመ ደካማ እዩ፡ ሞላ ከደ ሞላ ሃለወ ኣብ ቃልሲ ዴምህት ዘምጸኦ ለውጢ ከም ዘየለ ግን ማንም ሰብ ክፈልጥ ኣለዎ፥ እናተቐባበልካ ብዝንዛሕ ዘሎ ወረ ክደናገር የብሉን፡ ክሳብ ሎሚ ኣብ ታሪኽ ሃገርና፡ ጀሚሩ ዝተኾልፈ ቃልሲ ህዝቢ የለን ንብሕጂ ‘ውን ኣይክህሉን፡
Wedi Agame September 18, 2015
ሞላ ዓቅሚ ተዘይ ህልዎ ኔሩ ንምንታይ ዳኣ መሪጽካዮ?????
“ጀሚሩ ዝተኾልፈ ቃልሲ
ህዝቢ የለን ንብሕጂ ‘ውን ኣይክህሉን፡” ሀ ሀ ሀ ኪር ኪር ……
እምባኣር ደምህትስ ናይ ህዝቢ ኢልካዮ!
Ghezai September 14, 2015
Gharza
Kemey gerka dea nezi news felitkayo? Ggna
Teclay September 14, 2015
Fanko
Brother Fanko Thank you for your comment..You are right it was deliberately exaggerated by Awate come .. the fact is that this was a kindergarten equation which doesn’t require any intelligence,and we all know the 2 Salihs how brilliant and sophisticated they are.
You mentioned the great Yosief G ..Unfortunately this great man was born in the unfortunate land called Bahre-Negash.If he was born some where else he could have done a lot to the world …For us (Bahre-Negassians )to have the great Yosief is like what they call it in Tigrigna ‘ኣይ መርገም ኣይ ምርቓ’
ምርቓ = He liberated our mind .
መርገም = He came late. Had he come in 60s,70s even 80s our future would be different.
ድሓን ኪዲ ኤርትራ September 14, 2015
Y.G must be the saddest person ,because he has the wisdom to know things ,but we,the people are just emotional boobs.
Teclay September 15, 2015
Assena’s news and Back ground
So far it have been written about 60 comments ,all about the news head line but nothing about the back ground which was written by Assena .For example ..Assena said “ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፡ ነቶም ኣንጻር መንግስቲ ኢትዮጵያ ንኽጥቀመሎም ዝፈጠሮምን ካብ ግብጺ ብስሞም ብዝረኸቦ ሚልዮናት ዶላራት ዘዕጥቖምን ዘዕጠቖምን ተቓወምቲ ውድባት ኢትዮጵያ ምሉእ ብምሉእ ከምዝቆጻጸሮም ይፍለጥ።”
-Why do Issu took the Middle man role ? = It is obvious it doesn’t need any explanation.
-Why do the poor Egypt so generous and ready to invest millions to the Ethiopian opposition Orgs ??..As we all know there is no common border between Abbissina and Egypt…But there is a Nile river which is the life of Egypt(No Nile no Egypt )..Egypt lost the battles of Gundet(1875)and Gura(1876) under the gallant Habesha heroes https://en.wikipedia.org/wiki/Ethiopian%E2%80%93Egyptian_War…..As the Egyptians are intelligent they had learned from their failures ,,So instead of fighting against the HABESHA far away from home, they had chosen recruiting the 5th columns which was/is cheap and effective.
ብድንቑርናኻ ይኹን፣ብኽፍእ ፣ኣንጻር ሃገርካ ፣ባህልኻ ፣ታሪኽካ፣ረብሓኻን ተሰሊፍካ ንታሪኻዊ ጻላኢኻ ካብ ምስላፍ ዝኸፍእስ ኣብዛ ዓለምና ይህሉ ዶ????