ህጹጽ እዋናዊ ጻውዒት ንኹሉ ኣባል ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ
እዚ ህጹጽ እዋናዊ ጻውዒት እዚ ብፍላይ ንዓኻ ነቲ ኣባል ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ኮንካ ተገልግል ዘለኻ ኤርትራዊ ዜጋ ዝምልከት ጻውዒት ኢዩ። እዚ ጻውዒት እዚ ብፍላይ ናባኻ ናብ ኣባል ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ዘቕንዓሉ ቀንዲ ምኽንያት፡ ኣብዚ ሃገርካ ኤርትራ
እዚ ህጹጽ እዋናዊ ጻውዒት እዚ ብፍላይ ንዓኻ ነቲ ኣባል ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ኮንካ ተገልግል ዘለኻ ኤርትራዊ ዜጋ ዝምልከት ጻውዒት ኢዩ። እዚ ጻውዒት እዚ ብፍላይ ናባኻ ናብ ኣባል ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ዘቕንዓሉ ቀንዲ ምኽንያት፡ ኣብዚ ሃገርካ ኤርትራ ባዲማን ዓንያን ከም ዘይነበረት ክትከውን ህዝብኻ ብባርነትን ሕስረትን ተበታቲኑ ክጸንት ተወሲንሉ ዘሎ እዋን፡
ክንዲ ዘለካ ዕድልን ዓቕምን ተጠቂምካ ህዝብኻን ሃገርካን ካብ ጥፍኣት ተድሕንን፡ ሰብኣውን ዜግነታውን መሰልካ ተኽብርን፡ ወስ ክትብል’ውን ከይፈተንካ ኢድካ ኣጣሚርካ ልኡም ኮንካ ትሃልቕ ስለ ዘለኻ ኢዩ።
Kabire July 16, 2014
ንሕክምና ናብ ሱዳን ዝተላእከ ናይ በረራ ቴክኒሻን ሓይሊ ኣየር ኤርትራ ኣብ ካርቱም ኣብ ዝርከብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ዑቕባ ሓቲቱ
16 July, 2014
ዝሓለፈ ዓመት ኣብ ናይ ነፋሪት ሓደጋ ናይ ሕቖ መስበርቲ ዘጋጠሞ ምኩር ናይ በረራ ቴክኒሻን ሓይሊ ኣየር ኤርትራ ምክትል ተለንተ ኣረፋይነ ፣ ንሕክምና ናብ ሱዳን ድሕሪ ምልኣኹ፣ ኣብ ካርቱም ኣብ ዝርከብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ዑቕባ ከምዝሓተተ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ካብ ሱዳን ሓቢሮም።
እቲ ኣባል ሓይሊ ኣየር፣ ኣብቲ ኤርትራራውያን ሰበ ስልጣን ዝሕከምሉ ኣብ ካርቱም ዝርከብ ሆስፖታል ሕክምና እናተገብረሉ፣ ነቲ ሕክምና ብምርሕራሕ ኣብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ዑቕባ ድሕሪ ምሕታቱ፣ ብምትሕብባር እቲ ኤምባሲ፣ ካብ ካርቱም ናብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝገዓዘ’ውን እቲ ድሒሩ ዝበጽሓና ሓበሬታ ኣረጋጊጹ።
ኣቐዲሙ’ውን ናይ 100 ሽሕ ናቕፋ ትሕጃ እናትሓዙ ናብ ሱዳን ክበጽሑ ዝተፈቕደሎም ሰለስተ ቴክኒሻናት፣ ብኡ ኣቢሎም ናብ ኡጋንዳ ብምእታው ዑቕባ ከምዝሓተቱ እቲ ካብ ሱዳን ዝተላእከልና ሓበሬታ የመልክት።
ፓይሎት ሜጅረ መንግስ ጸጋይ ዝርከቦም፣ ቴክኒሻናትን ኣባላት እንዳሚሳይልን ዘጠቓለለ ብውሕዱ 10 ኣባላት ሓይሊ ኣየር ኤርትራ ነበር በብእዋኑ ናብ ኢትዮጵያ ብምእታው ዑቕባ ከምዝሓተቱ ጸብጻባት ካብታ ሃገር የመልክቱ።
ኣብ ጅቡቲ ድማ ኣብራሪ ሄሊኮፕተር ሜጀር ሃብቶም ካሕሳይ ዑቕባ ሓቲቱ ክርከብ እንከሎ፣ ኣብረርቲ ነፋሪት ካፕቴን ዮናስ ወልድኣብ፣ ካፕቴን መኮነን ደበሳይን ካፕተን ራህዋ ገብረ ክርስቶን፣ ሉተናንት ብርሃነ ኣረፋይነ ዝተባህለ ክኢላ ፍላይት ኢንጂነር ማለት ክኢላ ኣቬኒክስ ከምኡ ድማ መርሃዊ ግርማይ ዝተባህለ ኣባል ቤት ጽሕፈት ፕረዚደንት ማእከል ጂኦግራፍያዊ ቅርጽን ሓበሬታን በብእዋኑ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ዑቕባ ከምዝሓተቱ ዝዝከር’ዩ።
ሓይሊ ኣየር ኤርትራ፣ ኣብ ርእሲ’ቲ ገጢምዎ ዘሎ ከቢድ ናይ ኣቑሑ መቐያየሪ ጸገም፣ ብሰንኪ’ቲ ኣብታ ሃገርን ኣብ ሓይሊ ኣየርን ዘሎ ምሕደራ ዘይዓገቡ ምኩራት ኣብረርትን ቴኪንሻናትን ናብ ስዑዲ ዓረብ፣ ኢትዮጵያን ጅቡትን ብብዝሒ ክሃድሙ ይርኣዩ ኣለዉ።
Yerhiwo July 16, 2014
Kebire..good news brother kibri yihabka!!!
kibrom July 16, 2014
merahi wekarun ahbayin amanuel kindeyshae zeytsewaeka hizbi eritrean serawitun gin nay seb zereba enber nayehbay zereba zsemea ezni yeblun higi ewun kem kedemka gearka kiterif eka ember beaka zdenager teuy eritrawi yelen meshkinay tedengits yiwaeka husur
m July 16, 2014
kibrom?medenageri sooon you will go to hell with your evil dictator
Gezae July 16, 2014
Why are you searching someone to kill PIA while your commando Amanuel- Iyasu is there.
Almaz Gual Asmera July 16, 2014
ኮራኹር ሕጊ-ግደፍ እታ ንፈልጣ ሰርኩላር ንኣማኑኤል ወዲ ህዝቢ ኣጸልሙ ኣትብልዶ ኾን መጺኣ ኮይና እያ ውሕ ውሕ በዚሑ። ጽፍዒት ብውሽጢ ጽፍዒት ብደገ ኣልባብኩምዶ ጠፊእኩም? ገበን በዚሑ። ንስልጣን ኪትብልዶ ንንጹሕ ተጋዳላይ፣ ኣገልግሎት፣ ሕዝቢ ብኣልማማ ብባርነት ትገዝእ ኢኻ። ናይ ሕጊ-ግደፍ ኣገዛዝኣ እኮ፣ ምሕደራ ተዃሉ፣ ኣብ መበል 17-18 ክፍለ ዘመናት ኣብ ጥቕሚ ዝውዕል ዝነበረ ስርዓተ ምሕደራ እዩ። ንመበል 21 ዘመን ዝኸውን ኣእምሮን ጥበብን የብልኩምን ናይ ግዜ ሕቶ እዩ እምበር ትልኽ እንዳልካ ናብ መቓብር እያ። ግዜ ኢኹም ትበልዑ ዘሎኹም … ከም ብዓል ቃዛፊ ዓርኪ ኣያኹም…ነበር ኪትብሃሉ ኢኹም። ኣምላኽ ብደቂ ኣራዊት ተረጊጽና ክንነብር ስቕዶ ይብል ይመስለኩም?
Mehret July 16, 2014
If Meshrefet.com post it then is fishy. Who are these guys trying to fool. First they say they inside Eritrea. Now they are calling armed force from outside Eritrea. Good try though!!!
Yerhiwo July 16, 2014
Wake up brave Dekebat Eritrean military forces!! If you knock one of those listed generals or brutal collaborators on he list such as Yemane Monkey, Hagos Kisha, Yemane Charlie, etc….you can catch Dictator Isaias Afwerki easily so that he face justice in one of Asmara’s sewer (fagnatura) like his idol Gedaffi.
Dictator Isaias Afwerki and others brutal generals are always in the bars drinking….get them Warsay and liberate your people!!!
Eritrea is failed state under this dictator…..they make it hell on earth!
m July 16, 2014
yes my bro,if we are unity we can easy catch the evil dictator but he will escape like rat because he is very cowerd
MightyEmbasoyra July 16, 2014
Something is fishy here. How is that possible unknown (hidden) group or individual (highly possible) can give an order like this? I really believe is this is the work of undercover HGDF’s work. Try to dupe someone.
I see so many flaws with the script.
Tesfu Kidane July 17, 2014
Mighty Embasoira, do not act like a stupid person. Do you want them to come on the open and say we are so and so and then be hunted like terrorists. Think before u write something foolish! Gele sebat akiluwom denaqur iyom!!
MightyEmbasoyra July 17, 2014
Tesfu,
“Gele sebat akiluwom denaqur iyom!!” This is your statement.
I was trying to reply you with “It is highly possible that you are one of them” but it is not worth it.
ERITREAN UNCLE July 16, 2014
Lilay stated ,I QUOTE……..
“Eritrean Uncle,
ምሕረት ይኣዚዘልካ ፈጣሪ። አምበኣር ህግሓኤ ፈራሓት ዮም ነሮም? አምበኣር ሃገር ብኸምኡ ያ ሓራ ወጺኣ? ዘይትፈልጦ በጽሓፍ ኣይተንብብ። ጀብሃ ኣብ ሑጻ ስለ ዚተሰረተት ዉሕጅ ወሲድዋ። ኣስላማይ ሙኻንካ ንፈሊጥ ኢና። ኣምሲልካ ንክሪስቲያን ምጽራፍ ግደፍ። ጉፉፍ።”
ክቡር መንእሰይ ፣
ነዞም ንሓይሊ ህግደፍ ቀጥቀጥ ተብልዎ ዘለኹም ንኣሽቱ ካብ ቃልስኹም ናብ ካልእ ቃቓልቦ ከሳናኽለኩም ኣይደልን፣ ግን ሓቂ ክትጉዕጸጽ ከላ ድማ ዕግርግር ስለ ዘብለኒ ከብርሃልካ።
Mikel Tyson ገለ ኣብ ቦክሲንግ ስለ ዝስዓረ ጅግና ኣይኮነን !!! ፣ደንዳኒ፣ክጽግሞ ከሎ ድማ እዝኒ ዝቑርጥም ፈራህ እእዩ።ዩ።ሻዕብያ ድማ ከም ሸርሙጣ ዝሻራሞጡ ሰብ ክደክም ከሎ ግን ኣካኪ ዘራፍ ክብሉ ዝጎዩ ደቂ ሰበይቲ ዓመጽቲ፣ምንም እኳ ኩላትና ህዝበ ትግርኛ ተጋሩ ንኹን እምበር ፣ንጀብሃ ስለ ዘይክኣልዋ ናይ ቀረባ ኣዝማዶም ጀጋኑ ዓጋመ ኣምጺኦም እዮም ንጀብሃ ሃሪሞማ።ኣነ ኣስላማይ ኣይኮንኩን፣ናይ ኤርትራ ኣስላማይ ሕያዋይ__ክቕተልን ክዕመጽን እምበር ክገፍዕ ዘይርኣኽዎ ሓምሳን ሹዱሽተን ዝዕድመይ ወጣት እየ።ካብ ዓሰርተ ብሬን ሓደ ብሌን ክብሃል ከሎ ኣይተፈጠርካን።ብኣዕራብ ዝእመን እስልምና ይጸልኦ ጥራይ ዘይኮነስ የፍርሓኒ።ነቶም ልደት ናይ ክርስትያን ዘኽብሩ ኣስላም ዓድና፣ኣብ ዒድ መሸበኽ እምበር ጽልእን ቡምባን ዘይህቡ (ከም ኣዕራብ)….ዘይትፈልጦ ነገር ኣይተዕጀውጅው። ኣነ ካባኻ ንላዕሊ ማሕበር ኣንድነት ምተብሃልኩ፣ምኽንያቱ ኤርትራ ምስ ኣዲኣ ኢትዮጵያ ከላ ምንም ዘይጎደላ ጓል ዓይኒ ምዓር ስለ ዝነበረት።ካብ ሓንቲ ብላይ ክሻ ሃገር ፍቕሪ ኤርትራውያን ኣሕዋተይን ደቀይን ስለ ዘለኒ።
ግን እዛ ጀብሃ ኣብ ጎልጎል ሰራየ፣ ክልተ ወርሒ መመላእታ ንሓይሊ ኢትዮጵያ ጠጠው ተብልሲ ምሣ ሓራእራእ ኢላ ሱዳን ክትኣቱ ተበጊሳ ኣሕዋታ ተጋሩ ወጢጦም ዘድሕንዋ ሳኽራም ውድብ ከተዋዳድራ ???
ጀብሃ እኮ ጨጕሪ ዓይንኻ ፈልያ ትሃርም ተዋጋኢት እያ።ሙዳዳ ሻዕብያ ፣እዞም ድሙ ድሙ ከይሰተዩ ጠጠው ደለት ሰስሓ ናይ በረኻ ምዓልዲ (ደቀምሓረ ሓማሴን) ዘይጭምቱ ሸፋቱስ ምስ ጀብሃ ከተዋዳድሮም ፧ ጀብሃ እኮ ብሽዱሽተ ተዋጋእቲ__ኣስመርቃ ምሉእ ሓራእራእ ኣቢላ ትሓድር ውድብ እያ።ቆለውዕን ኣይሀጅሙ ኣይሃድሙ ቆራጻትን ኣብ ቀድሚት ተሕርር ኣይኮነትን።እዞም ጀብሃ ዘጥፍ ኣቶ ሰራዊት ብጸግዒ ጸኒሖም ት ሃድም ታንክ ሒዞም ፣ኣዴታት ኣቦታት__ንሕና ከም ኣስላመይቲ ጀብሃ ኣይንሃድምን ኢና__ንታንክ በፍንጭኣ ኢና ንሕዛ ዝብሉ ሓሰውትን ሰኸርምን ኣይኮነትን።ጀብሃ ኣብ መጀመርያ ኣስላም ይበዝሑዋ ኔሮም፣ድሓር ግን ናይ ሰራየ እንተትብላ ምሓሸ።ብዙሓት ደቂ ኣኮይ ኣብኣ ተሰዊኦም እዮም።
ንፉዕ ወደይ, ሓስዮምልካ፣ኣነ ሓወቦኻ ግን ሓቂ ተዛረብ ኢሎም ስለ ዝምሃሩኒ ስድራይ ንህዝቢ ፍቕርን ሓቅነትን ይገልጽ፣ምንም እኳ ኩሉ ጊዜ እንተዘይተኸተልክዋ።
ግን ሕጂ ጀብሃን ሻዕብያን ኣይንበል፣…ነቲ ከም ጉሓፍ ክጉሕፉና ደልዮም ወያነ ዝመጽወቱልና “ነጻነት” ድማ ኣየኹርዕን እዩ።ከም ኢትዮጵያውያን ኢና ተገንጺልና ብዓንቀጽ 39 Ethiopian Constitution.ነቶም መሳቱኻ መንእሰያትን ናይ ወላድ መኻን ኮይነን ዘለዋ ኣዴታት ነድሕነን።
ሓውቦኻ ዶክተር ናይ ሓቂ ድምበዛናይ
ምሕረቱ ሃብተ ጳውሎስ
m July 16, 2014
smerrr my Eritrean pepole ”hgdef” they well falling soon the dictator he want escape to hell with his mafia
ERITREAN UNCLE July 16, 2014
ህዝባዊ ምንቅስቓስ ንምድሓን ኤርትራውያን,
እቲ መጀመርያ ዘውጻእኩሞ መግለጺ ከንብብ ምስ ጀመርኩ፣ ከምቶም ካልኦት ተረፍ መረፍ ሸፋቱ ንመንእሰያት ኤርትራ ከተታልሉን ክትሕብሉን መሲሉኒ እንታይ ግጥሚጌረ ከም ዘላግጸልኩምን ፣ናይ ንጉሆ ዲኹም ኣስመራ ትኣትዉ ዋላ ናይ ምሸት ኢኹም ትበጽሑ ኢለ ከባጭወልኩም ኢለ ዝጀመርኩዎ ጽሑፍ___ናይ ለባማት ጽሑፍ፣ ንኢሳያስን ህግደፍን ዝጸርፍን ባዶ ተስፋ ዝ ህብን ዓጀውጀው ዘይኪኦነ ጽሑፍ ምስ ኮነኒ፣ኣነ ብዘይ ሕርቃነይ ድየ ጽሒፈዮ ኢለ ተጣራጢረ።ኣነ ብምሉእ ልበይ ምሳኹም ኣለኽዑ፣ዋላ ንሕጂ ሓምሳ ዶላር ትኹን ክሰደልኩም እየ፣ንማንም ኣዋጺኤ ኣይፈልጥን እየ።
Like our first lady ,MICHELLE OBAMA Stated 6 years ago..FOR THE FIRST TIME IN MY LIFE ,I AM PROUD TO BE ERITREAN. I have always been proud of my parents & real identity ,but I have always felt humulated by cow like behaviour of iolder Eritreans. YOUR’s IS A ROAD MAP .IT IS A REAL WAY OF BRINGING SOLUTION…Like Dergi said::ማፍረስ እንኳን ቀላል ባይሆንም፣መገንባት የበለጠ ከባድ ነው። ኣቦታትና ዝምሃዝዎ ቋንቋ ስለ ዝኾነ ኣይትርጉመልኩምን እየ።
ይባርኽኩም
ዓወት ንመንእሰይ ኤርትራ
ምስ ሓቀኛ እንቅስቃሴ ንምድሓን ኤርትራውያን ንቕድሚት
ሕብረትና ዕንወት ጸላእትና እዩ።
ሱዳንን ኢትዮጵያን ኣሓት ጎረባብትና እምበር መባእስትና ኣይኮናን።