Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ህጹጽ እዋናዊ ጻውዒት ንኹሉ ኣባል ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ

እዚ ህጹጽ እዋናዊ ጻውዒት እዚ ብፍላይ ንዓኻ ነቲ ኣባል ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ኮንካ ተገልግል ዘለኻ ኤርትራዊ ዜጋ ዝምልከት ጻውዒት ኢዩ። እዚ ጻውዒት እዚ ብፍላይ ናባኻ ናብ ኣባል ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ዘቕንዓሉ ቀንዲ ምኽንያት፡ ኣብዚ ሃገርካ ኤርትራ

እዚ ህጹጽ እዋናዊ ጻውዒት እዚ ብፍላይ ንዓኻ ነቲ ኣባል ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ኮንካ ተገልግል ዘለኻ ኤርትራዊ ዜጋ ዝምልከት ጻውዒት ኢዩ። እዚ ጻውዒት እዚ ብፍላይ ናባኻ ናብ ኣባል ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ዘቕንዓሉ ቀንዲ ምኽንያት፡ ኣብዚ ሃገርካ ኤርትራ ባዲማን ዓንያን ከም ዘይነበረት ክትከውን ህዝብኻ ብባርነትን ሕስረትን ተበታቲኑ ክጸንት ተወሲንሉ ዘሎ እዋን፡
ክንዲ ዘለካ ዕድልን ዓቕምን ተጠቂምካ ህዝብኻን ሃገርካን ካብ ጥፍኣት ተድሕንን፡ ሰብኣውን ዜግነታውን መሰልካ ተኽብርን፡ ወስ ክትብል’ውን ከይፈተንካ ኢድካ ኣጣሚርካ ልኡም ኮንካ ትሃልቕ ስለ ዘለኻ ኢዩ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
35 COMMENTS
  • Berhe Tensea July 17, 2014

    If you people misbehave and mistreat pfdj and the lion of Tembien the Demhit forces based in different parts of Eritrea will teach evry zombie unforgetable lesson.

  • ኣርዓዶም July 17, 2014

    ዝገበር ነዲ ኡ ነይነግር፡ ይብል ምስላ ኣበዋት። ሕጂ ድማ እንታይ`ዩ እዚ ኹሉ`ዚ ! እንታይ ኣድለየ !! እቲ ክትግበር ትብልዎ`ሞ ግበሩ፡ እቲ ብድሕሪ ኡ ዝኸውን ድማ ግዚኡ ይጽበ። ንጸላኢኻ ይመጸካ ኣለኹ`ሞ ካራን ካላሽንን መዳፍዕን ታንክታትን ኣዳሉ ክትብሎ ኣይትኽእልን ኢኻ።
    ምንግቕስቓስ ንሓርነት ድማ እሙናት ክገብረኩም ተኮይኑ፡ ነዚ ኩሉ ዝጸሓፍክሞ ከይጸሓፍክሞ ከለኹም ህዝቢ ይርድኦን ይደልዮን ኢዩ። ህዝቢ ኤርትራ ድልየቱ፡ ነዞም ሸፋቱ ጠላማት ዓመጸኛታት ኣጥፊ ኡ፡ ሃገሩ ብሕግን ቕዋምን ትምሓደር ሃገር ክትከውን ባህጉን ድልየቱን ኢዩ። ስለምንታይ ግን ንስኻትኩም ክንድዚ ዝ ኣክል ብተስፋ ዘስክር ጽሑፍ እንድጽሓፍኩም ኣብ ርእሲ ዘለና ሃንቐውታ፡ ብረስንን ዋዕን ኣብ ደይሕማምና ተብጽሑና ኣለኹም ? እቲ ዝኸውን ጻዊዒት ኣየድልዮ ዋላ ደውል ኣየድልዮ። ህዝቢ ኤርትራ ብቕሳነት ዝድቕሰላ ገዝ ኡ ናፊቑ ኣሎ`ሞ፡ እቲ ይኸውን`ዩ ትብልዎ ዳይ ብዘይ ሃረርታ ኣርእዩና። ንሕና ህዝቢ ድማ ኣብ ጎንኩም ኣለና። እቲ ዝግብ ኣኩም ድማ፡ ህዝቢ ከም ዝኽእሎ ይኸውን። እተ ታሪኹም ግን ከም`ቲ ባዕላትኩም ዝበልክሞ፡ ብህዝቢ ዓቢ ክብሪ ክውሃቦን ኣብ ዓመት ተኾነ 2-3 ግዜ ንዝኽርኩም ተወጸ፡ ኣይክበዝሓኩምን ኢዩ`ሞ፡ ንዓና ንህዝቢ ከም ብሃማት ገርኩም ከይርኣኩም እቲ ዝኸውን ግበሩ፡ህዝቢ ድማ ኣብ ጎንኹም ኣሎ።

    • m July 18, 2014

      you are right bro,why we do a lot of gurrra,we do nothing only talk help nothing, go be man like wadi Ali forto,not only talk and talk we do nothing

  • ERITREAN UNCLE July 17, 2014

    (ንመንግስቲ ህግደፍ ዝጭርቕ ግጥሚ, Satire at the expense of PFDJ’s Government)

    ሰብ ናብ ኤለትሪክ ዘለዎ ይኸይድ እምበር፣ኤለትሪክ ናብ ሰብ ዘለዎ ኣይመጽእን እዩ !!!

    “ተወሊዔ ኢሉ_____ ብብርሃኑ ዝፍሳሕ
    ጸላኢ ሃገር ,ማይ ዘይፈቱ______ ረሳሕ
    ብሰውራ ሽምዓን ኩራዝን ውዲቱ ይከሻሕ ”

    ብጊዜ ጃንሆይ ሴዳው________ንብሎ ዝነበርና
    ኣብ እዋን ደርጊ ኤልፓ ተቐይሩ_____ ዘገልገለና
    ሕጂ ግን ሓንጊዱ፣__ኮይኑ ሓደ ካብቶም ጸላእትና
    ጎረባብቲ ሃገር እናብርሄ_______ _የማነ ጸጋምና
    ንዓናን ሓሪሙ,ኣብ ሰውራ ሽምዓን ኩራዝን ዘእተወና
    ዶብና ዝተሓሰሞ__________ጸማም ባዶ ገረወኛ
    ንመድሓርሓሪ ኤለትሪክ፣______ክንድርዕሞ ኢና !!!

    ብጸጋም ሲ ኣይ ኤ፣_____________ብየማን ወያነ
    ኣንጻር ምዕራባውያን_________ ቃልስና ከይተዛዘመ
    ሲንጋፖር ዕማምና____________ ሸቶኡ ከይሃረመ
    ዶብና ጥሒሱ _____ብኢትዮጵያ ጌሩ ንሱዳን ዝሃደመ
    ከዳዕ ተባላጺ_____ሆስፒታላትን ፋርማቻታትን ዘጻገመ
    ከም ስርሒት ፈንቅል፣______ ብጽንዓት ከይተደርዓመ
    ከምቲ ብመኻልፍን ሜላዊ ምዝላቕን ዝገበርናዮም ንወያነ
    ኤለትሪክ እውን ይወቓዕ፣ብዋርሳይ ይክኣሎ ሕቖኡ ይገመ !!!

    ቴሌቪዢንና ተቐይራ _____ናብ መብልዒ ጣውላ
    DVD ና ተረሲዓ_________ ኮርያ ኣስተማሲላ
    MOBILE ና _____ናብ መውረድ ጻሕሊ ተቐይራ
    ግን ንባዕሉ ሉቺ ስለ ዝኾነ __ህዝብና ህዝቢ ኤርትራ
    ኩራዝን ሽምዓን___________ መሊሰን ይኽበራ
    ቃልስና ነዊሕን መሪርን ዩ__ 30 ዓመት ይጨመራ
    ካብ ኮሎኒ ኤለትሪክ_______ ወጺእና ኣለና ሓራ !!!

    ጭርሖታት

    ንኻብ ኮሎኒ ኢትዮጵያን ኤሌትሪክን ሓራ ዘውጽኣና ሰራዊትና ክብረትና ዘልኣለማዊ እዩ !!!
    ከም በርበረን ጣፍን ናይ ጥዕና ጠንቂ ዝኾነ ኤለትሪክ እውን ብቓልስና ዓናዊ እዩ !!!
    ሓምሻይ መስርዕ ዝኾነ ኤለትሪክ_______ ካብ ወያነ ጸላኢና, ፈሊና ኣይንርእዮን!!!

  • Wedi Hagher July 18, 2014

    Do you remember a few years ago when Amanuel interviewed someone who said (just paraphrasing) “they were going to bring about change and were preparing for a plot” ? . At the time, during the interview, Amanuel said a telephone was smuggled to them by some justice seekers so that he can interview them. For few days, I thought change was coming soon, may be a matter of days, and was so excited that could not even sleep properly for several nights. I have strong doubts and clues that suggest to me, the writers of the document above are more or less the same people or belong to the same disinformation unit of the regime. They want people to expect a lot and when that does not materialize stop support for the opposition and lose faith in whoever claims working to bring about change. Amanuel may not be aware, but this could be the case.

    The other day, when someone in Assenna reported that in Asmara there was no electricity and the blood bank there had to throw away precious blood donated by people, what actually had happened was the contrary. According to several sources in Asmara, that was the time in months when Asmara got electricity for two consecutive full days. May be someone has reported to Assenna to discredit it. Please make sure that the regime and its disinformation department (03) are not feeding your website with false news.

  • abraham July 19, 2014

    Assena this decleration
    Agenst the gangster HGDEF
    to destroy them is good, but
    the expire date is 20 september
    If the matter is not executed
    on this date you have to think
    about 21st september.

    Abraham

POST A COMMENT