ንልዕሊ ሰለስተ ኣዋርሕ ኣብ ቤትማእሰርቲ ዓዲ ኣቤቶ ተዳጕኖም ዝጸንሑ ኣርባዕተ ጋዜጠኛታት መንግስቲ፡ ብስርዓት ህግደፍ ተሰዊሮም።
ካብ ቅድሚ ሰለስተ ኣዋርሕ ኣትሒዞም ኣብ ቤትማእሰርቲ ዓዲ ኣቤቶ ተዳጕኖም ዝጸንሑ ኣርባዕተ ጋዜጠኛታት መንግስቲ፡ ስርዓት ህግደፍ ናብ ዘይተፈልጠ ቦታ ከምዝሰወሮም ምንጭታት ሓቢሮም።