Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ናይ ተቓወምቲ መርበብ ሓበሬታ ከፊትኩም ብዝብል ክሲ ስለስተ መንእሰያት ተኣሲሮም፡ ኢንተርነት ካፈታት ‘ውን መጠንቀቕታ ተዋሂቡዎም።

ናይ ሲቭል ክዳን ዝለበሱ ኣባላት ሓይልታት ጸጥታ ስርዓት ህግደፍ ብ26 ታሕሳስ 2008፡ ኣብ ኣስመራ ‘ሆሊዉድ’ ኣብ ዝተባህለት ኢንተርነት ካፈ ተጠቀምቲ ኢንተርነት መሲሎም ብምእታው ናይ ተቓወምቲ መርበብ ሓበሬታ ከፊቶም ንዝረኸቡዎም ሰለስተ መንእሰያት ከምዝኣሰሩ ምንጭታት ኣሰና ካብ ኣስመራ ሓቢሮም።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT