Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

መርሓባ ንኹሉ ንፍትሒ ዝነቐለ ዜጋ

ዮውሃንስ ጸጋይ  (ለንደን)  28 November 2013 ዝኸበርኩም ኣንበብቲ፡  ኣብዛ  ሓጻር  ጽሑፈይ፡  ብዛዕባ’ዚ ሕጂ ዝበጋገስ ዘሎ ንቕሎ ንፍትሒን ምትካል ቅዋማዊ ስርዓት ኣብ ኤርትራን፡  ኣብ ቅድሚ’ዚ ማዕበል ሓፋሽ ዝዝርጋሕ ዘሎ ሃሳዪን ምድንጋር ዝዕላምኡን  ጽሑፋትን ዘመተታትን:  ናትና ከም ኤርትራውያን ክኸውን

ዮውሃንስ ጸጋይ  (ለንደን)  28 November 2013

ዝኸበርኩም ኣንበብቲ፡

 ኣብዛ  ሓጻር  ጽሑፈይ፡  ብዛዕባ’ዚ ሕጂ ዝበጋገስ ዘሎ ንቕሎ ንፍትሒን ምትካል ቅዋማዊ ስርዓት ኣብ ኤርትራን፡  ኣብ ቅድሚ’ዚ ማዕበል ሓፋሽ ዝዝርጋሕ ዘሎ ሃሳዪን ምድንጋር ዝዕላምኡን  ጽሑፋትን ዘመተታትን:  ናትና ከም ኤርትራውያን ክኸውን ዘለዎ ግብረመልሲን፡  ኣመልኪተ፡  ንኹሉ ግዱስ ኤርትራዊ  መልእኽተይ  ከሕልፍ  ኢየ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
15 COMMENTS
  • Michael Tedla November 28, 2013

    Ane zgermeni neger nhuluf tarik kalsi enda tetekemka.nlewhat bkelilu ktetalel tkil tkewn neti nai aini msker ke gerka eka ainu ktdefno.gdefo mo ab kalsi dehri natsnet ezom hiji ntsuhst kimeslu zkelakelu zelow ab kedmiom btsotom tasirom kal key awtsu ab asmara bwiski nerom hiji medrek mahber inbelka hteftef yitsnshlkum mare eti btsikum essayas tahateti ikum kqbti zabeye thtetlu Veterans legend eritrea terishinom neskum wei ketelti ekum ember bzabakum zbeki ember tsbuk bakum zezetu yelen.ab hanti tsifti bWeldu Tecle ztetsahfet btami akawit tshfti haki zmela tarikawit meredata nai ekey gebri nai andebrhan beflai memahran santa famiglia tebarirom trah zeikones abei alow bal wedi Zaid bhalafnet nkethtet nabei nai aboka esayas smesl nai awlu shitara gerka men woldu enbelkum mhdad yetrefkum kemu dma weghta salina jeganu gazetegnatat sikilum nai weyane zbl kal ksab tetkemlu alokum melbat telkideaekum tkonu besi lomi ewan gn kesikum kertefu ember tgerwo yeblkumn.

  • Musha November 29, 2013

    ክቡር ኣቶ ዮሃንስ ጸጋይ
    ግሩም ጽሑፍ። እንተኾነ እዞም ትብሎም ዘሎኻ ዓበይቲ ኣያታት፡ ወይ መነሰያት ኣብ ክንዲ ቅኑዕ ሓሳብን ኣረኣእያን ሃልይዎም ኩይኑ ኣብታ ንስኻ ኣቦ መንበራ ዝኾንካ ባይቶ መጺኦም ምሳኽ ኮይኖም ንኽቃልሱ ኣብ ክንዲ መዕዳም፡ ፋሕ ኢልኩም ተቃለሱ ምባልካ ዘስደምም እዩ። ብናተይ ርዲኢት እቲ ትብሎ ዘሎኻ ስኒትን ዕርቅን ብሃገርዊ ዋዕላን ጉባኣኤን ገርና ስለ ዝደምደምናዮ ኩሉ ኣብታ ክንተኽላ ንቃለስ ዘሎና ብቕዋም እትምራሕ ደሞክራስያዊት ሃገር ረብሓ ኣሎኒ ዝብል ወዲ/ጓል ሃገር ኣብ ክሊ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ኣትዩ/ያ ክቃለስ/ክትቃለስ ናይ መራሕትን ደገፍትን ጻዕርን ድለትን ክኸውን ይግባእ። ከመይሲ እዚ ተተኺሉ ዘሎ ሃባድለ ጥራሕ እዩ ንረብሓ ኤርትራውያን ዝውክል። ስለዚ ህርኩታትን ሙዑታትን ደቂ ሃገር፣ ካብዞም ካብ ኢኣ ዝገደዱ ናይ ደንበ ተቅውሞ መራሕቲ(ገለ ኻባኣቶም)ምጥንቃቅ ከድልየና እዩ። ረብሓ

  • aster November 29, 2013

    COME JOIN DEMHIT IN ASMARA. IT IS GRANT THAT YOU WILL HAVE THE BEST TIME OF YOUR LIFE. AS A

    MEMBER OF DEMHIT YOU WILL HAVE ANY ERITREAN GIRL OR WOMAN. IN ADDITION, THE WEAK ERITREAN

    MEN WILL WASH YOUR CLOTHES, CLEAN YOUR HOUSE AND YOUR CAR. SO, COME JOIN TODAY!

  • hiyab November 29, 2013

    ግሩም ኣቃጫጭ ጽሑፍ ኣቶ ዮሃንስ፡ ቅድም ቀዳድም ከምዚ ዓይነት ጽሑፍ ኣብቲ ትኣምኖ መስከረም ኔት ክትልጠፎ ኔሩካ፡፡ እዚ ሽም ለዊጥካ ናብዚ ምምጻእ ኣያካ ኢሰያስ ከማን ኣይሰለጦን፡፡ ብዝኮነ ክርዳድን ስርናይን ብሓደ ኣይኮኑን ዮም፡፡እዛ ከምዚኣ ዝበለት ምንድልሃጽን ሎቕጸይጸይን ኢና ንሕና ደለይቲ ለውጢ ዘይንደልያ ዘለና፡፡መስከረም ዝቦታካ ናብ ኣሰና እንታይ ኣምጸኣካ ስም ተለወጥካ ግብሪ ግን ክትልውጥ ኣይከኣልካን፡፡ድምጺ ሓቅን ሓሶታትን ሓዋዊስካ ምቕራብ ኣይግድን፡፡ እዚ ተግባር ኣያካ ኢሳያስ ዝከሰረሉ ሽጣራ’ዩ፡፡እመን ኣይትእመን ግን ኣቶ ዮሃንስ ጸጋይ ሕጂ መሰረታዊ ለወጢ’ዩ ዘድልየና፡፡

    • waEro November 29, 2013

      I don’t know the writer`s background. But the writing makes a lot of sense.

POST A COMMENT