Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

መርሓባ ንኹሉ ንፍትሒ ዝነቐለ ዜጋ

ዮውሃንስ ጸጋይ  (ለንደን)  28 November 2013 ዝኸበርኩም ኣንበብቲ፡  ኣብዛ  ሓጻር  ጽሑፈይ፡  ብዛዕባ’ዚ ሕጂ ዝበጋገስ ዘሎ ንቕሎ ንፍትሒን ምትካል ቅዋማዊ ስርዓት ኣብ ኤርትራን፡  ኣብ ቅድሚ’ዚ ማዕበል ሓፋሽ ዝዝርጋሕ ዘሎ ሃሳዪን ምድንጋር ዝዕላምኡን  ጽሑፋትን ዘመተታትን:  ናትና ከም ኤርትራውያን ክኸውን

ዮውሃንስ ጸጋይ  (ለንደን)  28 November 2013

ዝኸበርኩም ኣንበብቲ፡

 ኣብዛ  ሓጻር  ጽሑፈይ፡  ብዛዕባ’ዚ ሕጂ ዝበጋገስ ዘሎ ንቕሎ ንፍትሒን ምትካል ቅዋማዊ ስርዓት ኣብ ኤርትራን፡  ኣብ ቅድሚ’ዚ ማዕበል ሓፋሽ ዝዝርጋሕ ዘሎ ሃሳዪን ምድንጋር ዝዕላምኡን  ጽሑፋትን ዘመተታትን:  ናትና ከም ኤርትራውያን ክኸውን ዘለዎ ግብረመልሲን፡  ኣመልኪተ፡  ንኹሉ ግዱስ ኤርትራዊ  መልእኽተይ  ከሕልፍ  ኢየ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
15 COMMENTS
  • Kalighe November 28, 2013

    “ኣንቱም ትማሊ ዝመራሕኩምና፡ ሕጂ ድማ ኣብ ውሽጢ ኮነ ኣብ ወጻኢ፡
    ነቲ ዝተጠልመ መብጽዓ ሰውራና፡ ማለት ምትካል ሓራን ዲሞክራሲያዊትን ኤርትራ፡ ናብቲ ግቡእ
    ቦትኡ ንምምላስ ተላዒልኩም ዘሎኹም፡ መርሓባ! ኣገናዕ! ቀጽልዎ ይብለኩም። ብዙሓት ካልኦት
    ድማ ነዚ ተባዕን ሰናይን ተበግሶ ክትጽምበሩዎ፡ በዚ ኣጋጣሚ’ዚ ይጽውዕ። ”

    They are trying to avoid accountability, nothing else. Bringing back people like Mesfin Hagos and many others like him back to power, will do more harm than good. All those who do not trust them will have no choice but to stick to their guns. Make no mistake, if the so-called army general hand over power to this people, as some in the opposition camp have started to suspect, we will be heading to unknown destination. It will deepen the mistrust and could ignite armed conflicts that could tear the country apart.

    “ኣብቲ ምድላውን መስርሕን ናይ ዝተጠቕሰ ሃገራዊ-ቅዋም ኤርትራ፡ ተገሊልካ ዝነበርካ ኤርትራዊ
    ምንባርካ ዝሰሓትኩዎ ወይ ክጎስዮ ዝደለኹ ጉዳይ ኣይኮነን። እንተኾነ፡ ነታ ሓንሳብ ዝተማህዘት ጎማ
    ዳግማይ ከም ብሓድሽ ክትምህዛ ምፍታን፡ ንጸበባን ስቅያትን ኤርትራዊ ዘናውሕ እምበር ፍታሕ
    ዝህብ ኣይኮነን።”

    This is another severe mistake we should avoid. Let the people decide freely what they want and how they want it. The constitutional process was not inclusive, and the final product was not acceptable even to DIA (even though for a totally different set of reasons), let alone to those who were purposely sidelined and their wishes ignored. Anyone who wants a lasting peace and has Eritrea’s best interest at heart should keep in mind that imposing whatever was done under DIA could be very damaging.
    Tackling all major political issues through constitution is the right approach, but as I understand, it won’t be an easy thing to do this time around. Other than Eritrean sovereignty and it’s territorial integrity, everything else will be subject to debate, review and agreement in a fair and free environment away from back stage manipulations of any political group. Eritrea is at crossroads, a few years from now, it could be in a totally new direction depending on how we handle our national issues at this critical juncture of our history. Building national consensus on some critical issues should be a good way to start looking in the right direction and lay ground for a better Eritrea for future generations.

  • WediHzbiEri November 28, 2013

    Great article john,
    carry on wedi hzbi .

  • 1234gebar November 28, 2013

    ክቡር ጸጋይ ዮሃንስ ብቕሔ-ጽልሚ ዝጸሓፍካያ ጽሕፍቲ ነቢበያ፡ ግርም ጽሕፍቲ። ገለ-ገለ ምግናናት ገዲፍካ። ከም ኣቦ ወንበር ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ንውድብካ ውኪልካ ዲኻ ነዚ ሓዲሽ ማዕበል ጎስጓስ ንሓድነት ትድግፎ ዘሎኻ ወይስ ከም ተራ ኤርትራዊ ውልቀሰብ?። ናይ በይንኻ እምነት ትገልጽ ከምዘሎኻ’ኳ ርዱእ’ዩ። ካብ ምስ ግዜ ተቀዳዲምካ ናይ በይንኻ ደገፍ ምግባር፡ ከም ኣቦ ወንበር መጠን ምስ ውድብካ ተመያጥካ ቓል ናይ ውድብካ አንተተቕርበልና ሕጂ ግርም! ሕጂ ግርም! ምኾነ ነገር።

  • yonas27g November 28, 2013

    BRAVO XEGAY YEWHANS (HAGERAWI ERKI)

  • jemal November 28, 2013

    GEMARI QUINAT BADMA DENKORO GENERAL NAY ISEYAS TEKARIGU!GOD REST HELL.

  • Kalighe November 28, 2013

    ” GEMARI QUINAT BADMA DENKORO GENERAL NAY ISEYAS TEKARIGU!GOD REST HELL.”

    Jemal

    Are you serious ?
    If true it’s a very important piece of news. Wuchu is a monster … a tool of devil.

  • stefanos Temolso November 28, 2013

    ልክዕ ከምዚ ሓው ጸጋይ ዝብሎ ዘሎ ካብ ናይ ደቡብ ኣፍሪቃ ዘይፍለ ሃገራዊ ዕርቂ ዝግበረሉ ኣገባብ ክርከብ ክኽእል ኣለዎ። ንጉስ ሰለሙን ንዅሉ ግዜ ኣለዎ ከም ዝበሎ እቲ ግዜ ናይ ዕርቅን ሰላምን ይመስል ኣሎ። ስለዚ፡ ኤርትራውያን ንዘልኣለም ክንካሰስ፡ ውድበይ ውድብካ፡ ማሕበረይ ማሕበርካ፡ ወገነይ ወገንካ፡ ጕጅለይ ጕጅለኻ ክንብል ግዜና ብከንቱ ካብ ነሕልፍ እነሆ ዳርጋ ሓደ ዘመን (ሚእቲ ዓመት) ሓሊፉ። ኣቱም ሰባት ሚእቲ ዓመት! ኢልካ ክትዛረብ ከለኻ እኮ ሰለስተ ወለዶ ማለት እዩ። ስለዚ፡ ሎምስ ቍሩብ ክስቈረናን ናብ ልብና ክንምለስን ዘለና ኮይኑ ይስምዓኒ። ከም ሓቂ እዞም ናይ ላምፐዱሳ ደቅናን ኣሕዋትናን ብሓቂ ብኣምላኽ ዝተላእኩ ሰማእታት እዮም ክንብል ንኽእል። ምኽንያቱ ኤርትራዊ ንዓ በጃኻ ተኣከብ ኢልካዮ ኣሕልል ዘብለካ ክነሱ፡ ድሕር’ቲ ዘሕዝን ፍጻሜ ላምፐዱሳ ግን ከም ቆፎኡ ከም ዝተተንከፈ ንህቢ እዩ ተፈንዩ። ህግደፍ ድማ መርገጺ እግሪ ስኢኑ ትፋኡ ክልሕስ ተራእዩ። ስለዚ፡ ደቡብ ኣፍሪቃውያን’ኳ ምስቲ ብዝሖም ምስ ጸዓዱ ዕርቅን ሰላምን ገይሮም ይቕረ ክበሃሃሉ ዘይጸገሞም ንዓና ነዞም ቍንጣሮ ዘይንኣክል ንኤርትራውያን፡ እሞ ኸኣ ናጽነት ርኢናን ኣስተማቒርናን ዘይንፈልጥ ህዝቢ፡ ብኸመይ መንገዲ እዩ እሂን ምሂን ምብህሃል ዝጽግመና ዘሎ? ብወገነይ ናይ ነፍስወከፍና ተበግሶ የድሊ’ምበር ዘጸግመና ኣይመስለንን። ንሕና፡ ወላ’ኳ ከምቲ ናይ ቅድሚ ሕጂ ዝነበረና ናብ ትምክሕቲ ዝድይብ ስምዒት ክኸውን ዘይብሉ ክኸውን እንተ ኣለዎ፡ ብርግጽ ታሪኽ ሰሪሕና ኢና። ብሰንኪ ሓደ ግጉይ ዘራጊቶ ዝኾነ ወዲኒ ወይ ናይ ጽርግያ ሰብ’ምበር መራሒ ክብሃል ዘይክእል ሰብ ታሪኽና ናብ ምብራዝ ገጹ ዘቢሉ። ስለዚ፡ ነዚ ዝነፍስ ዘሎ ናይ ሰላምን ዘተን ሃዋህዉ ብግቡእ ክንጥቀመሉን ነቶም ነዚ ጽፉፍ ኣተባባዒ ኵነታት ክዘርጉ ዝደልዩ ድማ ያዕ! ክንብሎምን ለበዋይ አቕርብ። ኣሕዋት! ኵሉ ነገር መወዳእታ ኣለዎ። ብሃገር ድማ ጸወታ የሎን! ገለ ሰባት “ኣበይ ነይሮም እዮም በዓል እከለ ሕጂ ላዕልን ታሕትን ዝብሉ ዘለዉ? በዓል እከለ ገበን ኣለዎም! በዓል መንዶ መንዶ ድማ ከምዚ ዓይነት ጌጋ ገይሮም ነይሮም፡ እከለ ከኣ ተበላጺ እዩ ንስልጣኑ እዩ ጸደፍደፍ ዝብል. . .” ክብሉ ይስምዓኡ እዮም። ኣብዚ ግን ክነስተውዕል ኣለና። ብቀዳምነት ንሕና ፈረዶ ኣይኮንናን፡ ኵሉ ንህዝቢ ዝምልከት እዩ። ገበን ዘለዎ ወይ ኢዱ ደም ዝተጸየቐ ሰብ ድማ ካብ ተሓታትነት ስለ ዘየምልጥ ዘሰክፍ ዘሎ ኣይመስለንን። ከም ካልኣይ ካብ ዓይኒ ህዝቢ ዘምልጥ ነገር ስለ ዘየሎ ንህዝቢ ዝውክልን ዘይውክልን ሰብ ወይ ጕጅለ ክጠፍኣና ኣይክእልን እዩ። ከሎ ገና ንሰባት ክንፈርድ እንተ ዄንና ግን ካብ ህግሓኤ፡ ተሓኤ፡ ህግደፍ ብኸመይ ኢና ክንፍለ? መን ፈራዶ ምስ ገበረናኸ? ስለዚ፡ ኵሉ ጻዕርና ነቲ ዝሳቐ ዘሎ ህዝብና ሩፍታ ዝህብን ሓድነቱ ናብ ምድልዳል ዘቐንዐን ክኸውን ኣለዎ። ንለባም ኣምተሉ ከም ዝብሃል፡ ክቡራት ደቂ ሃገር ኣይንዓሹ! ነቲ ዓቢ ስእሊ ንርአ ኣብ ጓል መንገዲ ኣይነተኵር። እንታይ ኢና ክንደግም!! ወደሓንኩም!!

  • monicasalguero November 28, 2013

    1.Megemeria Endegena nexa newx-ayo nehzbna. 2.Kalay kab kedmi naxneten dehri naxneten ms Isayasn sr-at hisayasn ztemarashú sebat ayndelyomn. 3. Hezbi beku-at ekúm merhuna Elu Ztemahxenom Ember behawri zgber neger haykonen.

    Kemey ze-ameselu Sebat yom beku-at?

    -Heluf geben deybilom.
    -zeyfelaú.
    -Rasist deyconú bekulú shenekat. Haymanot, Auragia, Alet…
    -menti hezbom ksabte-akmom menti ezbom gbresenay degeberun dgeberún zedhanun.
    -Humanity zelowom sebat entedekone nzmexh wn amlak de ayfkedo ember
    keshifxifunan..

  • monicasalguero November 28, 2013

    Hawet ne-aken Yehwatey deki Hewan, Seltan ketexebeken eti abiastewaxho mentihezbkn tewfyo zeloken Doctor Alganesh, Meron, Sherúm kemuwin Amanuel nskatkum ekum beku-at merahtna ktkonú.

    Amanuel ms mesarhtka Hayle Amlak aygadefkúm. Xmkúm hezbna msrahawo-yú mo,hasab lebena yekana-alna.

  • ክፍለየ ሱስ November 28, 2013

    ክቡራት ሃገራውያን ተቃለስቲ ዕርቂ መን ዘይደልዮ ኩሉ ሃገራዊ ይደልዮ ግን እታ ዘረባ ንተዓረቅ ጥራይ ኮይና፣ በሉ ኣብ ሓጺር ግዜ
    ክግበሩ ዘለዎም ክነግረኩም
    1 ህግደፍ ብዕጥቃዊ ቃልሲ ከምዝእለ ዝኣምኑ ዘበሉ ኩሎም ውድባት ይኹኑ ማሕበራት ወከልቶም ይመዝዙ
    2 ሓደ ማእከላይ ቦታ ጌርካ ርክብ ምግባር፣ ህግደፍ ዝእለየሉ መንገድታት ውጥን ይወጽእ
    3 ምቋም መሪሕነት፣ 70% ካብ መንእሰያት ክኸውን ኣለዎ እዚ መበልየይ ክኣ 1 መንእሰይ ዉዑይ ሓይልን ተግባርን ስለዝኾነ 2 ካብ ቂምን ጽልእን ወይ ውድበይ ውድብካ ወይ ጀብሃባ ህዝባዊ ግንባርባ ምባል ነጻ ስለዝኾነ
    4 ኩሎም ክኢላታት ሜድያ ተረዳዲኦም ነዚ ሓድነት እዚ ንምዕዋት ብሓባር ክሰርሑ ክግበር
    5 ጊዜ ከይሃብካ ብርሱኑ ንቅድሚት ከምዝኸይድ ምቅልጣፉ
    ሃየ ንጓየ
    እንተተጋግየ ይእረም

POST A COMMENT