Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

Voice of Assenna: SACTISM – Theft of National Treasure – Part 2, Thursday, Dec 22, 2016

https://www.youtube.com/watch?v=pwNLIVJkl3A&feature=youtu.be

aseye.asena@gmail.com

Review overview
2 COMMENTS
  • DESALEGN December 24, 2016

    ገበናት ኢሳያስ [ህግደፍ] ክንየው 10% እይክኸይድን እዩ!

    ናይ ኢሳያስ [ህግደፍ] ገበን በዚሑ እንተተባሂሉ ልዕሊ 10% ኣይክኸይድን እዩ። እቲ ዝዓበየን ኣብ ቀጻሊ እዋን እዉን ብቐሊሉ ፍታሕ ክርከበሉ ዘይኽእል 90% ብዜጋታት ኤርትራዊያን ዝከየድ ዘሎ ገበናት እዩ። ስለዚ ብዘይ ቀልዓለም ኣብ ኤርትራ ዝፍጸም ዘሎ ገበናት [ናይ ህዝቢ ብሕዝቢ ዝፍጸም ዘሎ ገበናት*] እዩ ኢልካ ክድምደም ይከኣል እዩ።

  • Desalegn December 24, 2016

    ሕሶት (ምምሳል) ትበሃል ነገር ካብ ነብስና ነርሕቕ!

    ኣብዛ ጊዜ እዚኣ ህግደፍ ይኹን ህዝቢ ኤርትራ ምስ ብጥምየት ክመዉት ዝደለየ ጨጓር ከልቢ ሕደ ዓይነት ባህርያት የንጸባርቕ ኣሎ ክበሃል ይከኣል እዩ። ስእነት፧ ሰላም ብምስኣን – ብባህርያዊ ድርቂ – ባልዕ – ስራሕ ብምስኣን ወዘተ ውርደት ዘይኮነ ንቡር ነገር ስለዝኾነ ሲኢነ ምባል ዘሕንኽ ወይ ዘሕፍር ነገር ኣይኮነን እዩ።

    ኤርትራዊያን ግና ኣብ ክንዲ ንዘሎ ኩነት ኣሚናን ተቐቢልናን ንፍታሕ ክንሰርሕ ንፍትን ንዘሎ ጸገማትናን ሽግርናን ሓቢእና ዘይ ንሕና ንምምሳል ዘይንገብሮ ነገር የልቦን እዩ እንተበልኩ ምግናን ኣይክኸዉንን እዩ። ኣብ ክንዲ ሰብ ክንመስል ንፍትን ንጨጓር ከልቢ ወይ ናይ ሓንቲ ምስላ ትቐያይር ነፋሒቶ መልክዕ ለቢስና ክንጉዓዝ መሪጽና ከምዘለና ክንፈልጥ ይግበኣና። እዚ ከኣ ምልክት ድኽመትናን ሕመቕናን ጥራሕ ዘይኮነ ናብ ጥፍኣት ገጹ ይወስደና ከምዘሎ ምፍላጡ ኣገዳሲ እዩ።

Post a Reply to DESALEGN Cancel Reply