Voice of Assenna: Mysterious Boat – Mon, Sept 26, 2016 https://www.youtube.com/watch?v=OFKqceS7a5U&feature=youtu.be September 26, 2016 8:26 pmassenna335160Views SHARE
Teclay September 28, 2016
ጸሎት
ዎ ጎይታይ፣ከምታ ን ክልኦት ፍጡራትካ ዝሀብካዮም ሓንጎል ፣ንዓና እውን ንኡሽተይ ወስ ኣብለልና።
እወ ፣ጃልባ ጠፊኣ ፣ዓቢ ጠፊኡ ፣ቆልዓ ጠፊኡ፣ዘረባ የብሉን ኩሉ ጥፍኣት እዩ።
እዚ ኩሉ ውርደት ናይ በደዊን ራሻይዳ፣ዓለም ዘገረመ ኣብ ከብዲ ባሕሪ ሕርሲ፣፣ኩሉ ውርደት እዩ፣ ኣየናይ ወርደት ከ።
ናይዚ ኩሉ ጠንቂ፣ንስኻ ዘይምዃን(not being yourself) እያ።ባርያዊ ኣትሓሳስባ ተወንዚፍካ ምትቓዕ እዩ።
ዎ ጎይታይ ካብ ባርያዊ ኣተሓሳስባ ኣድሕነና።
TRHAS September 28, 2016
ZEREBA IBRAHIMM .AB ITALY ATEYU ZEIBELL ZELLO . BE TELEPHONE DEYYU REKIBWO .ENTAY HABIERIETA TETEKIMUUU..
TRHAS September 28, 2016
IBRAHIMM EYYU MEJEMERTA HABARRIII REQUAHEIII.