Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

Voice of Assenna: Eritrea 25 Years on – Intv B/General Tekeste Haile, Part 1 – Saturday, April 16, 2016

https://www.youtube.com/watch?v=l1pZpT-15rQ&feature=youtu.be

aseye.asena@gmail.com

Review overview
8 COMMENTS
  • Berhe Tensea April 16, 2016

    B/General Tekheste Haile is an articulate person, thank you for this wonderful interview, and waiting to hear more from him.
    As usual this interview is well recieved in Toronto and we are listening to it in a group format.
    This time around people were not that much sad and the attendees were very peaceful and didn’t do any damage to the establishment out of anger while listening to the shooting sounds as reported by Erena.
    Thank you again.

  • k.tewolde April 17, 2016

    The battle was won a long time ago, but the war still rages on……! Those of us who contributed in the making of this Tyrant,let’s repent collectively and ask for forgiveness, and those of us who recognized him early and challenged him to no avail, let’s continue the course, we are all his victims, in doing so,we will set an example for the young generation to build upon and chart their future.

  • AHMED SALEH !!! April 17, 2016

    The true heroes in front lines who led the struggle are needed at this
    critical moment to mobilize progressive forces within Eritrean army .
    Political opposition movements in diaspora must build a bridge of
    togetherness among Deleyti Fithi within inside-outside Eritrea .
    When both hands have the will to work together the more it gets easier.
    Do not occupy thoughts with the past but rather concentrate on present
    challenges to secure promising future .
    We are together in this task and I am confident the majority will stand
    in support of every compatriot noble efforts against wrongs .

  • Wediare April 17, 2016

    Thank you, B/General Tekeste Haile for impressive interview.

  • Gezae April 17, 2016

    WHO IS CRITICIZING WHO?

  • kidane w/michael April 17, 2016

    B/general Tekeste Haile describes the tyrant leadership in eritrea with adequate knoweldge. He did outstanding job. At the moment, all eritrean have resposibility to save the nation from the tyrant PFDJ leaders. Victory for eritrean people

  • Desalegn April 18, 2016

    ዕለት: 19/04/2016

    ሰላማት

    ኣብ ኣሰና ምስ ብ/ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ንዝተገብረ ቃለ መሕትት ሪኢቶይ ከምዚ ዝስዕብይኸውን

    ኣነ ነዚ ምስ ጀነራል ብ/ተኸስተ ሃይለ ዝተገብረ ቃለ መሕትት ክሰምዖ ፈቲነ ንነገራት ብጽቡቕ ክገልጾ ፈቲኑ እዩ ዝብል ኣረኣእያ ኣለኒ ኮይኑ ግን ኣብ መግለጺኡ ዝበዝሐ ተጋዳላይ ግዳይ እዩ ዝብል ኣረኣእያ ከምዘለዎ ክንርዳእ ኪኢልና ኣለና። ኣነ ከም ሰብ መጠን ነዚ ድሕሪ ናጽነት ንዝነበረ እዋናት ብዓቕመይ ንኽገልጾ ዘጸግመኒ ኣይመስለንን ምኽንያቱ ነቲ ናጽነት ብጉቡእ ንኸስተማቅሮ ጊዝየን ባይታን ብጉቡእ ኽረክብ ኪኢለ እየ ዝብል ኣረኣእያ እዩ ዘለኒ ብጉቡእ ከምዘስተዋዓልኩዎ ክገልጽ ክፍትን እየ።

    እቲ ቀንዲ ጸገም ኣብዝሕጂ ናይ ዉድቀት ደረጃ ኣውዲቑና ዘሎ ናይ ህዝባዊ ግንባር ይኹን ናይ ህግደፍ ሒዘሞ ዝመጹ ናይ እምነት ጉዳይ ክኸውንከሎ ኮይኑ ግን ከም ጀነራን ብ/ተኸስተ ሃይለ ዝገለጾ ንጽህናና እዩ ናብዚ ኣውዲቑና ዝብል ፍጹም ተቀባልነት ዘይብሉ እዩ ምኽንያቱ እቲ ድሕሪ ናጽነት እትው ምስ በሉ ኣብ ግብሪ ከውዕልዎ ዝጀመሩን ጸቂጦም ዝሰርሕሉን ስጋብ ሕጂ ዝስራሓሉ ዘሎ ሓቂ ግን ነቲ ኣረኣእያን እምነትን ናይቲ ዉድብን ዘነጽር እዩ። ኣነ ጸቂጠ ክዛረበሉን ከስምረሉን ዝደሊ ነጥቢ እንተሃለወ ከምዚዝስዕብ እዩ።

    እቲ ቀንዲ ጸገም ዘምጸአ ካብቲ ብደራጃ ዝታሓተ ተጋዳላይ ጀሚሩ ስካብ ኣብቲ ዝላዓለ ጽፍሒ ዝነበሩን ዘለዉን ተጋደልቲ ሒዘሞ ዝመጹ ናይ እምነት ጉዳይ እዩ። እዚ ከኣ ከምዚ ስዒቡ ተጠቂሱ ዘሎ እዩ ብሕጽር ዝበለ “ናጽነት ዝምልከቶ ንተጋዳላይምበር ንሓፋሽ ህዝቢ ኤርትራ ከምዘይኮነ ብንጹር ዝተራእየን ዝተንጽባረቀን እዩ” ስለዚ ብርጋዴር ከምዝገለጾ እምነትናን ንጽህናናን እዩ ኣብዚ ኣውዲቑና ዝብል ኣበሃህላ ካብ ሓቒ ዝረሓቐ ኮይኑ እየ ረኺበዮ። ተጋደልቲ ብሓፈሻ ኣብ 1991 ሒዘሞ ዝመጹ ኣረኣያን እምነትን [ናጽነት ንተጋደልቲ ደኣምበር ንህዝቢ ኤርትራ ዝውክል ኣይኮነን ዝብል ኣረኣእያ እዩ ነይሩ] እዚ ከኣኒ ክሕደትን ጥልመትን ደኣምበር ከምዝተገልጸ ናይ ንጽህና ጉዳይ ኣይኮነን።

    ድሕሪ ጽባሕ ናጽነት ጀሚሩ ኣብ ህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ ኣብ ከተማታትን ሙሁራትን ኤርትራ ከምኡዉን ብፍላይ ኣብ ገጠራት ሓገርና ንዘጋጠመ ዉርደትን ሕስረትን እዚ እልካ ክጽብጸብ ዘይኽእልን ወላ ክትጽሕፎ ምስትፍትን ቦታ ክትረኽበሉ ዘይትኽእል ኣጸጋሚ ስለዝኾነን እቲ ብተጋደልቲ ኣብ ህዝቢ ኤርትራ ዝወረደ ኣደራዕን መከራን ህዝቢ በሓፈሻ ተግበርቱ ብፍላይ ስለዝፈልጥዎ ኣብዚ ምዝርዛሩ ትርጉም ክህልዎ ኣይኽእልን ስለዚ ንሓፋሽ ህዝቢ ኤርትራ ዝበደሎን ዘድመዮን ግዕዙይ እምነትን ኣረኣእያን ናይ ዝበዝሑ ተጋደልቲ ንምኻኑ ዘሕለፍናዮም 25 ዓመታት ዝምስክሩልና ምኻኖም ፈጺመ ኣይጠራጠርን አየ። ፈቲና ጸሊእና እቲ ሓቂ እዚ እዩ ኮይኑ ግን እዞም ንህዝብና ዝበደልዎ መብዛሕቶኦም ተጋደልቲ ኣብዚ ሕጂ እዋን እጭዖም በጺሑ ምሳና ከምዚ ምስ ስምስም ዝተረኽበ ኒሁግ ሃቢሩ ይወቐጥ ዝበሃል ቢሂል ነቲ ሽግርናን ጸገምናን ኣደራዕናን ተኻፈልትን ተቓደስትን ኮይኖም ይርከቡ ኣለው። ንሕና ብወገና ህዝቢ ኤርትራ ኖንያ ነሕዋትና ንጓናዉን ሕማቕ ኣይንምነይን ግን ዘይተርፍ ሓቂ ስለዝኾነ ኢድ ሸናሒት ጸናሒት ኣብ ክንዲ ንብሎም ነሕዋትና ተጋደልቲ ዘይሃሰብኩሞ ረኺብኩም ኣጆኹም በርትዑ ንኹሉ ጊዜ ኣለዎ ክርህወልና እዩ ክብሎም እዩ ዝደሊ ህዝቢ ኤርትራ።

  • Hizbawi Maebel April 19, 2016

    Pure hero. Beal hilna B/G Tekeste Haile.

POST A COMMENT