Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

Voice of Assenna: Entertainment – ላዛታት ስነጥበብ ምስ ኣሰና – Saturday, Nov 29, 2014

https://www.youtube.com/watch?v=A-yKEYmcTe0&feature=youtu.be

aseye.asena@gmail.com

Review overview
4 COMMENTS
  • Mesinas November 30, 2014

    “ከም ስነ ጥበበኛ መጠን ሓላፍነት ኣሎኒ! ሽግር ህዝቢ ከድምጽ፡ ኣብ ጎድኒ ህዝቢ ደው ክብል ሞያይ የገድደኒ’ዩ!” ቃል ህቡብ ስነ ጥበበኛ ምኪኤል ምሕረትኣብ። ናይ ብሓቂ ስነ ጥበበኛ! ብርግጽ ዚኾነ ይኹን ስነ ጥበበኛ፡ ይዕበ ይንኣስ ብዘየገድስ ኣብ ጎድኒ’ቲ ባሕሪ ኮይኑ ዘንብሮ ዘሎ ህዝቢ’ዩ ደው ክብል ዝግብኦ! ምስ ዓማጺ ኣካል ደው እንተ ኢሉ ግን ንነብሱ ካብ ባሕሪ ከም ዚወጸ ዓሳ ክሓስባ ኣለዎ! ምኽንያቱ፡ ሩሕ’ምበር ህይወት የብሉን! ኣገናዕ! ሃብሮም ድምጻዊ ምሕረትኣብ ምኪኤል! ከምኡውን ነቶም ነዚ ከይተሓለለ ንሓርነት ዚቃለስ ዘሎ ሃብሮምን ኣብነታውን ድምጻዊ ምሕረትኣብ ሚኪኤል ናብ መደብ “ላዛታት ስነ ጥበብ” ዘቕረቡ ኣባላት ራድዮ ኣሰና ልዑል ምስጋና ይኹን።

  • Mesinas November 30, 2014

    ድምጻውያን ኤርትራ ዓቢ ንእሽቶኹም
    ንስኻትኩም እኮ ጓሶት ህዝቢ ኢኹም
    ብምልኪ ክሳቐ ኣብ ማሕዩር ህዝብኹም
    ፍንጭራዕ ክትብሉ ልግዐኡ ሰቲኹም
    ብጓይላን ደበላን ተጥፍኡዎ ኣለኹም!

    ድምጻውያን ሃገርና ሓቂታት ንገሩ
    ንውልቀ መላኺ ኣይተቀባጥሩ
    ደጊም ነቒሉ’ዩ ናብታ መቓብሩ
    ብኣረጊት *ባልዋ ኣብ ራዕዲ ኣይትንበሩ *ኣርሓ መፍለስ
    ከምቶም ሓርበኛታት ወትሩ ክትዝከሩ
    ህዝቢ’ዩ ነባሪ ምስ ህዝብኹም ሕበሩ!

  • ERITRAWIT November 30, 2014

    assenna super work keep it up!!!!!
    Mehretab, Hgdef mendef srah natom tfelto eka ajoka. betrey hakes thakek enber neytsber srahka ka kem sahay berkey ydemk eu zelo!!!!!!
    Moralna haf zebelkawo wedi hzbey eka!!!!

  • haile December 1, 2014

    Great work. I love the program. Keep up the good work, the show host. In just few programs…people already loved show.

Post a Reply to haile Cancel Reply