Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

Voice of Assenna: Daily News – እዋናዊ ዜና – Saturday, Nov 26, 2017

a https://www.youtube.com/watch?v=kEr2wNOTsJc&feature=youtu.be Dr Gebre's Presentation on Eritrean Identity https://www.youtube.com/watch?v=xKEWehqoXK8&feature=youtu.be  

a

Dr Gebre’s Presentation on Eritrean Identity

aseye.asena@gmail.com

Review overview
6 COMMENTS
  • Grar November 26, 2016

    እዚ ናይ መጀመርያ ኣይኮነን፤ ናይ መወዳእታ ውን ክኸውን ኣይክእልን እዩ። ቅድሚ ሕጂ እውን ብዙሓት ከምዚ እስላማዊ ጂሃዳዊ ሙኒር ዓብደልቃዲር ኣብ ኢራቕ ሶርያ ከምኡ ውን ምስቶም ኣረሜናውያን እስላማውያን ናይ ሊብያ ተዓስኪሮም ሰብ ይሓርዱን ከም ዓቢድ ይሸጡን ኣለዉ።
    ስለዚ እዚ ሙኒር ዓብደልቃዲር ዝበሃል ከም ኮንዶም ጂሃዳውያን ዓረብ ኮይኑ ሰብ ክልክምን ክመውትን እንተመረጸ እንታይ ዘገርም ኣለዎ። ምኽን ያቱ እቶም ዓበይቲ ዝበሃሉ ኣብ ክንዲ ቅኑዕ ታሪኽን ቋንቋታትን መንነትን ዝምህርዎም፤ “ንሕና ዓረብ ኢና። ቋንቋና ዓረብ እዩ።” : እናበሉ፣ ዘምባል መንነትን ዘልሓጥ ናይ ክራይ ባዕዳዊ ልምድን ስለ ዘውሕጥዎምን ዘውርስዎምን እዩ።

  • Grar November 26, 2016

    Eritrean Woman Who Escaped from ISIS Recounts Her Ordeal

    http://www.memritv.org/clip/en/5748.htm

    ****

  • ጊዝያዊ ሓይሊ ዕማም ማሕበር ሰላም ኣግኣዚያን [ህዝቢ ትግሪኛ] November 27, 2016

    መግልጺ

    ጊዝያዊ ሓይሊ ዕማም ማሕበር ሰላም ኣግኣዚያን [ህዝቢ ትግሪኛ]
    (Peaceful Agazian Association)

    ስርዓት መንግስቲ ህግደፍ ኣውራጃዊ መንነት ኤርትራዊን ብዘይ ሕጋዊ መንገዲ መንዚዑ ናይ ኣውራጃዊ ፍልልያትን ናይ ሕግደፍ መጋበርያ ኮይኑ ከምዝጸነሐ ንኹሉ ኤርትራዊ ዜጋ ንጽር እዩ። ነዚ ስርዓት ህግደፍ ዝመስረቶ ዞባዊ ምምሓዳራት ዝምልከት ሕጋዊ ዝኾነ ኣመሰራርታ ስጋብ ዘይነበሮ ንሕጊ ተጸቢኻ ብሕጋዊ ኣገባብ ንኽፈርስ ምኽኑይ ኮይኑ ስለዘይረኸቦ ሎሚ መዓልቲ ዕለት 28 ሕዳር 2016 ብውግዒ ብመንግስቲ ህግደፍ ቆይመን ዝነበራ ዞባዊያን ምምሕዳራት ኤርትራ ፍሩስ ኮይኑ በቲ ልሙድ ኣጸዋዉዓ “ኣዉራጃታት ኤርትራ” ብዝብል ስም ንኽቖማ ጊዝያዊ ሓይሊ ዕማም ማሕበር ሰላም ኣግኣዚያን [ህዝቢ ትግርኛ] ብዉሳኒኡ ኣጽዲቕ ዎ ኣሎ። ኣብዚ እዋንዚ ነዚ ስጉምቲዚ ክወስድ ዝተገደደሉ ቀንዲ ምኽንያት ቀንዲ ስርሑ ንምጅማር ከም ቀዳማምይ ስጉምቲ ክዉሰደሉ ዘለዎ ናይ ኣዉራጃ መንነት ምርግጋጽ ኣብ ዝብል ስለዘኣምንን ብዘይ ሕጋዊ ኣገባብ ንዝተመንዝዖ ኣዉራጃዊ መንንነት ህዝብና ናብ ዋናታቱ ክምለስ ወሲኑ ኣሎ። በዚ መሰረት ዞባ ዝብል ስም ተሪፉ “ብኣዉራጃ” ዝብል ስም ተተኪኡ ኣሎ።

    ኣዉራጃታት ኤርትራ ብቕደም ተኸተል:

    ኣዉራጃ ኣከለ ጉዛይ
    ኣውራጃ ዓሰብ
    ኣዉራጃ ባርካ
    ኣዉራጃ ሓማሴን – ዋና ከተማ ኤርትራ
    ኣዉራጃ ቃሩራ
    ኣዉራጃ ናቕፋ
    ኣዉራጃ ሰንሒት
    ኣዉራጃ ሰምሃር
    ኣዉራጃ ሰራየ

    ሃገርና ምድሪ ባሕሪ* ዝብል ስም ከምዝነበራን ኣብ ግዜ ግዝኣት ጣልያን እዚ ስምዚ ብኤርትራ ዝብል ስም ክቕየር ከምዝተገብረ ታሪኽ ሃገርና ዝምስክሮ ሓቂ እዩ። ነዚ ስም እዚ ናብ ንቡር ስሙ ንምምላስ ማለት ኤርትራ ዝብል ስም ናብ ምድሪ ባሕሪ* ዝብል ስም ንምቕያር ዝከኣል ጣልያን ዝተኸተሎ ናይ ስም ምቕያር ሕግን ኣገባብን ምዉካስ ስለዘድሊ ከምኡዉን ነዚ ጉዳይዚ ዝምልከት ህዝቢ ኤርትራ ክሳተፎ ኣለዎ ኢሉ ስለዛኣምን ኤርትራ* ዝብል ስም ንግዚይኡ ከምዘለዎ ንኽቕጽል ግዝያዊ ሓይሊ ዕማምም ማሕበር ሰላም ኣግኣዝያን ወሲኑ ኣሎ።

    ዓወት ንሕቢ ኤርትራን! ንማሕበር ሰላም ኣግኣዚያን [ህዝቢ ትግሪኛ]

    ጊዝያዊ ሓይሊ ዕማም ማሕበር ሰላም ኣግኣዚያን [ህዝቢ ትግሪኛ]

  • ጊዝያዊ ሓይሊ ዕማም ማሕበር ሰላም ኣግኣዚያን [ህዝቢ ትግሪኛ] November 28, 2016

    መእረምታ

    መግልጺ

    ጊዝያዊ ሓይሊ ዕማም ማሕበር ሰላም ኣግኣዚያን [ህዝቢ ትግሪኛ]
    (Peaceful Agazian Association)

    ስርዓት መንግስቲ ህግደፍ ኣውራጃዊ መንነት ኤርትራዊን ብዘይ ሕጋዊ መንገዲ መንዚዑ ናይ ኣውራጃዊ ፍልልያትን ናይ ሕግደፍ መጋበርያ ኮይኑ ከምዝጸነሐ ንኹሉ ኤርትራዊ ዜጋ ንጽር እዩ። ነዚ ስርዓት ህግደፍ ዝመስረቶ ዞባዊ ምምሓዳራት ዝምልከት ሕጋዊ ዝኾነ ኣመሰራርታ ስጋብ ዘይነበሮ ንሕጊ ተጸቢኻ ብሕጋዊ ኣገባብ ንኽፈርስ ምኽኑይ ኮይኑ ስለዘይረኸቦ ሎሚ መዓልቲ ዕለት 28 ሕዳር 2016 ብውግዒ ብመንግስቲ ህግደፍ ቆይመን ዝነበራ ዞባዊያን ምምሕዳራት ኤርትራ ፍሩስ ኮይኑ በቲ ልሙድ ኣጸዋዉዓ “ኣዉራጃታት ኤርትራ” ብዝብል ስም ንኽቖማ ጊዝያዊ ሓይሊ ዕማም ማሕበር ሰላም ኣግኣዚያን [ህዝቢ ትግርኛ] ብዉሳኒኡ ኣጽዲቕ ዎ ኣሎ። ኣብዚ እዋንዚ ነዚ ስጉምቲዚ ክወስድ ዝተገደደሉ ቀንዲ ምኽንያት ቀንዲ ስርሑ ንምጅማር ከም ቀዳማምይ ስጉምቲ ክዉሰደሉ ዘለዎ ናይ ኣዉራጃ መንነት ምርግጋጽ ኣብ ዝብል ስለዘኣምንን ብዘይ ሕጋዊ ኣገባብ ንዝተመንዝዖ ኣዉራጃዊ መንንነት ህዝብና ናብ ዋናታቱ ክምለስ ወሲኑ ኣሎ። በዚ መሰረት ዞባ ዝብል ስም ተሪፉ “ብኣዉራጃ” ዝብል ስም ተተኪኡ ኣሎ።

    ኣዉራጃታት ኤርትራ ብቕደም ተኸተል:

    ኣዉራጃ ኣከለ ጉዛይ
    ኣውራጃ ዓሰብ
    ኣዉራጃ ኣቕርደት
    ኣዉራጃ ባረንቱ
    ኣዉራጃ ሓማሴን – ዋና ከተማ ኤርትራ
    ኣዉራጃ ሳሕል
    ኣዉራጃ ሰንሒት
    ኣዉራጃ ሰምሃር
    ኣዉራጃ ሰራየ

    ሃገርና ምድሪ ባሕሪ* ዝብል ስም ከምዝነበራን ኣብ ግዜ ግዝኣት ጣልያን እዚ ስምዚ ብኤርትራ ዝብል ስም ክቕየር ከምዝተገብረ ታሪኽ ሃገርና ዝምስክሮ ሓቂ እዩ። ነዚ ስም እዚ ናብ ንቡር ስሙ ንምምላስ ማለት ኤርትራ ዝብል ስም ናብ ምድሪ ባሕሪ* ዝብል ስም ንምቕያር ዝከኣል ጣልያን ዝተኸተሎ ናይ ስም ምቕያር ሕግን ኣገባብን ምዉካስ ስለዘድሊ ከምኡዉን ነዚ ጉዳይዚ ዝምልከት ህዝቢ ኤርትራ ክሳተፎ ኣለዎ ኢሉ ስለዛኣምን ኤርትራ* ዝብል ስም ንግዚይኡ ከምዘለዎ ንኽቕጽል ግዝያዊ ሓይሊ ዕማምም ማሕበር ሰላም ኣግኣዝያን ወሲኑ ኣሎ።

    ዓወት ንሕቢ ኤርትራን! ንማሕበር ሰላም ኣግኣዚያን [ህዝቢ ትግሪኛ]

    ጊዝያዊ ሓይሊ ዕማም ማሕበር ሰላም ኣግኣዚያን [ህዝቢ ትግሪኛ]

  • ግዚያዊ ሓይሊ ዕማም ማሕበር ሰላም ኣግኣዚያን እዋናዊ መግለጺ ቁጽሪ 1 November 28, 2016

    ዕለት: 28/11/2016
    እዋናዊ መግለጺ ቁጽሪ 1

    ኣብ ዓለምና ካብ ዝተራእዩ መንግስታት ንሃገሩን ንህዝቡን ንኣንጽሩ ኩናት ዘካይድሉ ንዝነበሩን ኣብ ሕብረተሰቡ እዚ ዘይበሃል ህልቂት ሰባትን ዝተፈላለዩ ገበናትን ዝፈጸሙ ይቕረ ክበሃለሎም ዘይኽእል ዓበይቲ ገበናትን ደም ንጹሃን ዜጋታት ኤርትራዊያንን ተጋሩን ዘፍሰሱን ዝሰተዩን ንብሄረ ኣምሓራ ህዝቡን ሃገሩን የሕሊፉ ዝሃበ መንግስቲ እንተሎ ስራዓት ህግደፍ ጥራሕ እዩ።
    ጨንፈር ህግደፍን ግንቦት 7 ኣምሓራን ቀንዲ ጸላእቲ ህዝቢ ኤርትራ ጥራሕ ዘይኮኑ ዓሌት ትግርኛ (ኣግኣዚ) ወለዶ ንምጽናት ብልፍንቲ ይሰርሑ ከምዘለዉ ንሕዝቢ ትግርኛ ካብ ኩሉ ጌዜ ንላዕሊ ነጺሩሉ ኣሎ። ስለዚ ህዝቢ ኤርትራን ህዝቢ ትግራይን ብፍላይ ህዝቢ ትግርኛ (ኣግኣዝያዊ) ወለዶ ዝኾንካ ጸላእትኻ ጨንፈር ህግደፍን ህዝቢ ኣምሓራን ግንቦት 7 ንምግጣም ይኹን ንዝመጽእ ተጻቦኦታት ንምግጣሙ ብኹሉ መዳያት ዕጥቅኻ ድሉው ግበር።

    ዓወት ንህዝቢ ትግሪኛ (ኣግኣዚያዊ) ወለዶ
    ግዚያዊ ሓይሊ ዕማም ማሕበር ሰላም ኣግኣዚያን

  • ግዚያዊ ሓይሊ ዕማም ማሕበር ሰላም ኣግኣዚያን እዋናዊ መግለጺ ቁጽሪ 1 November 28, 2016

    ተበገስ!

    ምስልምና ይኹን ትግርኛ (ኣግኣዚያዊ) ንኤርትራ ሃገሩ ኣምጺእዋ ደኣምበር ከግዕዛን ከጋዕዝያን ፈቲኑ ኣይፈልጥን እዩ። ህግደፍን ጨንፈሩን ምስ ግንቦት 7 ብምኻን ንሃገርና ኤርትራ ናብ ናይ ኣምሓራ ግዝኣት “ንኽመልስዋን ከግዕዝዋን” ጥራሕ ዘይኮነ ከጋዕዚይዎ ለይትን መዓልትን ይሰርሑ ኣለው። ስለዚ ኣስልማይን ትግርኛ ተዛራቢ ዝኾንካ ሕብረተሰብ ብምሉእካ ሃገርካ ናብ ኢድ ባዕዳዊያን ጸላእቲ ኣምሓሩ ግንቦት 7 ብመንገዲ ህግደፍ ንኽይትምለስ እትሰርሓሉን እትዓጥቀሉ ጊዜ ሕጂ እዩ።

Post a Reply to Grar Cancel Reply