Voice of Assenna: Commentary by Dr Gebre Gebremariam – Part 2, Wed, Dec 14, 2016 https://www.youtube.com/watch?v=iudT3WRe8pU&feature=youtu.be December 14, 2016 6:43 pmassenna103394Views SHARE
Desalegn December 15, 2016
ዕለት: 15/12/2016
መግለጺ
ማሕበር ሰላም ኣግኣዚያን ዝብል ንዝነበረ ኣግኣዝያን ዝብል ተሪፍ ንርኢቶታት ህዝቢ ኣብ ግምት ብምእታው ኣብ ክንዲ ኣግኣዝያን ዝብል ካብ ሎሚ ዕለት 15/12/2016 ጀሚሩ ትግርኛ ሕብረተሰብ* ብዝብል ብምትካእ “ማሕበር ሰላም ትግርኛ ሕብረተሰብ Peaceful Tigrinya Community Association” ተባሂሉ ንኽጽዋዕ ተወሲኑ ኣሎ።
ግዝያዊ ሓይሊ ዕማም ማሕበር ሰላም ትግርኛ ሕብረተሰብ