Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

Voice of Assenna: ‘A week is very long in politics’ – Nonetheless, 25 yrs is very short for Dictator Isaias, Thursday, July 2016

https://www.youtube.com/watch?v=a0--e_R4vuk&feature=youtu.be

aseye.asena@gmail.com

Review overview
1 COMMENT
  • Desalegn July 19, 2016

    ክልተ መናቱ!

    [ተቓዋሚ ደጋፊ] እንታይ እዩ እቲ ጉድካ፤
    ይሰርሕ ኣለኹ ዲኻ ትብል ዘለኻ ወይስ ዘረባ ተወልፍካ፤
    ትሰርሕ እንተሊኻ እንታይ ኢኻ ኣብ ባይታ ቀይርካ፤
    ምስራሕ ማለትኮ ገለ ለውጢ ምስ ተምጽእ እዩ ኣብ ሕብረተሰብካ፤
    ህዝብን ሃገርን ክትረብሕዶ ኣይኮነትን እያ ነይራ ሕልምኻ፤
    ግና ኣይከኣልካን ንኹሉ ትስእኖ ኣለኻ ተዓሽኻ፤
    ህግደፍ ኩን ተቓዋሚ ብዘየገድስ ንወላ ሓደ ኣይጠቐምካን ኢኻ፤
    ኣይኮነንዶ ንሕብረተሰብ ኣይተድሕናን ኢኻ ነታ ነብስኻ፤
    ነካይዳኻ ብኹለንተንኡ ቀይሮ ኣይት ስነፍ ኣጆኻ፤
    ስመር ሓደ ኹን ኣበጁ ሂወትካ ጊዜኻ፤
    እታ “ሃገር” እኮ ሓደ እያ ትብጸሓካ ንኹልኻ፤

    ዓወት ንደለይቲ ፍትሒ!

Post a Reply to Desalegn Cancel Reply