Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

Voice of Assenna: ኤርትራ ድሕሪ 50 ዓመታት – Mon, Jan 16, 2017

https://www.youtube.com/watch?v=cgvgbj6bjOA&feature=youtu.be

aseye.asena@gmail.com

Review overview
4 COMMENTS
  • ጊዝያዊ ሓይሊ ዕማም ማሕበር ሰላም ትግርኛ ሕብረተሰብ January 19, 2017

    ናይ ኣግኣዚያን ጎስጋስን ምንቅስቓስን ኣንጻር ኤርትራን ህዝባን ምኻኑ ተቓወምቲ ወይ ደለይቲ ፍትሒ ኢና በሃልቲ ኤርትራዉያን ኣጸቢቆም ፈሊጦም እንከለዉ ንምንታይ እዮም ተቃዉሞኦም ዘየርኣዩ???

  • ጊዝያዊ ሓይሊ ዕማም ማሕበር ሰላም ትግርኛ ሕብረተሰብ January 19, 2017

    መሰረታዊ ሕቶታት ንኹሉ ኤርትራዊ ዜጋ

    ተቃዋሚ እየ ትብል ናይ በሓቂ ዲኻ ተቃዋሚ፥ እዚ ሕቶታት እዚ ዝያዳ ነዓኻ ይምልከት ጥራሕ ዘይኮነ ምስኻ ንምግጣም ከም መበገሲ ቀሪቡ ከምዘሎ ፈሊጥካ ተበገስ፥ ብፍላይ ፈላጣት ኢና ወይ መራሕቲ ዉድባት ኢና ትብሉ ሃየ ሓቢርና ንዘቲ።

    1. መግስቲ ኤርትራ ጸላኢ ህዝቢ ኤርትራ ድዩ?
    • ስለምንታይ?

    2. ነዚ ተጠንቂካ መልስኻ ሃበሉ። መልስኻ ጸላኢ ዝብል ምስ ዝኸዉን፤ ንናይ ዉሽጢ ጸላኢ ዲኻ ኣብ ቀዳምነት ሰሪዕካ ቃልስኻ ተካይድ ወይስ ካብ ግዳም ክወረካን ህላወኻ ከጥፍእ ንዝመጽኣካ ጸላኢ ቀዳምነት ሂብካ ቃልስኻ ተካይድ?

    • ስለምታይ?

    *ነዚ ቀሪቡ ዘሎ ሕቶታት መልሲ ካብ ህዝቢ ምስ እተዋህቦ መደምደምታ ክወሃበሉ ስለዝኾነ ኩሉ ሰብ ንኽሳተፎ ብኽብረትኩም ሸር ግበርዎ።

    ጊዝያዊ ሓይሊ ዕማም ማሕበር ሰላም ትግርኛ ሕብረተሰብ

  • ጊዝያዊ ሓይሊ ዕማም ማሕበር ሰላም ትግርኛ ሕብረተሰብ January 19, 2017

    መን እዩ ጸላኢ ህዝቢ ኤርትራ

    1. መንግስቲ ኤርትራ ንህዝቡ ካብ ግዳማዊ ጸላእን ወራርን ዝከላኸል ዘሎ?
    2. ተቓወምቲ ወይ ደለይቲ ፍትሒ ኢና በሃልቲ ናይ ህዝቢ ሓድነት በቲኾም ንህዝቢ ኤርትራ ንጸላኢ ዘቃልዑ ዘለዉ?
    *ንኹሉ ህቶታትና መልሲ ክንህበሉ ምኻና ንሕብር።

    ጊዝያዊ ሓይሊ ዕማም ማሕበር ሰላም ትግርኛ ሕብረተሰብ