Voice of Assenna: ኣይረሳዕናዮን! The Suffering & Pain of Eritrean Victims in Sinai & Sahara Shall Never be Forgotten, Wed, May 04, 2016 https://www.youtube.com/watch?v=cT22T2LVkbs&feature=youtu.be May 4, 2016 5:29 pmassenna101941Views SHARE
Gobo May 4, 2016
እወ ኣየረሳዕናዮን፣
እቲ እቶም ንባርነት ኤርትራ ሰጊሮም፣ ኣብ ባርነት ወይ ዓቢድነት መገዲ ዓረብ: ካብ ሱዳን ስጋብ ግብጽን ሊብያን፣ ኣብ ትሕቲ በዲኒ ዓረብን ራሻይዳን ዝወደቑን ዝተመቕሑን፣ ደቂ እዛ ኣብ ኣፋፍ ገደል ኮይና ተእዊ ዘላ ኤርትራ።
እወ፣ እታ ኩሉ ቆልዓን ኣረጋውያንን ፈንፊንዋ ሃጽ ዝብሉ ኤርትራ።
እወ፣ እቶም ናይ ድያስቆራ ህግደፋውያን ከይተረፉ፣ ምስ ደቆም ከይዶም ክነብሩላ ዘይደልዩ፤ ግና ብመልሓሶም ዝሕስዉላ ሀገረ ባርነተ ኤርትራ።