I salute our respected father for defying the odds and speaking the bitter truth. Courage and audacity is what we expect of every genuine Eritrean at this time. Thumbs up again!! I guess this is strong wake up call to those who have buried their head like an ostrich(members of the Eritrean defense forces) in particular and a hammering political blow to our so-called “intellectual apologists” of the regime in general.
geme October 29, 2018
እቲ ናይ መጀመርያ ለውጢ ፣ፍርሂ ምስባር እዩ እሞ ነዞም ራዕዲ ዝጣሓሱ አቦ ንሳዕቦም!!
Anghesom Ghebrejohannes October 29, 2018
ክቡር እባ ተስፋሚካኤል ተወልደ ! ክብርን ሞጎስን ይብጻሕኩም።ሒዝናዮ ዘለና መድረኽ እዋን ሓቅን እውነትን ጽንዓትን ኢዩ።ኣብ በዓል ዓመታዊ ንግደት ቅዱስ ሚካኤል ሠገነይቲ ምእንቲ ሓልዮት ድሕነት ሕዝብናን ሃገርናን ዘቕረብኩምዎ መንፈሳዊ ምዕዶን ምኽርን መሰታ የብሉን።ኣገናዕ ! ኣደ ወሊዳ ትምከን።ኣብ ውሽጢ ሓጺር ጊዜ ድሕሪ ናይ ብተባዕ ተቓላሳይ ብርሃነ ኣብርሀ ስጒምቲ ዝተወሰደ ብምዃኑ ንሕዝቢ ኤርትራ ድርብ ደበስ ኢዩ።ኣምላኽ ይሓግዝኩም ዘወትር ኣብ ጎድንኹም ኣለና።ዓወትና ከኣ ብሓይሊ ኣምላኽ ናይ ግድን ኢዩ።
መፍቀሬ ኢየሱስ October 29, 2018
በሓቂ መንቅብ ዘይርከቦ መልእኽቲ። ክህነትስ ተቢዕካ ሓቂ እንተ ተዛረብካሉ እንደኣሉ ዝምዕርግ!
ኽቡር ኣባ ተኽለሚካኤል ክብ ዝበለ ምስጋናን ኣድናቖትን ተቐበሉ።
ኩላትና ኤርትራውያን ንፍትሕን ንይቕሬታን ንዕርቀ-ስኒትን ክንሠርሕ ይግባእ።
Tes October 29, 2018
The best ever!I Salute u Father. What a courageous and true religious person. This shows the beginning of the end of Iseyas and his zombies
Simon G. October 29, 2018
ኣባ ተኽለሚካኤል ተወልደ:
ናይ ኣናብስ ኣንበሳ!
መራሒ ሃይማኖት ማለት ከምዚ እዩ።
FM October 30, 2018
ኣባ ተክለሚካኤል፡ ብሓቂ ውሉድ ኣቡነ ኣብርሃ ፍርንስዋ በዓል ሠናይ ዝኽሪ ንሰበ-ሥልጣናት ሓቂ ዝተዛረቡ። ከም ነቢይ ንኃያላት ክትግስጹ ንድኹማት ክተጸናንዑ ንመላእ ሕዝቢ ኤርትራ ድማ ተስፋ ክትህቡ ዘለዓዓለኩም ኣምላኽ ጽላሉ የንብረልኩም ተልእኦኹም ንምቕጻል ጥበብ መንፈስ ቅዱስ የስንኹም። “ቃል መስቀል ነቶም ዚጠፍኡ ዕሽነት እዩ።፡ ንኣና ንእንድኅን ግና ኃይሊ ኣምላኽ እዩ… ስለዚ ዓለም ብጥበባ ንኣምልኽ ብጥበብ እምላኽ ገይራ ካብ ዘይፈለጠቶ ኣምላኽ ነቶም ዚኣምኑ ብናይ ስብከት ዕሽነት ገይሩ ከድኅኖም ፈቐደ።” (1 ቆረ. 1፡19, 21)።
Temesgen October 30, 2018
I salute our respected father for defying the odds and speaking the bitter truth. Courage and audacity is what we expect of every genuine Eritrean at this time. Thumbs up again!! I guess this is strong wake up call to those who have buried their head like an ostrich(members of the Eritrean defense forces) in particular and a hammering political blow to our so-called “intellectual apologists” of the regime in general.
Amanuel October 30, 2018
I respect speritual leader. We need such responsibility. I have never heard ever such news in eritrea. Thanks!