Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

VOICE OF ASSENNA: መግለጺ ኣምባሳደር ኣድሓኖም ገ/ማርያም ኣብ ዝኽሪ ጀጋኑ ኤርትራ ዋሺንግተን ዲሲን ከባቢኣን – 24 መጋቢት 2018

https://www.youtube.com/watch?v=iozOijkcrF8&feature=youtu.be

aseye.asena@gmail.com

Review overview
1 COMMENT
  • ሚኪ April 4, 2018

    ንስኻ ናይዞም ኣብ ዋንጣ ብላሽ ዝጠፉኡ ትሓስብ ትኸውን። እቶም ንሶም ዘጥፍእዎምከ መን እዩ ክዛረበሎም? ኢድ ጸናሒት ሸናሒት።

    • Million April 5, 2018

      Dear Miki.

      Revenge is not the answer for Eritrean’s problem. If we follow eye for an eye policy, our problems can only get worse. Lets follow the South Africans way of reconciliation than the Somalian way of destruction. Above all our Lord Jesus said “መሓርቲ፡ ምሕረት ኪረኽቡ እዮም እሞ፡ ብጹኣን እዮም።” Matthew 5:7.

      God bless Eritrea

    • ትንሳኤ ሕዝባና April 7, 2018

      ተጋጌየ ኢየ፡ ሕጂ ግን ይኣክል፡ ናብ ቅኑዕ መገዲ ክምለስ፡ ከም ዓቕመይ ክኽሕስ፡ ዝብልዶ ይሓይሽ (ከም በዓል ድሩዕ)፡ወይስ ሓንሳብ ተጋጊየ ኢየ እሞ ንድሕሪት ምምላስ የልቦን ክቕጽሎ ኢየ ዝብል ይበልጽ (ከም ኢሳያስ)?።መልሲ ናባኻ ዝኸበርካ ሚኪ።

  • Berhane Haile April 6, 2018

    ተስፋ እገብር ሓደ መዓልቲ ኸኣ ብዛዕባ በዓል ሙሴ ብኸመይ ከም ዝጠፍኡ ትገልጾ ትኸውን። እዛ ክንዛረብ ኣይደለናን ትብል መግለጺ ውጽእቲ ናይ ህግሓኤ ሜላ እያ። ጕዳይ ምንቅስቓስ 73 ብዘይሕብእብእ ትገልጾ ትኸውን።

Post a Reply to Million Cancel Reply