Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

VOICE OF ASSENNA: ሓበሬታ ብዛዕባ ሓድሽ ቻነል ኣሰና – ASSENNA NEWS – subscribe

https://www.youtube.com/watch?v=VCIgqt9kmB8&feature=youtu.be

aseye.asena@gmail.com

Review overview
5 COMMENTS
  • Godaif June 23, 2018

    Congratulations to the people of Ethiopia. You made a Quite-Revolution possble that the whole world heard loud and clear. Ethiopians have overcome fear, nothing will stop them from the march to freedom and justice.
    Your actions and example will tremble every dictator in the Horn of Africa in his boots and sandals.
    Long live the spirit of Ethiopia and the Ethiopians.

    To my Tigrayan-Weyane brothers and sisters:
    27 years in power is more than enough, please accept the verdict of the Ethiopian people, and give a chance to peace and to the young Ethiopian leaders. You have waited a century after Emperor Yohanes IV and ruled Ethiopia without a challenge for 27 years. 27 years is more than enough! Nothing lasts forever. Say, thank you to the Ethiopian people.

    Peace to Ethiopia and the Horn of Africa.

    • Michael Tesfamariam June 24, 2018

      Your witchfull thinking will help you only to realise worst nightmare is coming to haunt these irresponsible and feckless Ethiopans who put Abiy Ahmed Shek Biladen in power he is not up to.

  • Aman June 24, 2018

    ኣብ ታሪኽ ኣፍሪቃ ከምዚ ጌሩ ንሰላም ዝሰብኽ መራሒ ሰሚዐ ኣይፈልጥን። ካብ ኣምላኽ ዝተላእከ’ዶ ክብሎ። ንኣና ንኤርትራውያን’ውን ካብ መቑሕ ባርነት ከገላግለና ዝመጸ ኮይኑ ይስምዓኒ ኣሎ። እወ ኤርትራውያን ተደናጊርና ኣለና። ዳግም ናብ ኢትዮጵያ ገጽና ኢድና ንህብ ዘለና ኮይኑ ይስምዓኒ ኣሎ። ንሱ ጥራይ ዘይኮነ ንገለ ክፋል ህዝቢ ኢትዮጵያ ( ብፍላይ ድማ ህዝቢ ትግራይ) ጸላእትና፡ ካልእ ክፋል ኢትዮጵያ ፈተውትና ዝዓይነቱ ኣዝዩ ኣነዋሪ ዝኾነ ፕሮፖጋንዳ ክንፋሕ ንሰምዕ ኣለና። ብርግጽ ኤርትራውያን ተደናጊርና ኣለና። ኣብዚ ኣዝዩ ተሃዋሲ ዝኾነ ናይ ኢትዮጵያ ፖለቲካዊ ዳይናሚዝም፥ እንተኺእልና ኩሉ ህዝቢ ኢትዮጵያ ብሓደ ኮይኑ ናብ ደሞክራስያዊትን ሰላማዊትን ሃገር ክሰጋገር ሓገዝና ክንበርክትን ካብኦም ተማሂርና ካብዚ ወሪዱና ዘሎ መስገደል ክንገላገል ቃልስና ክነደንፍዕ ዝግበኣና ክንሱ፡ ኣብ ጉዳይ ኢትዮጵያ ኣቲና ብፍላይ ነቲ ንናጽነት ኤርትራ እጃሙ ዘበርከተ ህዝቢ ትግራይ ምስቶም ከጥፍእዎ ዝህንደዱ ዘለዎ ሓይልታት ተሻሪኽና ንጥፍኣቱ ንህንደድ ኣለና።
    ዓገብ! ጽባሕ ዘጣዕስን ከቢድ ዋጋ ዘኽፍልን ታሪኻዊ ጌጋ እዩ። ደቂ ሃገረይ ነስተውዕል። ብመንግስትናን ደግፍቱ ኢና በሃልቲን ኣብ ታሪኽ ህዝቢ ትግራይን ህዝቢ ኤርትራን ዓቢ በሰላ ዝገድፍ ፕሮፖጋንዳ ይንዛሕ ኣሎ። እዚ ዕዳ’ዚ መን ክኸፍሎ እዩ?
    ሎሚ “ተጋሩ ጸላእትና፡ ኣምሓሩ ፈተውትና” ኢሎም ዝምድሩ ኤርትርውያን ክትሰምዕ ከለኻ፡ ናይ ታሪኽ ስጊንጢር እዩ።
    ግን፡ ንምንታይ ኣብ ከምዚ ዓይነት ሕሱር ዝኾነ፡ ዓዲ ዘየጋብር ተግባራት ንዋሳእ ኣለና።
    ዓገብ! ደጋጊምካ ዓገብ ክበሃል ይግባእ።

  • Hidat June 24, 2018

    ሕዝቢ ኤርትራ ምስ ህዝቢ ኢትዮጵያ ጽልኢ ሃልይዎ ኣይፈልጥን ምስቶም ገዛእቲ እምበር ከምቲ ኣብ ልዕሊ ሃይለስላሴ ን መንግስቱን ዝነበረና ጽልኢና ኣብ ልዕሊ ወያነ ከ ከመይ ኢሉ እዩክፍለ እዚ ግን ሕጂ ዉን ምስ ሕዝቢ ትግራይ ጽልኢ ኣየሰምዕን።ወያነ ንሕዝቢ ኤርትራ ጥራሕ ዘይኮነ ንሙሉእ ቀርኒ ኣፍሪካ ዝሐመሱ ኣብታሪክ ገዛእቲ ዳግማይ ኩናት ወሊዖም ምስ ዓረፈ አይ ኩናት አይ ሰላም ዶብ ከየሕንጸጽ ሓንጊዶም ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ይኩን ኣብ ልዕሊ ሃገሮም ኢትዮጰያ እዚ ኢልካ ክትጽብጽቦ ዘጸግም በደል ዝፈጸሙ ጉጅለ ገዛእቲ እዮም ኣብዚ ሃስያን በደልን ሕዝቢ ትግራይ ዉን ብዝከፍኣ መልክዑ ተበዲሉ እዩ።ብጥሙዩ ከም ዝጸገበ ብዕርቁ ከም ዝተከደነ ኣምሲሎሞ እዚ ከኣ ነቲ ሰሪቁ ዘይኮነ ነቲ። ዝበዝሓኣብ ዝከደ ከይዱ ጽዒሩ ዝበልዕ ሕዝቢ ትግራይ ኣብ ዓይኒ ሰብ ኣእትዮሞ።ጸብጽብ ተዝብሃል ወያነ ንሓደ ጉጅለ ? ንሓደ ብሄር?…….ንሓንቲ ሃገር? ጥራሕ ዘይኮነ ንነፍሲ ወከፍ ገዛ እዮም በዲሎሞ ምበልኩ ።እሞከድኣ በቲ ዘዉረድዎዕንወት መጠን ሰብ ጸርጸር እንተበለ ይታሓዞ ዶ ኣይፋሉን።ንህዝቢ ኤርትራ ጥራሕ ዘይኮነ ንሕዝቢ ኢትዮጵያ እውን ስለ ዝበደልዎ ነዚ ሕጂ ንሰላም ዝእንፍት ሃዋህዉ ወሊዱ።እቶም ንወያነ ከም ንጹሃትሽሞም ሸም ባዕሎም ኣይተልዕልዎም እንዳበልኩም ትሕለቁሎም ዘለኩም ምሕረት የዉርደልኩም።እቶም ዝበደልዎ ከይረሳዕና ግን ገዲፍና ከመይ እታሰላም ኣብ መንጎ ከልቲኡ ሕዝብታት ትመጽእ ንጽዓር ትብሉ ዘለኩምክኣ ኩሉ ሰብ ክሰምዓኩም እትስፎ።ልዕሊ ኩሉ ናብ ሕዝቢ ትግራይ ዝቀንዐ ዘየድሊ ጸርፍታት ኣዝዩ እዩ ዘታሓሳስበካ እዚ ግን ሕጂ ድሕሪ ኩናት ዝጀመረ ዘይኮነ ካብ ቀደም ንሰምዖ ዝነበርና ኢዩ……
    ..ቆመላት….ረሳሓት……..ጠዋያት ልቦም……ጥልየን ርጉማት ጎረቤት ገዲፈልኩም እከይድ ኣለኩ ኢልና ነይሩ……
    ወ.ዘ.ተ ዘረባታት ትሰምዕ ሕጂ ክትሓስቦ ከለካ ግን ርስሓትን ቁማልን ካበይ ይመጽእ እንድሕር ደኪካ ስኢንካ መቁማልን ምርሳሕን ዘይኮነምጥማይ ዉን ኣሎ ድሕሪኡ በዓጸቦ ጥምየት ምርጋፍ….ሕዝቢ ትግራይ በሰንኪ ገዛእቲ ካብዚ ሓራ ንምዉጻእ ቃልሲኣበጊሱ ተዓዊቱ ኣብ መነባብሮ ዉን ዘይክሓድ አወንታዊ ለዉጢ ኣብ ትግራይ ጥራሕ ዘይኮነ ኣብሙሉእ ኢትዮጵይ ተራእዩ።ደሓር እንደሞ ፋሕ በለ………ሰለምንታይ……ማንታ መርገጺ ወያነ ዓባይ ትግራይ ንመስርታ ዶ ዋላ ኣይፋል?…….ጸቅጢ ሐያላት ሃገራት ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፋሪቃ……..ንታሪክ ገዲፍና እቶም ቆማላት ጋዕጋዓት እንዳበልና ነጻረፍ ዘለና ከዳንና ዘይኮነ ርእስና ረሲሑን ጋዕጊዑን ከይከዉን ንሕሰበሉ።ኣነ ብዉልቀይ ንብሙሉኡ ሕዝቢ ትግራይ ጠዋይ ልቡ ሐሳድ ……እዩ ኢለ ኣይኣምንን።ኣክንዲ ልቦም ጥዉይዋይ እዩ ምባል ካባና ንላዕሊ ጎርሓት(Smart)ድዩ ዝብሃል ክይኮኑ ካብ ዝሓለፈ ተማሂርና ጥንቁቃትን ጎራሓትን ንኩን።እቲ ጥልያን ሕሱማት ጎረቤት ገዲፈልኩም ከይደ ኢሉ ነይሩ ዝብሃል ዘረባ ብሓቂ ኢሉ ተነይሩ ግን ፕሮፕዮ ጥልያን እንታይ ኣእተዎ ገዛእቲ ነዚሖሞ ዝከዱ ሓደ ካብቲ እከይ ተግባራቶም እዩ።እቶምዓጋመ እንዳበልና ክንጻረፍ ንዉዕል ግን”ዘየቡኡ ዝጸርፍ ሲ ነቡኡ ከጽርፍ”ዩ ነገሩ።ናብ ሰላም ነማዕዱ ዓወት ንሓፋሽ ሕዝብታት ቀርኒ ኣፍሪካ

  • Wedi Hagher June 24, 2018

    “ዓገብ! ጽባሕ ዘጣዕስን ከቢድ ዋጋ ዘኽፍልን ታሪኻዊ ጌጋ እዩ። ደቂ ሃገረይ ነስተውዕል። ብመንግስትናን ደግፍቱ ኢና በሃልቲን ኣብ ታሪኽ ህዝቢ ትግራይን ህዝቢ ኤርትራን ዓቢ በሰላ ዝገድፍ ፕሮፖጋንዳ ይንዛሕ ኣሎ። እዚ ዕዳ’ዚ መን ክኸፍሎ እዩ?”

    Aman

    Eritreans have no freedom to speak about their own problems, let alone about Tigray and Ethiopia. They are living under absolute dictatorship.
    Supporters of Higdef, who are now a minority, have no clue what they are talking about. They just parrot the regime’s propaganda machine.
    If Tigrayans feel bad about what Iseyas is saying and doing, they need to help his victims.
    While Weyane keep the Eritrean opposition camp in disarray, they cannot complain about what Eritreans say about them. If they really care about Eritreans, they have to stop dividing the opposition groups along ethnic lines.
    They have to stop purposely marginalizing organization that look like Eritrea.
    They have to stop supporting ethnic based groups. They have to stop settling their people on Eritrean sovereign land.

Post a Reply to Wedi Hagher Cancel Reply