VOICE OF ASSENNA: ኩሎም ኣብ ስደት ዝነብሩ ስድራቤታትን ኤርትራውያን ብሓፈሻን ብቐዳምነት ክነቕሑሉን ንምፍትሑ ክዝትዩሉን ዘለዎም ኣገዳሲ ጉዳይ https://www.youtube.com/watch?v=RFMD9Tx_r_Q&feature=youtu.be November 30, 2017 7:36 pmassenna354585Views SHARE
stefanos temolso December 1, 2017
ካብ ዓዲ ነፊጽና ደቅና እንተጥፋእና እንታይዩ ጥቕሙ? ትብሊ ኣለኺ። ብሓቂ ከምኡ ትሓስቢ እንተ ኣሊኺ ጥቕሊልኪ ንዓድኺ ተመለሲ። እቲ ካብ ኤርትራ ዝስደድ ዘሎ መንእሰይ ስለ ዝሓሰሞ ጥራይ ዝረኸበ ይርከበኒ ኢሉ ፈጽ ይብል ኣሎ። እቶም ቀደም ዝብ ግዜ መግዛእቲ ዝመጻእኩም ግን ንዓድኹም ኣይተመለስኩምን። ማይ መን ኣብነት ክወስድ ትደልዩዎ መንእሰይ። ዝቐደምኩም ከደምቲ ህግደፍሞ ተመለሱ፡ ሽዑ ሕተቱ።
Asefaw G.kidan December 2, 2017
well done Senait I am proud of you
tekle December 2, 2017
real and peactical information