Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

aseye.asena@gmail.com

Review overview
13 COMMENTS
  • ተወልደመድህን January 18, 2014

    ክሳብ ሎሚ’ኳ ወዲ ቫካሮ ናይቲ ዝወድቕ ዘሎ ስሮኣት መተካእታ ማለት ህግደፍ ወዲቑ ካልእ ሽምን ሰባትን ሒዙ ምስሊ ህግደፍ ክቅጽል ዝተደለየ ል ኡኽ’ዩ በሃላይ ኢየ ጸኒሀ።ሕጂ ግን ኣብዘን ሰለስተ ክፋልት ዝሰማዕኩዎ ብሃቂ ንህግደፍ ፎእ ዝበለ ሰብ ምኳኑ ኣስተውዒለ።ብራቮ ወዲ ቫካሮ ……ኣስፒዳለ ኣብ ኣኤርትራ ንምስራህ በቲ ናይ ሳን ራፋይለ ካህን ዝበሎ ከኣ ሃቂ’ዩ።እቲ ካህን ኣብ ሃደ ናይ ጢልያን ቴቭዝን ብዛዕባዚ ጉዳይዚ ሕቶ ቀሪቡሉ ብእዝነይ ሰሚዐዮ ኣለኹ።እቲ ሕቶ ሃያል ኣንተነበረ፡”ስለምንታይ ኣብ ኤርትራ ክትሰርሑ መሪጽኩም ” ንዝብል ህቶ። ..”ቅድሚ ኩሉ ሞራላዊ ግዴታና’ዩ።በቲ ናይ ኮልኒይላዝም ዝሃሰናዮም ብዙሕ’ዩ።ብሰንኩ ከኣ ክሳብ ሎሚ ግደ ኩናትን ስቓይን ይኾኑ ኣለው።ቀጺሉ ከኣ ክሳብ ሎሚ ኣብ ኩናት ዝጸንሑ ሃገዝ ዝደልዮም ኢዮም።ቀጺሉ እቲ ህዝቢ ብቅሩብ ሃገዝ ቀልጢፉ ካብጸገሙ ክገላገል ዝኽእል፡ዝኾነ ኮይኑ ዓለም ካብዝንውጻ ዘሎ ኣሉታዊ ኣረኣእያ ነጻ ዝኾነ ህዝቢ’ዩ…..” ዝብል ምላሽ ሂቡሉ።እዚ ውደሃንኩም።

  • EriView January 18, 2014

    I saw our first lady for the first time on EriTV. I am not sure why the dictator decided to do that today. Is it because he had no choice because the Sudanese first lady had to be accompanied? No, because usually Askalu or Luul Ghebreab were assigned to do that. So what changed today? I don’t know, may be his mood changed when he got up in the morning. Dictators’ actions are dictated by moods and not norms and protocols.

    • selamawit January 21, 2014

      SHE IS NOT “our first lady”! you mean:
      -the wife of sadist killer, who trys to destroy eritrean people
      -a mother of three enjoying life and watching while the children of others
      are tortured and sold to bedouines by her husband.

      some people (men and women) only pretend to be “soft” but they are cruel in reality!

  • Gura January 18, 2014

    Wedi Bakaro, thank you for all works you are doing to unite all Eritreans against the dictator. So far you are the only diaspora organizer who can get more than 300 people in every meeting that you had called. This is a major achievement in itself.
    The best way to unite Eritreans, as you are trying to do, is to avoid delving about the past. Let history and historians deal with the past. There are also many legal and constitutional decisions that elected officials and legal courts need to deal in a democratic governance.
    The past of all the Eritrean Ghedli is full of land mines, neither Jebha nor Shaebia was perfect. I do not need to remind you how each liquidated the perceived opponents such as Falul, Menkae, Mahber Showate or Haraka, Kunama, Johova, Gujle 15 or the many university educated young Eritreans.
    You just need to focus on the present situation in Eritrea, on what Eritreans share and how Eritreans can be united

  • ahmed saleh January 19, 2014

    My problem is with about Eritreans young generation involvement . Looking to the picture and the meeting places myself
    participated they are minority in number for some reason .

  • ahmed saleh January 19, 2014

    My problem is with Eritreans young generation involvement . Looking to the picture and the meeting places myself
    participated they are minority in number for some reason .

  • Semhar January 19, 2014

    Thanks Wedi Vacaro for exposing the mad dog bagabindo Isayas. The mad dog, bagabindo Isayas, from the day he join our revolution he has been murdering the Eritrean people in what ever move he makes. He is a murderer and he gives orders to his son and his blind followers to do his ruthless crime. Thank you Wedi Vacaro for exposing the tyrant dictator and his blind followers HIGDEF. 
 You stood for what you believe in, you stood for justice, liberty, equality and freedom. 
 You stood for our martyrs; for all our fallen heroes. You stood for our culture. You stood for our provinces. You stood for our people. You stood for our country. You stood for our liberation flag; the flag of our martyrs, of our forefathers! 
 You told us the truth, nothing but the truth. You represented Eritrean people and you stood against the mad dog tyrant dictator Isayas, his blind followers HIGDEF and his burned flag. Wedi Vacaro just like Tesfay Temnyo and Yemane T/ Gergish you told us 
ንኣርብዓ ዓመታት
ዝተቐብረ ጉድ! 
 I hope write a book, “the road to our victory” to guide us to freedom.
    Thank you for helping us to identify our enemies and our friends.
    Thank you for telling us the true history of our liberation flag and the mad dog Isayas’s flag.
    Thanks Wedi Vacaro,
    We will unite…
    We will raise our Liberation Flag!
    We will liberate our land and our people!
    We will get reed the tyrant Isayas and his blind followers HIGDEF.
    We will implement our constitution!

  • ahmed saleh January 19, 2014

    My problem is with young Eritreans generation involvement . Looking to the picture and the meeting places that I myself
    participated they are minority in number for some reason .

  • Truly Truly i say to you January 19, 2014

    ክቡራት ኣሓትን የሕዋትን ከምቲ ሎሚ ኣብ ሞንጎ ኤርትራውያን ብወገን፣ ብሥልጣን ብዉድብ ወዘተ ኮታ ኣብ ኩሉ መዳይ ተከሲቱ ዘሎ ምፍልላይ፤ ኣብታ ጥንታዊት ቀዳማዊት ቤተ ክርስትያን ውሽጢ´ውን ምፍልላይ ተከሲቱ ኣብዝነበረሉ ዕዋን ፣ ሃዋርያ ቅዱስ ጳውሎስ ከምዚ ንህናን ወዲ ቫኻሮ ተማሪርናዮ ዘለና፣ ተማሪሩ ስለዝንነበረ፣ ከምዚ ዝበሎ
    ” ኣሕዋተየ፡ ኣነ ኸኣ ከም ንስጋውያን፡ ከም ንቘልዑ ብክርስቶስ እምበር፡ ከም ንመንፈሳውያን ክዛረበኩም ኣይኰነለይን እዩ። ገና ስጋውያን ስለ ዝዀንኩም፡ ጸባ መገብኩኹም፡ ዕጽም ብልዒ ኣይኰነን። ገና ኣይከኣልኩምዎን፡ ሕጂ እኳ ኣይትኽእልዎን ኢኹም። ቅንኣት ባእስን ካብ ዚህልወኩምሲ፡ ስጋውያን ምዃንኩምዶ ኣይኰነን፧ ከም ባህሊ ሰብዶ ትኸዱ ኣየለኹምን፧ እቲ ሓደ፡ ኣነስ ናይ ጳውሎስ እየ፡ ሓደ ኻልእ ከኣ፡ ኣነስባ ናይ ኣጵሎስ እየ፡ ካብ ዚብል፡ ስጋውያን ምዃንኩምዶ ኣይኰነን፧ እምብኣርከ፡ ኣጵሎስ እንታይ እዩ፧ ጳውሎስሲ እንታይ እዩ፧ ብኣታቶም ጌርኩም ናብ እምነት ዝበጻሕኩም ኣገልገልቲ እዮም፡ እዚ ድማ እግዚኣብሄር ንነፍሲ ወከፎም ከም ዝሀቦ እዩ። ኣነ ተኸልኩ ኣጵሎስ ኣስተየ፡ ኣምላኽ ግና ኣብቈለ። እምብኣርሲ እቲ ዜብቊል ኣምላኽ ደኣ እዩ እምበር፡ እቲ ዚተክል ወይስ እቲ ዜስቲ ዚዕብሱ የብሎምን። እቲ ዚተክልን እቲ ዜስትን ሓደ እዮም፡ ነፍሲ ወከፎም ከኣ ከከም ጻዕሩ ዓስቡ ኪቕበል እዩ። ንሕና መዓይይቲ ኣምላኽ ኢና እሞ፡ ንስኻትኩም ግራት ኣምላኽ፡ ህንጻ ኣምላኽ ኢኹም።
    ብዘይ እቲ ስሩት መሰረት፡ ንሱ ኸኣ የሱስ ክርስቶስ፡ ካልእ መሰረት ሓደ እኳ ኺስርት ዚኽእል የልቦን እሞ፡ ኣነ ኸምቲ እተዋህበኒ ጸጋ ኣምላኽ ብልሓተኛ ሃናጺ ዀይነ ነቲ መሰረት ሰረትኩ፡ ሓደ ኻልእ ከኣ ኣብ ልዕሊኡ ይሀንጽ። ነፍሲ ወከፍውን ከመይ ገይሩ ኸም ዚሀንጽ ይጠንቀቕ። ሓደ እኳ ኣብ ልዕሊ እዛ መሰረት እዚኣ ወርቂ፡ ብሩር፡ ክቡር እምኒ፡ ዕጨይቲ፡ ሳዕሪ ወይስ ሓሰር እንተ ሰርሔ፡ እታ መዓልቲ እቲኣ ብሓዊ ኽትግለጽ እያ እሞ፡ ክትቀልዖ እያ። ግብሪ ነፍሲ ወከፍ ኪግሀድ እዩ፡ ንግብሪ ነፍሲ ወከፍ ከኣ ከመይ ምዃኑ እቲ ሓዊ ኺፍትኖ እዩ። ሰብ፡ እቲ ኣብ ልዕሊኡ እተሀንጸ ዕዮ እንተ ጸንዓሉ፡ ዓስቢ ኪቕበል እዩ። እቲ ዕዮኡ እንተ ነደደ ግና፡ ዓስቡ ኺስእን እዩ። ።።።። ኣብ ቀዳማይ ቆሮንቶስ ምዕራፍ 3;10-15 ዝበሎ
    እነሆ ክቡር ኣቦና ወዲ ቫካሮም፣ ከምቲ ካብ ኣምላኽ እተዋሃቦ ጸጋ። ክም ሃደ ብልሓተኛ ሃናጺ ኮይኑ ነቲ ካብ ኣቦና ወልደ ኣብ ወልደማርያም ዝተቐበሎ ሕድሪ ንምትግባር፣ ነቕ ዘይብል ናይ ሃድነትን ናይሥራህን መሠረት ተኺልልና ኣሎ። ክብርን ሞገስን ንኣምላኽ ይኹን።

    እምበኣርከስ ኣነ ሃደ ተራ ምስኪናይ ሃውኹም ዋላኳ ናይምዝራብን ናይ ምጽሓፍን ክእለት ብዙህ ኣይሃለወኒ፣ ብሃቂ ብሃቂ እብለኩም ኣለኹ፣ ከምቲ ኣብ ወንጌል ዮሃንስ ምዕራፍ ጎይታናን መድሃኒናን እየሱስ ክርስቶስ ዝበሎ
    ክቅጽል እዩ

  • Truly Truly i say to you January 19, 2014

    part 2
    እምበኣርከስ ኣነ ሃደ ተራ ምስኪናይ ሃውኹም (layman Truly Truly)ዋላኳ ናይምዝራብን ናይ ምጽሓፍን ክእለት ብዙህ ኣይሃለወኒ፣ ብሃቂ ብሃቂ እብለኩም ኣለኹ፣ ከምቲ ኣብ ወንጌል ዮሃንስ ምዕራፍ 10 ጎይታናን መድሃኒናን እየሱስ ክርስቶስ ዝበሎ
    “እቲ ናብ ደምበ ኣባጊዕ ብኣፍ ደገ ዘይኣቱ፡ ብኻልእ ወገን ዚሐኲር፡ ንሱ ሰራቕን ጒሒላን ከም ዝዀነ፡ ብሓቂ፡ ብሓቂ እብለኩም ኣሎኹ። እቲ ብኣፍ ደገ ዚኣቱ ግና፡ ንሱ ጓሳ ኣባጊዕ እዩ። ንእኡ እቲ ሓላው ደገ ይኸፍተሉ፡ እተን ኣባጊዕውን ቃሉ ይሰምዓ። ነተን ኣባጊዕ ኸኣ በብስመን ጸዊዑ የውፍረን። ነተን ኣባጊዕ ምስ ኣውፈረን ድማ፡ ቀቅድሚኤን ይኸይድ፡ እተን ኣባጊዕውን ድምጹ የለልያ እየን እሞ፡ ይስዕባኦ። ድምጺ ኻልእ ዘይፈልጣ ስለ ዝዀና፡ ንኻልእ፡ ካብኡ ይገልባ እምበር፡ ኣይስዕባኦን እየን። የሱስ እዚ ምስላዚ መሰለሎም፡ ንሳቶም ግና ነቲ እተዛረቦም ኣየስተውዐልዎን።

    ሽዑ የሱስ ከም ብሓድሽ በሎም፡ እቲ ደገ ኣባጊዕ ኣነ ኸም ዝዀንኩ፡ ብሓቂ፡ ብሓቂ እብለኩም ኣሎኹ። እቶም ቅድመይ ዝመጹ ዂላቶም ሰረቕትን ጐሓሉትን እዮም፡ እተን ኣባጊዕ ግና ኣይሰምዓኦምን እየን። እቲ ደገ ኣነ እየ። ብኣይ ዚኣቱ ኺድሕን፡ ኪኣቱን ኪወጽእን መጓሰዪውን ኪረክብ እዩ። ሰራቒ፡ ብጀካ ኺሰርቕን ኪሐርድን ኬጥፍእን ኢሉ ኣይመጽእን እዩ። ኣነ ግና ህይወት ምስ ተረፉ ምእንቲ ኺረኽባ እየ ዝመጻእኩ።

    እቲ ሕያዋይ ጓሳ ኣነ እየ። እቲ ሕያዋይ ጓሳ ህይወቱ በጃ ኣባጊዑ የሕልፋ። እቲ ብዓል ዓስቢ ግና፡ ጓሳ ዘይኰነ፡ እተን ኣባጊዕውን ዘይጥሪቱ፡ ተዂላ ኺመጽእ ከሎ እንተ ረኣየ፡ ነተን ኣባጊዕ ሓዲግወን ይሀድም። እቲ ተዂላ ድማ ነተን ኣባጊዕ ይዛረፈን ፋሕውን የብለን። ብዓል ዓስቢ እዩ እሞ፡ ይሀድም፡ ግዲ እተን ኣባጊዕውን የብሉን። ሕያዋይ ጓሳ ኣነ እየ። ነባጊዔይ እፈልጠን እተን ኣባጊዔይውን ይፈልጣኒ እየን። ከምቲ ኣቦ ንኣይ ዚፈልጠኒ፡ ኣነውን ነቦ እፈልጦ እየ። ንነፍሰይ ከኣ በጃ እተን ኣባጊዕ ኤሕልፋ። ካብዚ መጓሰ እዚ ዘይኰና ኻልኦት ኣባጊዕውን ኣለዋኒ። ንኣታተን ድማ ከምጽኤን እየ፡ ቃለይውን ኪሰምዓ እየን። ሓደ መጓሰ ኪዀና እየን ጓሳኤንውን ሓደ። ኣነ ንነፍሰይ በጃ ኸሕልፋ፡ መሊሰውን ክወስዳ እየ እሞ፡ ስለዚ ኣቦ የፍቅረኒ እዩ። ባዕለይ እየ በጃ ዘሕልፋ እምበር፡ ካባይ ዚወስዳስ የልቦን። በጃ ኸሕልፋ ስልጣን ኣሎኒ፡ መሊሰ ኽወስዳውን ስልጣን ኣሎኒ። ነዛ ትእዛዝ እዚኣ ኻብ ኣቦይ እየ እተቐበልክዋ። ”
    ጎይታ ዝበሎ፣
    ብሃቂ ብሃቂ እብለኩምን እምስክረሉን ኣለኹ፣ ወዲ ቫካሮ ከምቲ ቅድሚኡ ዝመጹ ዂላቶም ሰረቕትን ጐሓሉትን ደይኮነ፣ እቲ ሃቐኛ ጓሳ ንህዝቢ ኤርታራ ንኽኾነና፣ ኣምላኽ ንሕዝብና ሓልዩ ዝሓረየልና ሓብሃቢ ኣቦ እዩሞ እነሆ ክትቅበልዎ እንተደሊኹም ዶክተር ተወልደ ተስፋማርያም (ወዲ ቫካሮ እዩሞ) አነሆ ኣይኒ ዘለዎ ይርኣይ እዝኒ ዘለዎ ይስማእ ተቀበልዎ። ኣይፋለን ኢልኩም፣ ነቲ ነገር ግን ነቲ ኢትዮጵያውያን ኃይማኖቱ ኣስላማይ ዝኾነ መበቆሉ ካብ ስውድያ ኣረብ ንዝኾነ ሼክ መሐመድ ኣላ ሙዲን ብደይ ሃሳድነት፣ ነግን ፈነግን ፣ ሓይማኖቱ እዚባ መበቆሉ እዚባ ከይበሉ ተቐቢሎም ከሥርሕዎ ብምኽኣሎም፣ ብኣሠርተ- እሥራ ቢልዮን ዶላራት ኢንቬስት እንዳገበረ ንሃገሮም በረኸት ኮይኑ፣ መንግሥቲ ኤርትራ ሰሪሄ እዬ እናበለ ካብዝጃሃረሉ ሚኢቲ እጽፊ ብምስራህ ንሃገሮም ከምዘልምኦ፤
    ንስኹም ኤርትራውያን ኢና ባሃልቲ ግን ከም ኢሳያስን ጭፍሮትን ብሃሳድነት ንወዲ ቫካሮ ኣይንቅበሎን ኢልኩም፣ ካብሥራህ ትእንቅፍዎ እንተኮንኩም፣ ብሃቂ ብሃቂ እብለኩም ኣለኹ፣ ድህሪ ደጊም ካብኡ ዝሃሸ እሙንን ቅንኡን ሰብ ፈጺምኩም ከምዘይትረክቡ። እድልኩም ብጥምየት ምስሃን፣ ናብራኹም ብስደት፣ ብባርነት፣ ውርደትን ከርተትን ክትውድእዋ ኢኹም።

POST A COMMENT