ጽንዓት ንዂላቶም ወለድን ቤተሰብን ከምኡ እውን ንዂሉ ኤርትራዊ ዜጋ ፤- April 12, 2011 8:08 amኣብነትassenna00 SHARE አብዚ እዋነ ብርሰት ድቕናን አኃዋትናን አኃትናን ብመዘናን መግለጽን ዘይርከቦን፤ ሓዘን ተጻዒንና አብ ዘለናሉ እዋን፤ዋላዃ ዂላትና ኤርትራውያን ዜጋታት ሕዙናት እንተዄንና ብዝያዳ ግን እቶም ወለድን ቤተሰብን ብምዃኖም ብሓበራ ነዚ ዝተሰመዓና መሪር ሓዘን ተኻፈልቲ ናይቲ ዂሉ ሓዘናትኹም ምዃና ንገለጽ። Continue reading POST TAGS: ፤ቤተሰብንንዂሉንዂላቶምኤርትራዊእውንከምኡወለድንዜጋጽንዓት
መትከላዊ ሓድነት ንጸጋታት ሕብረተሰብ ኤርትራ ዘማእኽልን ዘማዕብልን ፤ ድአ እምበር ጭርሖ አይኾነን!! May 4, 2010 5:20 pmፖሊቲካዊ ውድባትassenna00 SHARE ክቡራን ዜጋታት ኤርትራ፤በዚ አርእስቲ’ዚ ክንጽሕፍ ምኽንያት ዝኾነ፤ነቲ ካብ 1974 አትሒዙ ሕዝብና ዝጠለቦ ሓድነት ሕዝብን ገድሉን በተን ሽዑ ዝነበራ ውድባት ንሓንቲ ሀገር ተፋላሊካ ሕድሕድ እናተጓነጽካ፤ ፍትሓዊ ነጻነት ከተዕቁብ ስለ ዘይክአል፤ Continue reading POST TAGS: ፤ሓድነትሕብረተሰብመትከላዊንጸጋታትአይኾነንኤርትራእምበርዘማእኽልንዘማዕብልንድአጭርሖ
መኸተ”ዶ ዘመተ – ንሰማዒኡ ዘስደምድም ጣቋ ህግደፍ ፤ February 17, 2010 6:41 pmስቪክ ማሕበራትassenna00 SHARE መኸተ ኣንጻር (u-n) ኣብ ልዕሊ ስርዓት ህ-ግ-ደ-ፍ ዝወሰዶ እገዳ ብዝብል ጎስጓስ ክካየድ ክትሰምዕ ከሎኻ፤ ብሕልና ኤርትራዊ ቅቡል ኣይኮነን፤ ምኽንያቱ እቲ ሰርዓት ኣብ ልዕሊ ህዝብና ኣምቢርዎ ዘሎ እገዳ ዓገብ ዝብል ጎስጓስ ሰለ ዘይተኻየደ። ንምዃኑ እቲ እገዳ ተረዲኡና ድዩ፤ እቲ እገዳ ንመን”ዩ፤ እነታይ እዩ’ኸ፤ እምባር’ከስ እቲ እገዳ ከምዚ ዝስዕብ እዩ። Continue reading POST TAGS: ፤ህግደፍመኸተ”ዶንሰማዒኡዘመተዘስደምድምጣቋ