ጋዜጠኛ ኤሪ-ቲቪ ፋትሕያ ኻልድ ኣብ ሳዋ ተኣሲራ። June 27, 2007 7:32 pmናጽነት ፕረስassenna00 SHARE ኣብ መንግስታዊት መደበር ቴሌቪዥን ኤርትራ “ኤሪ-ቲቪ”፡ ኣገልግሎት ቋንቋ ዓረብ፡ ኣቕራቢት ዝነበረት ጋዜጠኛ ፋትሕያ ኻልድ፡ ካብ ቅድሚ ወርሒ ጀሚራ ኣብ ወተሃደራዊ መደበር ታዕሊም ሳዋ ተኣሲራ ከምዘላ ‘ሪፖርተርስ ዊዝ ኣውት ቦርደርስ’ ሎሚ ኣብ ዝዘርግሖ ጋዜጣዊ መግለጺ ሓቢሩ። Continue reading POST TAGS: ሳዋተኣሲራ።ቲቪኣብኤሪኻልድጋዜጠኛፋትሕያ