ኣገዳሲ ሓበሬታ: ንዅሉ ኤርትራዊ ዜጋን ፈተውቲ ህዝቢ ኤርትራን። January 31, 2009 9:39 pmሓፈሻዊassenna00 SHARE በቲ ኣብ ሃገርና ወሪዱ ዘሎ ፖለቲካውን ማሕበራውን ምጣነ-ሃብታውን ኣሰቃቒ ምሕደራ ጉጅለ ህግዲፍ መሰረት ብምግባር ነዚ ዲክታተራዊ ስርዓት ንምቅዋም ኣብ ከተማ ፍራንክፈርት ሃገረ ጀርመን ንዕለት 28-02-2009 (ቀዳም መዓልቲ) ልክዕ ሰዓት 12.00 ቅድሚ ቀትሪ ሰልፊ ክጅመር ምዃኑ እንዳሓበርና ኣብዚ ዝተጠቕሰ ዕለትን ሰዓትን ተረኺብኩም መረረኹም ክትገልጹ ብጥብቂ ንላቦ። Continue reading POST TAGS: ህዝቢሓበሬታንዅሉኣገዳሲኤርትራን።ኤርትራዊዜጋንፈተውቲ