ኣማኒኤል ሳህለ፣ ዓቢ ጽፍዒት ንሚኒስትሪ ዜና! August 27, 2007 10:17 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኣቶ ኣማኒኤል ሳህለ ኣብ ስነጽሑፍ ሃገርና ብፍላይ ድሕሪ ነጻነት ሓደ ካብቶም ዓበይቲ ኣብርክቶ ዝገበረ ክንብሎ እንኽእል ሰብ እዩ። ሕጂ ካብ ጋዜጣታት ኤርትራ ድሕሪ 16 ዓመታት ምፍላዩ፣ ዓቢ ጽፍዒት ንሚንስትሪ ዜና እንተተባህለ ዝተጋነነ ኣይኮነን። Continue reading POST TAGS: ሳህለ፣ንሚኒስትሪኣማኒኤልዓቢዜናጽፍዒት