ዝትሓቑነ ጸባ ጠስሚ የዉጽእ፣ November 4, 2009 1:25 amፖለቲካassenna00 SHARE ኣብ መስርሕ ሓርነታዊ ቃልስና በብጊዚኡ ዘይምርድዳእን ምፍሕፋሕን ካብ ዝርኤ ዓመታት ኣቁጺሩ ኣሎ፡ እቲ ብዝያዳ ጎሊሑ ዝርኤ ካአ ኣብ ሞንጎ መሰረታዉያንን መሪሕነታትን ሰልፍታትን ይኹና ዉድባት፣ ከምኡ’ዉን በርገሳዊያን ማሕበራትን ብጠቅላሉኡ ኣብ ደምበ ተቛዉሞ እንርከብ ዝርኤ ጉዳይ ኮይኑ፣ እዚ ምትፍናንን፣ ምንቅቃፍን አብ መስርሕ ሓርነታዊ ቃልስና ባህርያዊ ኢዩ.። Continue reading POST TAGS: ዝትሓቑነየዉጽእ፣ጠስሚጸባ