‘ኣለና’ ኣገናዕ!! ደኣ ክበሃል ይግበኦ እምበር፡ October 31, 2010 1:52 amሓፈሻዊassenna00 SHARE ታሪኽ ገድልና ከይበላሾስ፡ ብ ኢሰያስ ዝተፈጸሙ ናይ ንጹሃት ተጋደልቲ ቅንጻለታት ኣይተቃልዕ፡ ሓቂ ኣይተውጽእ ምባልስ ኣይዘረባን። Continue reading POST TAGS: ‘ኣለና’ኣገናዕእምበር፡ክበሃልይግበኦደኣ
ሎም’ሲ ይኣክል ደኣ January 13, 2009 2:24 amፖለቲካassenna00 SHARE ዓመተ 2008 ኣብ ምዝዛማ ኣብ ልቢ ኹልና ኤርትራውያን ዓቢ ተስፋ ዘሪኣ እያ ሓሊፋ። ዓመተ 2009’ውን ኣነስ መዓስ ሓሚቐ ክትብል ነቲ ተስፋ መመሊሳ’ያ ተጓዕፍሮ ዘላ። ንዓሰርተታት ዓመታት ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ከም መንዳዓት ኮይኑ ዘሳቕየና ዝጸንሐን ዘሎን ትፋእ ታሪኽ ዝኾነ ስርዓት ህግደፍ መሓውራቱ ብቕሉዕ ክለምስ ጀሚሩ’ሎ። Continue reading POST TAGS: ሎም’ሲይኣክልደኣ
ባዕልኻ ደኣ ቅንፍዝ August 28, 2007 10:53 pmናዕታ ሃገርassenna00 SHARE ግዜ ግዜ እናወለደሓሓቁ ምስተጋህደ ምስተነቓነቐ መንግስቱኣሜሪካያ መሃዚቱ Continue reading POST TAGS: ቅንፍዝባዕልኻደኣ